ናሆም 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ዚደልን+ ሕነ ዚፈድን ኣምላኽ እዩ፣የሆዋ ሕነ ዚፈድን ነድሩ ንምግላጽ ድሉውን እዩ።+ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ተጻረርቱ ሕነ ይፈዲ፡ንጸላእቱ ኸኣ ነድሩ ይዓቝረሎም።
2 የሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ዚደልን+ ሕነ ዚፈድን ኣምላኽ እዩ፣የሆዋ ሕነ ዚፈድን ነድሩ ንምግላጽ ድሉውን እዩ።+ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ተጻረርቱ ሕነ ይፈዲ፡ንጸላእቱ ኸኣ ነድሩ ይዓቝረሎም።