ኤርምያስ 43:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኣባይቲ* ኣማልኽቲ ግብጺ ድማ ብሓዊ ኸባርዕ እየ፣+ ንሱ ኸኣ ንዓታተን ኬንድደን፡ ንዓታቶም እውን ኪማርኾም እዩ። ከምቲ ጓሳ ብኽዳኑ ዚኽደን፡ ንምድሪ ግብጺ ኪኽደና እዩ፣ ካብኣ እውን ብሰላም* ኪኸይድ እዩ። ኤርምያስ 46:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 “ኣብ ግብጺ ንገሩ፡ ኣብ ሚግዶል ኣውጁ።+ ኣብ ኖፍን* ኣብ ታህጳኔስን ኣውጁ።+ ከምዚ በሉ፦ ‘ሰይፊ ኣብ ዙርያኹም ኪውሕጥ እዩ እሞ፡ተዳሊኹም ቁሙ።
12 ኣባይቲ* ኣማልኽቲ ግብጺ ድማ ብሓዊ ኸባርዕ እየ፣+ ንሱ ኸኣ ንዓታተን ኬንድደን፡ ንዓታቶም እውን ኪማርኾም እዩ። ከምቲ ጓሳ ብኽዳኑ ዚኽደን፡ ንምድሪ ግብጺ ኪኽደና እዩ፣ ካብኣ እውን ብሰላም* ኪኸይድ እዩ።