ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 49:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 49 ብዛዕባ ዓሞናውያን፡+ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

      “እስራኤልዶ ደቂ የብሉን እዩ፧

      ወራሲዶኸ የብሉን እዩ፧

      ስለምንታይ ደኣ እዩ ማልካም+ ንጋድ+ እተረስተያ፧

      ስለምንታይከ እዩ ህዝቡ ኣብ ከተማታት እስራኤል ዚነብር ዘሎ፧”

  • ኣሞጽ 1:13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

      ‘“ሃገሮም ኬግፍሑስ ንጥኑሳት ጊልዓድ ቀዲዶምወን እዮም እሞ፡+

      ስለ ሰለስተ በደል ዓሞናውያን፡+ ድማ ስለ ኣርባዕተ፡ ኣይክመልሶን እየ፣

  • ጸፎንያስ 2:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  9 ስለዚ፡ ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤል፡

      “ሞኣብ ከም ሶዶም ክትከውን እያ፣+

      ዓሞናውያን ድማ ከም ጎሞራ ኪዀኑ እዮም፣+

      ቦታ ኣምዐን ጕድጓድ ጨውን ናይ ሓዋሩ ባድምን ክትከውን እያ።+

      ካብ ህዝበይ እቶም ዝተረፉ፡ ኪዘምትዎም እዮም፣

      ተረፍ ህዝበይ እውን ኬልቅቖም እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ