ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጴጥሮስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ

      • ኣንስትን ሰብኡትን (1-7)

      • እትደናገጹ ኹኑ፣ ሰላም ድለዩ (8-12)

      • ስለ ጽድቂ መከራ ምጽጋብ (13-22)

        • ብዛዕባ ተስፋኹም ንምጥባቕ እተዳሎኹም ኩኑ (15)

        • ጥምቀትን ሰናይ ሕልናን (21)

1 ጴጥሮስ 3:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 7:16
  • +ሮሜ 7:2፣ 1ቈረ 11:3፣ ኤፌ 5:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 49

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2015፡ ገጽ 27

    15/3/2013፡ ገጽ 31

    15/2/2007፡ ገጽ 20-21

    1/3/2005፡ ገጽ 19

    15/6/2000፡ ገጽ 14-15

    1/8/1996፡ ገጽ 18

1 ጴጥሮስ 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 2:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 49

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2007፡ ገጽ 20-21

    1/3/2005፡ ገጽ 19

    15/6/2000፡ ገጽ 14-15

    1/8/1996፡ ገጽ 18

1 ጴጥሮስ 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 11:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 131

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2007፡ ገጽ 21

    15/6/1999፡ ገጽ 32

1 ጴጥሮስ 3:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 4:24፣ ቈሎ 3:10, 12፣ 1ጢሞ 2:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 49

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2007፡ ገጽ 22-23

    15/2/2007፡ ገጽ 21

    1/3/2005፡ ገጽ 19-20

    15/10/2001፡ ገጽ 18

    15/7/2000፡ ገጽ 5

1 ጴጥሮስ 3:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 49

1 ጴጥሮስ 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 18:12፣ ኤፌ 5:33
  • +ምሳ 3:25፣ ፊል 1:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2005፡ ገጽ 19-20

    15/5/2004፡ ገጽ 26

1 ጴጥሮስ 3:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንኣንስትኹም ሕለዩለን (ተረድእወን)።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዝደኸመት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 3:28
  • +ኤፌ 5:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 99-100

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2021፡ ገጽ 22

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 49

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2015፡ ገጽ 23

    15/5/2012፡ ገጽ 6

    15/5/2010፡ ገጽ 11

    15/7/2009፡ ገጽ 8-9

    15/2/2007፡ ገጽ 14-15

    15/5/2006፡ ገጽ 32

    1/3/2005፡ ገጽ 16-18

    15/6/2000፡ ገጽ 19-20

    1/8/1999፡ ገጽ 19-20

    1/4/1998፡ ገጽ 29

    15/10/1996፡ ገጽ 18

    1/7/1995፡ ገጽ 29-30

    ይምህረና፡ ገጽ 146

    ፍልጠት፡ ገጽ 143-144

1 ጴጥሮስ 3:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 1:10፣ ፊል 2:2
  • +ሮሜ 12:10
  • +ሮሜ 15:5፣ ቈሎ 3:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 153

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2019፡ ገጽ 14-15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2002፡ ገጽ 24-25

    1/8/1997፡ ገጽ 15-16

1 ጴጥሮስ 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:17፣ 1ተሰ 5:15
  • +1ጴጥ 2:23
  • +ሮሜ 12:14፣ 1ቈረ 4:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 195

1 ጴጥሮስ 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 3:8

1 ጴጥሮስ 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 8:13
  • +3ዮሃ 11
  • +1ተሰ 5:13፣ ያእ 3:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/1997፡ ገጽ 13-19

1 ጴጥሮስ 3:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 3:22
  • +መዝ 34:12-16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2002፡ ገጽ 14

1 ጴጥሮስ 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:3, 4

1 ጴጥሮስ 3:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ምፍርራሆም ግና ኣይትፍርህዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:11, 12፣ ግብ 5:41፣ 1ጴጥ 2:19
  • +ማቴ 10:28

1 ጴጥሮስ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 15:1፣ 2ጢሞ 2:24, 25፣ ቲቶ 3:1, 2
  • +ቈሎ 4:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 28

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 22

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 70

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 61

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 68፡ 177-178

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2001፡ ገጽ 23

    15/1/1997፡ ገጽ 14

    ንቕሑ!፡

    8/4/2000፡ ገጽ 29-30

1 ጴጥሮስ 3:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:21፣ 1ጴጥ 2:12
  • +ቲቶ 2:8
  • +ግብ 23:1፣ 24:16፣ 1ጢሞ 1:5, 18, 19፣ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2003፡ ገጽ 32

1 ጴጥሮስ 3:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 4:15
  • +2ቈረ 1:7፣ ቈሎ 1:24

1 ጴጥሮስ 3:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 5:18
  • +እብ 9:28
  • +ሮሜ 5:6
  • +1ቈረ 15:50
  • +1ጢሞ 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 93

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 27

1 ጴጥሮስ 3:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 2:4፣ ይሁ 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2013፡ ገጽ 16

    15/6/2013፡ ገጽ 23

    15/1/2006፡ ገጽ 6-7

1 ጴጥሮስ 3:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ትዕግስቲ ኣምላኽ ክትጽበ ኸላ።”

  • *

    ወይ፡ “ሰባት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 6:2, 3
  • +ዘፍ 7:13, 23
  • +ዘፍ 6:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2023፡ ገጽ 10-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2006፡ ገጽ 6-7

    1/11/2001፡ ገጽ 9-10

1 ጴጥሮስ 3:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 9:14፣ 10:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2023፡ ገጽ 10-11

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 46

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2020፡ ገጽ 14

    3/2020፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2018፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2017፡ ገጽ 11-12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2008፡ ገጽ 21

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 115

    ፍልጠት፡ ገጽ 175-176

1 ጴጥሮስ 3:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:1፣ ግብ 7:55፣ እብ 10:12
  • +ማቴ 28:18፣ 1ቈረ 15:25፣ ኤፌ 1:20, 21፣ ፊል 2:9, 10፣ እብ 1:6

ሓፈሻዊ

1 ጴጥ. 3:11ቈረ 7:16
1 ጴጥ. 3:1ሮሜ 7:2፣ 1ቈረ 11:3፣ ኤፌ 5:22
1 ጴጥ. 3:21ጴጥ 2:12
1 ጴጥ. 3:3ምሳ 11:22
1 ጴጥ. 3:4ኤፌ 4:24፣ ቈሎ 3:10, 12፣ 1ጢሞ 2:9, 10
1 ጴጥ. 3:6ዘፍ 18:12፣ ኤፌ 5:33
1 ጴጥ. 3:6ምሳ 3:25፣ ፊል 1:28
1 ጴጥ. 3:7ገላ 3:28
1 ጴጥ. 3:7ኤፌ 5:25
1 ጴጥ. 3:81ቈረ 1:10፣ ፊል 2:2
1 ጴጥ. 3:8ሮሜ 12:10
1 ጴጥ. 3:8ሮሜ 15:5፣ ቈሎ 3:12
1 ጴጥ. 3:9ሮሜ 12:17፣ 1ተሰ 5:15
1 ጴጥ. 3:91ጴጥ 2:23
1 ጴጥ. 3:9ሮሜ 12:14፣ 1ቈረ 4:12
1 ጴጥ. 3:10ያእ 3:8
1 ጴጥ. 3:11ምሳ 8:13
1 ጴጥ. 3:113ዮሃ 11
1 ጴጥ. 3:111ተሰ 5:13፣ ያእ 3:17
1 ጴጥ. 3:121ዮሃ 3:22
1 ጴጥ. 3:12መዝ 34:12-16
1 ጴጥ. 3:13ሮሜ 13:3, 4
1 ጴጥ. 3:14ማቴ 5:11, 12፣ ግብ 5:41፣ 1ጴጥ 2:19
1 ጴጥ. 3:14ማቴ 10:28
1 ጴጥ. 3:15ምሳ 15:1፣ 2ጢሞ 2:24, 25፣ ቲቶ 3:1, 2
1 ጴጥ. 3:15ቈሎ 4:6
1 ጴጥ. 3:16ሮሜ 12:21፣ 1ጴጥ 2:12
1 ጴጥ. 3:16ቲቶ 2:8
1 ጴጥ. 3:16ግብ 23:1፣ 24:16፣ 1ጢሞ 1:5, 18, 19፣ 3:9
1 ጴጥ. 3:171ጴጥ 4:15
1 ጴጥ. 3:172ቈረ 1:7፣ ቈሎ 1:24
1 ጴጥ. 3:182ቈረ 5:18
1 ጴጥ. 3:18እብ 9:28
1 ጴጥ. 3:18ሮሜ 5:6
1 ጴጥ. 3:181ቈረ 15:50
1 ጴጥ. 3:181ጢሞ 3:16
1 ጴጥ. 3:192ጴጥ 2:4፣ ይሁ 6
1 ጴጥ. 3:20ዘፍ 6:2, 3
1 ጴጥ. 3:20ዘፍ 7:13, 23
1 ጴጥ. 3:20ዘፍ 6:14
1 ጴጥ. 3:21እብ 9:14፣ 10:22
1 ጴጥ. 3:22መዝ 110:1፣ ግብ 7:55፣ እብ 10:12
1 ጴጥ. 3:22ማቴ 28:18፣ 1ቈረ 15:25፣ ኤፌ 1:20, 21፣ ፊል 2:9, 10፣ እብ 1:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጴጥሮስ 3:1-22

1 ጴጥሮስ

3 ከምኡ ድማ፡ ኣትን ኣንስቲ፡ ገለ ነቲ ቓል ዘይእዘዙ እንተ ኣልዮም፡ ብዘይ ቃል ብኣካይዳ ኣንስቶም ምእንቲ ኺማረኹ+ ንሰብኡትክን ተገዝኣኦም፣+ 2 ከምኡ ዚዀኑ ድማ፡ ነቲ ንጹህ ኣካይዳኽንን ብዙሕ ኣኽብሮትክንን ምስ ረኣዩ እዮም።+ 3 ስልማትክን ደጋዊ፡ ማለት ቍኖ ጸጕርን ስልማት ወርቅን+ ምኽዳን ጽቡቕ ክዳውንትን ኣይኹን፣ 4 የግዳስ፡ እቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ኣምላኽ ክቡር ዝዀነ ብህዱእን ልኡምን መንፈስ ብዘይሓልፍ ስልማት እተሰለመ ኣብ ልቢ ዘሎ ሕቡእ ሰብ ይኹን።+ 5 ቀደም ድማ እተን ተስፋአን ኣብ ኣምላኽ ዝገበራ ቕዱሳት ኣንስቲ፡ ንሰብኡተን እናተገዝኣ፡ ከምዚ እየን እተሰለማ። 6 ከምኡ እውን ሳራ ንኣብርሃም፡ ጐይታይ እናበለት ትእዘዞ ነይራ እያ።+ ንስኻትክን ከኣ ሰናይ እትገብራን ገለ ዘይትፈርሃን እንተ ዄንክንሲ፡ ደቃ ኢኽን።+

7 ኣቱም ሰብኡት፡ ከምኡ ምስ ኣንስትኹም ብፍልጠት ንበሩ።* ንሳተን ምሳኻትኩም ጸጋ ህይወት ስለ ዚወርሳ፡+ ጸሎትኩም ምእንቲ ኸይዕገት፡ ከም ተነቃፊት* ኣቕሓ ጌርኩም ኣኽብርወን።+

8 ኣብ መወዳእታ፡ ኵላትኩም ሓደ ዝሓሳቦም፡+ እትደናገጹ፡ ሕውነታዊት ፍቕሪ ዘላትኩም፡ ርሕሩሓት፡+ ትሑታት ኩኑ።+ 9 ክፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ፡+ ወይስ ጸርፊ ኣብ ክንዲ ጸርፊ ኣይትምለሱ።+ ኣብ ክንዳኡስ፡ በረኸት ምእንቲ ኽትወርሱ፡ ነዚ ኢኹም እተጸዋዕኩም እሞ፡ ባርኹ።+

10 ከመይሲ፡ “እቲ ህይወት ዚፈቱን ጽቡቕ መዓልትታት ኪርኢ ዚደልን፡ ልሳኑ ኻብ ክፉእ፡+ ከናፍሩ እውን ምትላል ካብ ምዝራብ ይሓሉ። 11 ካብ ክፉእ ይርሓቕ፡+ ሰናይ ድማ ይግበር፣+ ንሰላም ይድለያ፡ ይስዓባ እውን።+ 12 ምኽንያቱ፡ ኣዒንቲ የሆዋ* ናብ ጻድቃን፡ ኣእዛኑ እውን ንምህለላኦም ይሰምዓ እየን፣+ ገጽ የሆዋ* ግና ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።”+

13 ንሰናይ ቀናኣት እንተ ዄንኩም፡ መን እዩ ዚጐድኣኩም፧+ 14 ግናኸ፡ ስለ ጽድቂ መከራ እኳ እንተ ጸገብኩም፡ ሕጉሳት ኢኹም።+ ነቲ ንሳቶም ዚፈርህዎ ግና ኣይትፍርህዎ፡* ኣይትረበሹ እውን።+ 15 የግዳስ፡ ንክርስቶስ ከም ጐይታ ብልብኹም ቀድስዎ፣ ብዛዕባ እታ ኣባኻትኩም ዘላ ተስፋ ምኽንያት ንዚሓትተኩም ዘበለ ምላሽ ንምሃብ ኵሉ ሳዕ እተዳሎኹም ኩኑ፣ ነዚ ግና ብልእመትን+ ብብዙሕ ኣኽብሮትን ግበርዎ።+

16 ኣብቲ እትንቀፍዎ ዘበለ፡ እቶም ዚነቕፉኹም በቲ ኸም ሰዓብቲ ክርስቶስ ዘሎኩም ሰናይ ኣካይዳ+ ምእንቲ ኺሓፍሩስ፡+ ሰናይ ሕልና ይሃሉኹም።+ 17 ፍቓድ ኣምላኽ ከምዚ እንተ ደልይዎስ፡ ካብ እከይ እናገበርኩም፡+ ሰናይ እናገበርኩም መከራ ኽትጸግቡ ይሓይሽ።+ 18 ምኽንያቱ፡ ክርስቶስ እውን ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኺመርሓኩም ኢሉ፡+ ስለ ሓጢኣት ሓንሳእ ንሓዋሩ ሞይቱ እዩ፣+ ማለት ጻድቕ ስለ ዓመጽቲ ሞይቱ እዩ።+ ብስጋ ሞይቱ፡+ ብመንፈስ ግና ህያው ኰይኑ።+ 19 ከምኡ ኢሉ ኸይዱ ድማ ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ እተኣስሩ መናፍስቲ ሰቢኹሎም።+ 20 ንሳቶም እቶም ቀደም ብዘመን ኖህ፡+ ኣምላኽ ብትዕግስቲ ኺጽበ ኸሎ፡* እታ ሒደት ሰባት፡ ማለት ሸሞንተ ነፍሲ* ብማይ ዝደሓናላ+ መርከብ ከኣ ክትስራሕ ከላ፡+ ዘይተኣዘዙ እዮም።

21 እቲ ነዚ ዚመስል ጥምቀት ድማ ሕጂ የድሕነኩም ኣሎ፣ እዚ ኸኣ ርስሓት ስጋ ብምውጋድ ዘይኰነስ፡ ንኣምላኽ ሰናይ ሕልና ብምልማን፡+ ብትንሳኤ የሱስ ክርስቶስ እዩ። 22 ንሱ ናብ ሰማይ ከይዱ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኣሎ፣+ መላእኽትን ስልጣናትን ሓይልታትን ድማ ይግዝእዎ ኣለዉ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ