ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 29:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ናብቲ የሆዋ ኣምላኽካ ሎሚ ምሳኻ ዚኣትዎ ዘሎ ኺዳን የሆዋ ኣምላኽካን ናብ ማሕላኡን ምእንቲ ኽትኣቱ እዩ፣+

  • ኤርምያስ 22:8, 9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 8 “‘ብዙሓት ኣህዛብ ከኣ በዛ ኸተማ እዚኣ ኺሓልፉ፡ ንሓድሕዶም ድማ፡ “ስለምንታይ እዩ የሆዋ ነዛ ዓባይ ከተማ እዚኣ ኸምዚ ዝገበራ፧” ኪባሃሃሉ እዮም።+ 9 “ኪዳን የሆዋ ኣምላኾም ስለ ዝሓደጉን ንኻልኦት ኣማልኽቲ ስለ ዝሰገዱን ስለ ዘገልገልዎምን እዩ” ኢሎም ከኣ ኪምልሱ እዮም።’+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ