ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 4:25
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 25 ይሁዳን እስራኤልን ከኣ ካብ ዳን ክሳብ ብኤር-ሸባዕ፡ ብዅሉ ዘመን ሰሎሞን፡ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ትሕቲ ተኽሊ ወይኑን ኣብ ትሕቲ ኦም በለሱን ብደሓን ይነብር ነበረ።

  • ሆሴእ 2:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ምስ ኣራዊት መሮርን+

      ምስ ኣዕዋፍ ሰማይን ምስ ለመምቲ ምድርን ኪዳን ክኣትወሎም እየ፣+

      ቀስትን ሰይፍን ውግእን ካብታ ሃገር ከርሕቕ እየ፣+

      ብደሓን እውን በጥ ከብሎም* እየ።+

  • ሚክያስ 4:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ኣፍ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ተዛሪቡ እዩ እሞ፡

      ነፍሲ ወከፍ ኣብ ትሕቲ ተኽሊ ወይኑን ኣብ ትሕቲ ኦም በለሱን ኪቕመጥ እዩ፣+

      ሓደ እኳ ኣይኬፍርሆምን እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ