ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 21:28
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 28 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ብዛዕባ ዓሞናውያንን ብዛዕባ ጸርፎምን ከምዚ ይብል’ ኢልካ ተነበ። ከምዚ በል፦ ‘ሰይፊ! ሰይፊ ንማሕረዲ ተመሊሓ ኣላ፣ ክትውሕጥን ከም በርቂ ማሕማሕ ክትብልን ተወልዊላ ኣላ።

  • ህዝቅኤል 21:32
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 32 ንሓዊ ዚኸውን ነዳዲ ኽትከውን ኢኻ፣+ ደምካ ኣብታ ምድሪ ኺፈስስ እዩ፣ ኣነ የሆዋ ተዛሪበ ኣለኹ እሞ፡ ደጊም ኣይክትዝከርን ኢኻ።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ