-
ህዝቅኤል 12:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 እናረኣዩ፡ ንንብረትካ ኣብ መንኵብካ ግበሮ፡ ብጸልማት ከኣ ጾይርካ ኣውጽኣዮ። ኣብ ቤት እስራኤል ምልክት እገብረካ ኣለኹ እሞ፡+ ምድሪ ኸይትርእስ ገጽካ ሸፍን።”
-
-
ህዝቅኤል 24:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ህዝቅኤል ድማ ምልክት ኰይኑልኩም ኣሎ።+ ከምቲ ዝገበሮ ኽትገብሩ ኢኹም። እዚ ምስ ኰነ፡ ኣነ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንኩ የሆዋ ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።’”’”
-