ህዝቅኤል 34:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “ዝጠፍአት ከናዲ፡+ እተባረረት ክመልስ፡ ዝቘሰለት ክዝንን፡ ዝደኸመት ድማ ከበርትዕ እየ፣ ዝሰብሐትን ዝበርትዐትን ግና ከጥፍእ እየ። ንዓኣ ፍርዲ ኸብልዓ እየ።” 17 “‘ኣትን ኣባጊዐይ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ኣብ መንጎ በጊዕን በጊዕን፡ ኣብ መንጎ ደዓውልን ድቤላታትን ክፈርድ እየ።+
16 “ዝጠፍአት ከናዲ፡+ እተባረረት ክመልስ፡ ዝቘሰለት ክዝንን፡ ዝደኸመት ድማ ከበርትዕ እየ፣ ዝሰብሐትን ዝበርትዐትን ግና ከጥፍእ እየ። ንዓኣ ፍርዲ ኸብልዓ እየ።” 17 “‘ኣትን ኣባጊዐይ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ኣብ መንጎ በጊዕን በጊዕን፡ ኣብ መንጎ ደዓውልን ድቤላታትን ክፈርድ እየ።+