ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 26
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ብዛዕባ እምንቶን ድሕነትን እተዘመረ መዝሙር (1-21)

        • ያህ የሆዋ፡ ናይ ዘለኣለም ከውሒ (4)

        • ነበርቲ ምድሪ ጽድቂ ይምሃሩ (9)

        • “ምዉታትካ ብህይወት ኪነብሩ እዮም” (19)

        • ናብ ውሽጣዊ ኽፍልታትኩም እተዉ፡ ተሓብኡ (20)

ኢሳይያስ 26:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 33:10, 11
  • +ዘጸ 15:1፣ 2ሳሙ 22:1፣ ኢሳ 12:5
  • +መዝ 48:2, 12
  • +ኢሳ 60:18፣ ዘካ 2:4, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 18

    1/1/1995፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 26:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 18

    1/1/1995፡ ገጽ 10-16

ኢሳይያስ 26:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቶም ዝንባለኦም ዘይናወጽ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “እተወከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 9:10፣ ኤር 17:7
  • +መዝ 119:165፣ ኢሳ 54:13፣ ፊል 4:6, 7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 18

ኢሳይያስ 26:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    “ያህ” ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ተወከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4, 31
  • +2ዜና 20:20፣ መዝ 62:8፣ ምሳ 3:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 18

ኢሳይያስ 26:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 18-19

ኢሳይያስ 26:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 18-19

ኢሳይያስ 26:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጥጥሕቲ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 19

ኢሳይያስ 26:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብነፍስና ንናፍቕ።”

  • *

    ማለት፡ ኣምላኽን ስሙን ኪዝከር ወይ ኪፍለጥ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 19

ኢሳይያስ 26:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብነፍሰይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 9:8፣ 58:10, 11፣ 85:11, 13፣ 96:13፣ 97:2፣ ኢሳ 61:11
  • +መዝ 63:6፣ 119:62፣ ሉቃ 6:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 97-98

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 19

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 177-178

ኢሳይያስ 26:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 106:43
  • +ኤር 2:7፣ ሆሴ 11:7
  • +መዝ 28:5፣ ኢሳ 5:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 19

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 178-179

ኢሳይያስ 26:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:9

ኢሳይያስ 26:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 57:19፣ ኤር 33:6, 7

ኢሳይያስ 26:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 12:7, 8
  • +2ጢሞ 2:19

ኢሳይያስ 26:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 51:39

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 20

ኢሳይያስ 26:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:21
  • +1ነገ 4:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 20

    1/1/1995፡ ገጽ 11-16

ኢሳይያስ 26:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:34, 35፣ ሆሴ 5:15

ኢሳይያስ 26:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 20

ኢሳይያስ 26:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 20

ኢሳይያስ 26:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሬሳይ።”

  • *

    ወይ፡ “ኣውሊ ተኽሊ (ልሕቲት)” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ነቶም ብሞት እተሰነፉ ኽትወልዶም እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 25:8፣ ሆሴ 13:14፣ ማር 12:26፣ ዮሃ 5:28, 29፣ 11:24, 25፣ ግብ 24:15፣ 1ቈረ 15:21፣ 1ተሰ 4:14፣ ራእ 20:12, 13
  • +ዘፍ 3:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    22/4/2004፡

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 20

ኢሳይያስ 26:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኵነኔ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:15, 16፣ ዘጸ 12:22, 23፣ ምሳ 18:10
  • +መዝ 27:5፣ 91:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2024፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2023፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 26-27

    15/5/2009፡ ገጽ 8

    1/3/2001፡ ገጽ 20-21

    15/8/1998፡ ገጽ 19

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 230

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 26:1ኤር 33:10, 11
ኢሳ. 26:1ዘጸ 15:1፣ 2ሳሙ 22:1፣ ኢሳ 12:5
ኢሳ. 26:1መዝ 48:2, 12
ኢሳ. 26:1ኢሳ 60:18፣ ዘካ 2:4, 5
ኢሳ. 26:2ኢሳ 60:11
ኢሳ. 26:3መዝ 9:10፣ ኤር 17:7
ኢሳ. 26:3መዝ 119:165፣ ኢሳ 54:13፣ ፊል 4:6, 7
ኢሳ. 26:4ዘዳ 32:4, 31
ኢሳ. 26:42ዜና 20:20፣ መዝ 62:8፣ ምሳ 3:5
ኢሳ. 26:9መዝ 9:8፣ 58:10, 11፣ 85:11, 13፣ 96:13፣ 97:2፣ ኢሳ 61:11
ኢሳ. 26:9መዝ 63:6፣ 119:62፣ ሉቃ 6:12
ኢሳ. 26:10መዝ 106:43
ኢሳ. 26:10ኤር 2:7፣ ሆሴ 11:7
ኢሳ. 26:10መዝ 28:5፣ ኢሳ 5:12
ኢሳ. 26:11ኢሳ 6:9
ኢሳ. 26:12ኢሳ 57:19፣ ኤር 33:6, 7
ኢሳ. 26:132ዜና 12:7, 8
ኢሳ. 26:132ጢሞ 2:19
ኢሳ. 26:14ኤር 51:39
ኢሳ. 26:15ኢሳ 60:21
ኢሳ. 26:151ነገ 4:21
ኢሳ. 26:16መዝ 78:34, 35፣ ሆሴ 5:15
ኢሳ. 26:19ኢሳ 25:8፣ ሆሴ 13:14፣ ማር 12:26፣ ዮሃ 5:28, 29፣ 11:24, 25፣ ግብ 24:15፣ 1ቈረ 15:21፣ 1ተሰ 4:14፣ ራእ 20:12, 13
ኢሳ. 26:19ዘፍ 3:19
ኢሳ. 26:20ዘፍ 7:15, 16፣ ዘጸ 12:22, 23፣ ምሳ 18:10
ኢሳ. 26:20መዝ 27:5፣ 91:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 26:1-21

ኢሳይያስ

26 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እዚ መዝሙር እዚ ኣብ ምድሪ ይሁዳ+ ኺዝመር እዩ፦+

“ጽንዕቲ ኸተማ ኣላትና።+

ንመካበብያኣን ንዕርዳን፡ ድሕነት ገይርዎ እዩ።+

 2 ጻድቕ ህዝቢ፡

ብተኣማንነት ዚመላለስ ህዝቢ ኺኣቱስ፡ ኣፍ ደገታት ክፈቱ።+

 3 ነቶም ምሉእ ብምሉእ ኣባኻ ዚጽግዑ፡* ክትሕልዎም ኢኻ፣

ብኣኻ ስለ እተኣመኑ፡*+

ቀጻሊ ሰላም ክትህቦም ኢኻ።+

 4 ያህ* የሆዋ ናይ ዘለኣለም ከውሒ እዩ እሞ፡+

ንዘለኣለም ብየሆዋ ተኣመኑ።*+

 5 ነቶም ኣብ በሪኽ፡ ኣብታ ልዕልቲ ኸተማ ዚነብሩስ ኣውሪድዎም።

ንዓኣ ኸኣ ኣውሪድዋ፡

ናብ ምድሪ ኣውሪድዋ፣

ናብ ሓመድ ደርብይዋ።

 6 እግሪ ኺረግጻ፡

እግሪ ውጹዓትን ስጕምቲ ትሑታትን ኪረግጻ እዩ።”

 7 መገዲ ጻድቕ ቅንዕቲ* እያ።

ቅኑዕ ስለ ዝዀንካ፡

መገዲ ጻድቕ ከተጣጥሕ ኢኻ።

 8 ኦ የሆዋ፡ መገዲ ፍርድታትካ ኽንስዕብ ከለና፡

ተስፋና ብኣኻ እዩ።

ስምካን መዘከርታኻን ንናፍቕ* ኢና።*

 9 ፍርድታትካ ኣብ ምድሪ ምስ ዚኸውን፡

ነበርቲ እታ ምድሪ ብዛዕባ ጽድቂ ይምሃሩ እዮም እሞ፡+

ለይቲ፡ ብዅለንትናይ* እናፍቐካ እየ፣

እወ፡ መንፈሰይ ይደልየካ እዩ።+

10 እኩይሲ ሞገስ እኳ እንተ ተገብረሉ፡

ጽድቂ ኣይምሃርን።+

ኣብ ሃገር ቅንዕና እኳ እከይ ይገብር፡+

ግርማ የሆዋ እውን ኣይርእን።+

11 ኦ የሆዋ፡ ኢድካ ተላዒላ ኣላ፣ ንሳቶም ግና ኣይረኣይዋን።+

ንህዝብኻ ዘሎካ ቕንኣት ኪርእዩን ኪሓፍሩን እዮም።

እወ፡ ንተጻረርትኻ እተዳለወ ሓዊ ኺበልዖም እዩ።

12 ኦ የሆዋ፡ ኵሉ እቲ ዝገበርናዮ፡

ንስኻ ኢኻ ዓሚምካልና እሞ፡

ሰላም ክትህበና ኢኻ።+

13 ኦ የሆዋ ኣምላኽና፡ ብዘይካኻ ኻልኦት ጐይተት ገዚኦምና እዮም፣+

ንሕና ግና ስምካ ጥራይ ኢና እንረቍሕ።+

14 ንሳቶምሲ ምዉታት እዮም፣ ህያዋን ኣይኰኑን።

ብሞት እተሰነፉ እዮም፣ ኣይኪትንስኡን እዮም።+

ከተጽንቶምን ኵሉ መዘከርታኦም ከተጥፍእንሲ፡

ናባታቶም ቈላሕታኻ ጌርካ ኢኻ።

15 ነቲ ህዝቢ ኣዕቢኻዮ፡ ኦ የሆዋ፡

ነቲ ህዝቢ ኣዕቢኻዮ፣

ርእስኻ ኣኽቢርካ።+

ኵሉ ዶባት እታ ምድሪ ብዙሕ ኣስፊሕካ።+

16 ኦ የሆዋ፡ ብግዜ ጭንቂ ናባኻ ኣቢሎም፣

ምስ ገሰጽካዮም፡ ጸሎቶም ብሕሹዅሹዅ ኣፍሲሶም።+

17 ከምቲ ኽትወልድ ዝቐረበት ጥንስቲ

ቅልውላው ዚሕዛን ብጻዕሪ እትጭርሕን፡

ኦ የሆዋ፡ ንሕና እውን ኣብ ቅድሜኻ ኸምኡ ዄንና።

18 ጠኒስና፡ ቅልውላው ድማ ሒዙና፣

ግናኸ፡ ንፋስ ከም ዝወለድና ዄንና።

ናብታ ምድሪ፡ ድሕነት ኣየምጻእናን፣

ኣብታ ምድሪ ኺነብር ከኣ ሓደ እኳ ኣይተወልደን።

19 “ምዉታትካ ብህይወት ኪነብሩ እዮም።

ሬሳታተይ* ኪትንስኡ እዮም።+

ኣቱም ኣብ ሓመድ እትነብሩ፡+

ንቕሑ፡ እልል እውን በሉ!

ኣውልኻስ ኣውሊ ንግሆ* እዩ፣

ምድሪ ድማ ነቶም ብሞት እተሰነፉ፡ ህያዋን ኪዀኑ ኽትሓድጎም እያ።*

20 ኣቱም ህዝበይ፡ ኪዱ፡ ናብ ውሽጣዊ ኽፍልታትኩም እተዉ፡

ማዕጾኹም እውን ብድሕሬኹም ዕጸዉ።+

ቍጥዓ* ኽሳዕ ዚሓልፍ፡+

ንሓጺር ህሞት ተሓብኡ።

21 እንሆ፡ የሆዋስ ንነበርቲ እታ ምድሪ ብስሕተቶም ተሓተትቲ ኺገብሮም

ካብ ቦታኡ ይመጽእ ኣሎ፣

እታ ምድሪ ኸኣ ንዘፍሰሰቶ ደም ክትቀልዖ፡

ንቕቱላታ እውን ደጊም ኣይክትክውሎምን እያ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ