ኤርምያስ 6:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ዕንጨይቲ ቝረጹ፡ ንየሩሳሌም ዕርዲ ኸበባ ዀምሩላ።+ ተሓታቲት ክትከውን ዘለዋ ኸተማ እያ፣ኣብ ውሽጣ ብዘይካ ጭቈና ኻልእ የልቦን።+ ኤርምያስ 32:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 እንሆ፡ ነዛ ኸተማ ኺሕዝዋ ዕርዲ ኸበባ ዚዅምሩላ መጺኦም ኣለዉ፣+ ብሰሪ ሰይፍን+ ጥሜትን ለበዳን*+ ድማ፡ እዛ ኸተማ ብርግጽ ኣብ ኢድ እቶም ዚዋግእዋ ዘለዉ ከለዳውያን ክትወድቕ እያ፣ እቲ ዝበልካዮ፡ ከምዚ ሕጂ እትርእዮ ዘለኻ፡ ኵሉ ዀይኑ እዩ።
6 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ዕንጨይቲ ቝረጹ፡ ንየሩሳሌም ዕርዲ ኸበባ ዀምሩላ።+ ተሓታቲት ክትከውን ዘለዋ ኸተማ እያ፣ኣብ ውሽጣ ብዘይካ ጭቈና ኻልእ የልቦን።+
24 እንሆ፡ ነዛ ኸተማ ኺሕዝዋ ዕርዲ ኸበባ ዚዅምሩላ መጺኦም ኣለዉ፣+ ብሰሪ ሰይፍን+ ጥሜትን ለበዳን*+ ድማ፡ እዛ ኸተማ ብርግጽ ኣብ ኢድ እቶም ዚዋግእዋ ዘለዉ ከለዳውያን ክትወድቕ እያ፣ እቲ ዝበልካዮ፡ ከምዚ ሕጂ እትርእዮ ዘለኻ፡ ኵሉ ዀይኑ እዩ።