ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ፍጥረት ሰማያትን ምድርን (1, 2)

      • ምድሪ ብሽዱሽተ መዓልቲ ተዳለወት (3-31)

        • ቀዳመይቲ መዓልቲ፦ ብርሃን፡ መዓልትን ለይትን (3-5)

        • ካልአይቲ መዓልቲ፦ ጠፈር (6-8)

        • ሳልሰይቲ መዓልቲ፦ ንቑጽ መሬትን ኣትክልትን (9-13)

        • ራብዐይቲ መዓልቲ፦ ብርሃናት ሰማያት (14-19)

        • ሓምሸይቲ መዓልቲ፦ ዓሳታትን ኣዕዋፍን (20-23)

        • ሻድሸይቲ መዓልቲ፦ እንስሳታት ምድርን ሰባትን (24-31)

ዘፍጥረት 1:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 102:25፣ ኢሳ 42:5፣ 45:18፣ ሮሜ 1:20፣ እብ 1:10፣ ራእ 4:11፣ 10:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 82፡ 125፡ 173

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 6

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 3 2021፡ ገጽ 10

    10/2015፡ ገጽ 8

    3/2014፡ ገጽ 5-6

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2019፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2015፡ ገጽ 5

    15/2/2011፡ ገጽ 6-7

    15/2/2007፡ ገጽ 5-6

    መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ገጽ 4

    ዓርኪ ኣምላኽ፡ ገጽ 7

ዘፍጥረት 1:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቡሕቡሕታ ማያት።”

  • *

    ወይ፡ “መንፈስ ኣምላኽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 8:27, 28
  • +መዝ 33:6፣ ኢሳ 40:26
  • +መዝ 104:5, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 173

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 6

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 3 2021፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2007፡ ገጽ 5-6

ዘፍጥረት 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:7፣ 2ቈረ 4:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 173

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2020፡ ገጽ 1

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2011፡ ገጽ 8

    15/2/2007፡ ገጽ 6

    1/1/2004፡ ገጽ 28-29

ዘፍጥረት 1:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 6

ዘፍጥረት 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 8:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 173

ዘፍጥረት 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:20
  • +2ጴጥ 3:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2008፡ ገጽ 27-28

ዘፍጥረት 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:11፣ ምሳ 8:27, 28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2020፡ ገጽ 1

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 6

ዘፍጥረት 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 38:8, 11፣ መዝ 104:6-9፣ 136:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 3 2021፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2007፡ ገጽ 6

ዘፍጥረት 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:5
  • +ምሳ 8:29
  • +ዘዳ 32:4

ዘፍጥረት 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 82

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2020፡ ገጽ 1

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2007፡ ገጽ 6

ዘፍጥረት 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 104:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 7

ዘፍጥረት 1:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 104:19
  • +ዘዳ 4:19
  • +ዘፍ 8:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 173

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2011፡ ገጽ 8

    15/2/2007፡ ገጽ 6

ዘፍጥረት 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 136:7, 8
  • +መዝ 8:3፣ ኤር 31:35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 82

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2007፡ ገጽ 6

    1/1/2004፡ ገጽ 28-29

ዘፍጥረት 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 173

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 7

ዘፍጥረት 1:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 74:16

ዘፍጥረት 1:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2020፡ ገጽ 1-2

ዘፍጥረት 1:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 6

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 7

ዘፍጥረት 1:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:6፣ መዝ 104:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 7

ዘፍጥረት 1:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

  • *

    ወይ፡ “ዚንቀሳቐሱ እንስሳታትን፡” ካብቶም ካልኦት ጕጅለታት እተፈልዩ ለመምትን ካልኦት ዓይነት እንስሳታትን ዜጠቓልል ኪኸውን ኣለዎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:19

ዘፍጥረት 1:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 6

ዘፍጥረት 1:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 5:1፣ 1ቈረ 11:7፣ ያእ 3:9
  • +ምሳ 8:30፣ ዮሃ 1:3፣ ቈሎ 1:16
  • +ዘፍ 9:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 44

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 2 2018፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2008፡ ገጽ 15

    1/1/2004፡ ገጽ 30

    15/2/2002፡ ገጽ 4

    15/11/2000፡ ገጽ 25

    መምህር፡ ገጽ 22

    ስላሴ፡ ገጽ 14

ዘፍጥረት 1:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 139:14፣ ማቴ 19:4፣ ማር 10:6፣ 1ቈረ 11:7, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2023፡ ገጽ 18

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2019፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 2 2018፡ ገጽ 12

    ይምህረና፡ ገጽ 53

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 48-49

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2013፡ ገጽ 3

    1/9/2012፡ ገጽ 4

    15/2/2011፡ ገጽ 9

    1/10/2008፡ ገጽ 15

    1/7/2005፡ ገጽ 4-5

    1/6/2002፡ ገጽ 9-10

    15/7/1997፡ ገጽ 4-5

    1/2/1997፡ ገጽ 9-10፡ 12

    1/6/1994፡ ገጽ 20

    ንቕሑ!፡

    8/2013፡ ገጽ 7

    5/2013፡ ገጽ 15

ዘፍጥረት 1:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:1
  • +ዘፍ 2:15
  • +መዝ 8:4, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2023፡ ገጽ 5-6

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 159

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2022፡ ገጽ 28-29

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2021፡ ገጽ 2

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 25

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2019፡ ገጽ 6-7

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2018፡ ገጽ 19-20

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    8/2016፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2006፡ ገጽ 4

    15/4/2004፡ ገጽ 4

    15/11/2000፡ ገጽ 25

    15/4/1999፡ ገጽ 8-9

    15/7/1998፡ ገጽ 15

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 73-74

ዘፍጥረት 1:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:3፣ መዝ 104:14፣ ግብ 14:17

ዘፍጥረት 1:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ ዝዀነ ህይወትን፣ ህያው ነፍስን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 147:9፣ ማቴ 6:26

ዘፍጥረት 1:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4፣ መዝ 104:24፣ 1ጢሞ 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 172

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 13

    1/1/2008፡ ገጽ 14-15

    15/11/1999፡ ገጽ 5

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 1:1መዝ 102:25፣ ኢሳ 42:5፣ 45:18፣ ሮሜ 1:20፣ እብ 1:10፣ ራእ 4:11፣ 10:6
ዘፍ. 1:2ምሳ 8:27, 28
ዘፍ. 1:2መዝ 33:6፣ ኢሳ 40:26
ዘፍ. 1:2መዝ 104:5, 6
ዘፍ. 1:3ኢሳ 45:7፣ 2ቈረ 4:6
ዘፍ. 1:5ዘፍ 8:22
ዘፍ. 1:6ዘፍ 1:20
ዘፍ. 1:62ጴጥ 3:5
ዘፍ. 1:7ዘፍ 7:11፣ ምሳ 8:27, 28
ዘፍ. 1:9እዮ 38:8, 11፣ መዝ 104:6-9፣ 136:6
ዘፍ. 1:10መዝ 95:5
ዘፍ. 1:10ምሳ 8:29
ዘፍ. 1:10ዘዳ 32:4
ዘፍ. 1:12መዝ 104:14
ዘፍ. 1:14መዝ 104:19
ዘፍ. 1:14ዘዳ 4:19
ዘፍ. 1:14ዘፍ 8:22
ዘፍ. 1:16መዝ 136:7, 8
ዘፍ. 1:16መዝ 8:3፣ ኤር 31:35
ዘፍ. 1:18መዝ 74:16
ዘፍ. 1:20ዘፍ 2:19
ዘፍ. 1:22ነህ 9:6፣ መዝ 104:25
ዘፍ. 1:24ዘፍ 2:19
ዘፍ. 1:26ዘፍ 5:1፣ 1ቈረ 11:7፣ ያእ 3:9
ዘፍ. 1:26ምሳ 8:30፣ ዮሃ 1:3፣ ቈሎ 1:16
ዘፍ. 1:26ዘፍ 9:2
ዘፍ. 1:27መዝ 139:14፣ ማቴ 19:4፣ ማር 10:6፣ 1ቈረ 11:7, 9
ዘፍ. 1:28ዘፍ 9:1
ዘፍ. 1:28ዘፍ 2:15
ዘፍ. 1:28መዝ 8:4, 6
ዘፍ. 1:29ዘፍ 9:3፣ መዝ 104:14፣ ግብ 14:17
ዘፍ. 1:30መዝ 147:9፣ ማቴ 6:26
ዘፍ. 1:31ዘዳ 32:4፣ መዝ 104:24፣ 1ጢሞ 4:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 1:1-31

ዘፍጥረት

1 ኣምላኽ ብመጀመርታ ሰማያትን ምድርን ፈጠረ።+

2 ምድሪ ድማ ቅርጺ ኣልቦን ባዶን ነበረት፣ ኣብ ልዕሊ መዓሙቝ ማይ*+ እውን ጸልማት ነበረ። ንጡፍ ሓይሊ ኣምላኽ*+ ከኣ ኣብ ልዕሊ ማያት+ ይዘውር ነበረ።

3 ኣምላኽ ከኣ፡ “ብርሃን ይኹን” በለ። ብርሃን ድማ ኰነ።+ 4 ኣምላኽ ከኣ እቲ ብርሃን ጽቡቕ ከም ዝዀነ ረኣየ፣ ኣምላኽ ድማ ነቲ ብርሃን ካብ ጸልማት ኪፈልዮ ጀመረ። 5 ኣምላኽ ከኣ ነቲ ብርሃን፡ መዓልቲ ኢሉ ሰመዮ፣ ነቲ ጸልማት ከኣ ለይቲ ኢሉ ሰመዮ።+ ምሸት ኰነ፡ ንግሆ እውን ኰነ፡ ቀዳመይቲ መዓልቲ።

6 ኣምላኽ ከኣ፡ “ኣብ መንጎ ማያት፡ ጠፈር ይኹን፣+ ንማያት ድማ ካብ ማያት ይፍለ”+ በለ። 7 ኣምላኽ ከኣ ነቲ ጠፈር ገበሮ እሞ ነቲ ኣብ ትሕቲ ጠፈር ዘሎ ማያት ካብቲ ኣብ ልዕሊ ጠፈር ዘሎ ማያት ፈለዮ።+ ከምኡ እውን ኰነ። 8 ኣምላኽ ከኣ ነቲ ጠፈር፡ ሰማይ ኢሉ ሰመዮ። ምሸት ኰነ፡ ንግሆ እውን ኰነ፡ ካልአይቲ መዓልቲ።

9 ኣምላኽ ከኣ፡ “እቲ ኣብ ትሕቲ ሰማያት ዘሎ ማያት ናብ ሓደ ቦታ ይተኣከብ፡ ንቑጽ መሬት እውን ይርአ” በለ።+ ከምኡ እውን ኰነ። 10 ኣምላኽ ድማ ነቲ ንቑጽ መሬት፡ ምድሪ ኢሉ ሰመዮ፣+ ነቲ እኩብ ማያት ግና ባሕርታት ኢሉ ሰመዮ።+ ኣምላኽ ከኣ ጽቡቕ ከም ዝዀነ ረኣየ።+ 11 ኣምላኽ ድማ፡ “እታ ምድሪ፡ ሳዕርን ዘርኢ ዚህብ ኣትክልትን ፍረ ምስ ዘርኡ ኣብ ምድሪ ዚፈሪ ኣእዋምን በብዓይነቱ ተውጽእ” በለ። ከምኡ እውን ኰነ። 12 እታ ምድሪ ኸኣ ሳዕርን ዘርኢ ዚህብ ኣትክልትን+ ፍረ ምስ ዘርኡ ዚፈሪ ኣእዋምን በብዓይነቱ ኣውጽአት። ኣምላኽ ከኣ ጽቡቕ ከም ዝዀነ ረኣየ። 13 ምሸት ኰነ፡ ንግሆ እውን ኰነ፡ ሳልሰይቲ መዓልቲ።

14 ኣምላኽ ከኣ፡ “ንመዓልቲ ኻብ ለይቲ ዚፈልዩ+ ብርሃናት+ ኣብ ጠፈር ሰማያት ይኹኑ፣ ንወቕትታትን ንመዓልትታትን ንዓመታትን ከኣ ምልክት ይኹኑ።+ 15 ኣብ ምድሪ ንምብራህ ኣብ ጠፈር ሰማያት ብርሃናት ይኹኑ” በለ። ከምኡ እውን ኰነ። 16 ኣምላኽ ድማ እቲ ዝዓበየ ብርሃን ብመዓልቲ ኺገዝእ፡+ እቲ ዝነኣሰ ብርሃን ከኣ ብለይቲ ኺገዝእ፡ ክልተ ዓበይቲ ብርሃናት ገበረ፣ ከዋኽብቲ እውን ገበረ።+ 17 ኣምላኽ ከኣ ንዓታቶም ኣብ ጠፈር ሰማያት ገበሮም፣ ከምኡ ዝገበረ ድማ፡ ኣብ ምድሪ ኼብርሁ፡ 18 ብመዓልትን ብለይትን ኪገዝኡ፡ ንብርሃን ከኣ ካብ ጸልማት ኪፈልዩ ኢሉ እዩ።+ ኣምላኽ ከኣ ጽቡቕ ከም ዝዀነ ረኣየ። 19 ምሸት ኰነ፡ ንግሆ እውን ኰነ፡ ራብዐይቲ መዓልቲ።

20 ኣምላኽ ከኣ፡ “ማያት ብህያዋን ፍጡራት* ሓሰኽሰኽ ይበል፣ በረርቲ ፍጡራት ድማ ኣብ ልዕሊ ምድሪ፡ ኣብ ትሕቲ ጠፈር ሰማያት ይብረሩ” በለ።+ 21 ኣምላኽ ድማ ዓበይቲ እንስሳታት ባሕርን ኣብቲ ማያት ውንጅርጅርን ሓሰኽሰኽን ዚብል ኵሉ ህያው ፍጡር* በብዓይነቱን ኵሉ ኽንፊ ዘለዎ በራሪ ፍጡር በብዓይነቱን ፈጠረ። ኣምላኽ ከኣ ጽቡቕ ከም ዝዀነ ረኣየ። 22 ኣምላኽ ድማ፡ “ፍረዩን ተባዝሑን፡ ንማያት ባሕሪ እውን ምልእዎ፣+ በረርቲ ፍጡራት ከኣ ኣብ ምድሪ ይብዝሑ” ኢሉ ባረኾም። 23 ምሸት ኰነ፡ ንግሆ እውን ኰነ፡ ሓምሸይቲ መዓልቲ።

24 ኣምላኽ ከኣ፡ “ምድሪ፡ ህያዋን ፍጡራት* በብዓይነቱ፡ እንስሳ ዘቤትን ለመምትን* እንስሳ ዘገዳም ምድርን እውን በብዓይነቱ ተውጽእ” በለ።+ ከምኡ እውን ኰነ። 25 ኣምላኽ ድማ እንስሳ ዘገዳም ምድሪ በብዓይነቱ፡ እንስሳ ዘቤት በብዓይነቱ፡ ኵሉ ለማሚ ምድሪ በብዓይነቱ ገበረ። ኣምላኽ ከኣ ጽቡቕ ከም ዝዀነ ረኣየ።

26 ኣምላኽ ከኣ፡ “ብመልክዕና ኸም ምስልና+ ሰብ ንግበር፣+ ንዓሳ ባሕርን ንበረርቲ ፍጡራት ሰማያትን ንእንስሳታት ዘቤትን ንዅላ ምድርን ኣብ ምድሪ ለመም ንዚብል ኵሉ ለማምን ይግዝኡ” በለ።+ 27 ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ፡ ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ፣ ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።+ 28 ኣምላኽ ከኣ ባረኾም፣ ኣምላኽ ድማ፡ “ፍረዩን ተባዝሑን፡ ንምድሪ ኸኣ ምልእዋን+ ግዝእዋን፣+ ንዓሳ ባሕርን ንበረርቲ ፍጡራት ሰማያትን ኣብ ምድሪ ለመም ንዚብል ኵሉ ህያው ፍጡርን ከኣ ግዝኡ”+ በሎም።

29 ኣምላኽ ከኣ፡ “እንሆ ኣብ ልዕሊ ብዘላ ምድሪ ዘሎ ዘርኢ ዚህብ ኵሉ ተኽልን ኵሉ ዘርኢ ዚህብ ፍረ ዘለዎ ኦምን ሂበኩም ኣለኹ። ምግቢ እውን ይኹንኩም።+ 30 ንዅሉ እንስሳ ዘገዳም ምድርን ንዅሉ በራሪ ፍጡር ሰማያትን ኣብ ምድሪ ለመም ንዚብል ኵሉ ህይወት ዘለዎን* ከኣ፡ ለምለም ኣትክልቲ ንምግቦም ሂበዮም ኣለኹ” በለ።+ ከምኡ እውን ኰነ።

31 ኣምላኽ ከኣ ዝገበሮ ዘበለ ዅሉ ረኣየ፣ እንሆ፡ ኣዝዩ ጽቡቕ ነበረ።+ ምሸት ኰነ፡ ንግሆ እውን ኰነ፡ ሻድሸይቲ መዓልቲ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ