ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 25:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ስለዚ፡ ነታ ጽዋእ ካብ ኢድ የሆዋ ወሲደ፡ ንዅሎም እቶም የሆዋ ናባታቶም ዝለኣኸኒ ኣህዛብ ኣስተኽዎም፣+

  • ኤርምያስ 25:20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 ንዅሎም እቶም ምሳታቶም ዚነብሩ ሕውስዋስ ህዝብን፡ ንዅሎም ነገስታት ዑጽ፡ ንዅሎም ነገስታት ምድሪ ፍልስጥኤማውያንን+ ኣሽቀሎንን+ ጋዛን ዔቅሮንን ተረፍ ኣሽዶድን፡

  • ጸፎንያስ 2:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ከመይሲ፡ ጋዛ እተሓድገት ከተማ ኽትከውን፡

      ኣሽቀሎን ከኣ ክትባድም፡+

      ኣሽዶድ ድማ ቀትሪ ምድሪ ኽትስጐጕ፡

      ዔቅሮን እውን ክትምሖ እያ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ