ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 49:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 “‘ስለዚ፡ እንሆ፡ ኣብ ልዕሊ ራባ+ ናይ ዓሞናውያን+ ደሃይ መጠንቀቕታ ውግእ* ዘስምዓለን

      መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ’ ይብል የሆዋ።

      ‘ንሳ ዝባደመት ኵምራ ኽትከውን እያ፣

      ዓድታታ ኸኣ ብሓዊ ኺባርዓ እየን።’

      ‘እስራኤል ድማ ነቶም ኣልቂቖምዎ ዝነበሩ ኺወርሶም እዩ’+ ይብል የሆዋ።

  • ኣሞጽ 1:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ስለዚ፡ ኣብ መካበብያ ራባ ሓዊ ኽኣጕድ እየ፣+

      ብመዓልቲ ውግእ ከኣ ምስ ጭድርታ ውግእ፡

      ብመዓልቲ ህቦብላ ንፋስ ድማ ምስ ህቦብላ፡

      ንእተዓርደ ግምብታታ ኺበልዖ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ