ዘፍጥረት 13:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሎጥ ከኣ ኣዒንቱ ኣልዒሉ፡ ብዘሎ ኸባቢ ዮርዳኖስ+ ክሳዕ ጾዓር፡+ ከም ገነት* የሆዋ፡+ ከም ምድሪ ግብጺ፡ ማይ መሊእዎ ረኣየ። (እዚ ድማ የሆዋ ንሶዶምን ንጎሞራን ቅድሚ ምጥፋኡ እዩ።)
10 ሎጥ ከኣ ኣዒንቱ ኣልዒሉ፡ ብዘሎ ኸባቢ ዮርዳኖስ+ ክሳዕ ጾዓር፡+ ከም ገነት* የሆዋ፡+ ከም ምድሪ ግብጺ፡ ማይ መሊእዎ ረኣየ። (እዚ ድማ የሆዋ ንሶዶምን ንጎሞራን ቅድሚ ምጥፋኡ እዩ።)