ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እዝራ 9:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ከምዚ ኸኣ በልኩ፦ “ኦ ኣምላኸይ፡ ስሕተትና ኣብ ልዕሊ ርእስና በዚሑ፡ በደልና እውን ክሳዕ ሰማያት ተዀሚሩ እዩ እሞ፡ ኦ ኣምላኸይ፡ ገጸይ ናባኻ ምልዓል ኣሕፊሩንን ኣሕኒኹንን ኣሎ።+

  • ህዝቅኤል 36:31
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 31 ሽዑ፡ ነቲ እኩይ መገድታትኩምን ነቲ ጽቡቕ ዘይኰነ ግብርታትኩምን ክትዝክሩ፡ ብሰሪ በደልኩምን ፍንፉን ተግባራትኩምን ከኣ ርእስኹም ክትፍንፍኑ ኢኹም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ