ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 63
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ዚፈድዮ ሕነ (1-6)

      • የሆዋ ብተኣማንነት ዘርኣዮ ፍቕሪ (7-14)

      • ጸሎት ንስሓ (15-19)

ኢሳይያስ 63:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሙቕ ቀይሕ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 137:7፣ ኢሳ 34:5, 6
  • +ኣሞ 1:12

ኢሳይያስ 63:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 3:13፣ ራእ 14:19, 20፣ 19:15

ኢሳይያስ 63:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 34:2

ኢሳይያስ 63:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 34:8፣ 35:4፣ 61:1, 2

ኢሳይያስ 63:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓወት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:9፣ 52:10፣ 59:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2007፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 63:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:15, 16

ኢሳይያስ 63:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:12፣ 105:5

ኢሳይያስ 63:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 24:7
  • +ዘጸ 14:30

ኢሳይያስ 63:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድሚኡ ዚኸውን መልኣኽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:7
  • +ዘጸ 14:19፣ 23:20
  • +ዘዳ 7:8
  • +ዘጸ 19:4፣ ዘዳ 1:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 157

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2018፡ ገጽ 8

ኢሳይያስ 63:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 9:7
  • +ግብ 7:51፣ ኤፌ 4:30
  • +ዘሌ 26:14, 17፣ ዘዳ 28:63
  • +ኤር 21:5

ኢሳይያስ 63:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:30፣ ኢሳ 51:10
  • +መዝ 77:20
  • +ዘሁ 11:16, 17

ኢሳይያስ 63:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:1, 6፣ 15:16
  • +ዘጸ 14:21, 22
  • +ዘጸ 9:15, 16፣ 14:17፣ ሮሜ 9:17

ኢሳይያስ 63:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በረኻ።”

  • *

    ወይ፡ “መዓሙቝ ማያት።”

ኢሳይያስ 63:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጽቡቕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 22:4
  • +2ሳሙ 7:23፣ ነህ 9:10

ኢሳይያስ 63:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጽባቐኻን።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ምንዋጽ ኣምዑትካን (ከርስኻን)።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:20
  • +ዘዳ 4:31፣ ነህ 9:17

ኢሳይያስ 63:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 4:22
  • +ኢሳ 41:14

ኢሳይያስ 63:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስለምንታይ ካብ መገድታትካ እተዀብልለና፧”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ልብና እተትርር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:10
  • +መዝ 74:2፣ 80:14, 15

ኢሳይያስ 63:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:19፣ ኢሳ 64:11፣ ድጕ 1:10

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 63:1መዝ 137:7፣ ኢሳ 34:5, 6
ኢሳ. 63:1ኣሞ 1:12
ኢሳ. 63:2ዮኤ 3:13፣ ራእ 14:19, 20፣ 19:15
ኢሳ. 63:3ኢሳ 34:2
ኢሳ. 63:4ኢሳ 34:8፣ 35:4፣ 61:1, 2
ኢሳ. 63:5ኢሳ 51:9፣ 52:10፣ 59:16
ኢሳ. 63:6ኤር 25:15, 16
ኢሳ. 63:7መዝ 78:12፣ 105:5
ኢሳ. 63:8ዘጸ 24:7
ኢሳ. 63:8ዘጸ 14:30
ኢሳ. 63:9ዘጸ 3:7
ኢሳ. 63:9ዘጸ 14:19፣ 23:20
ኢሳ. 63:9ዘዳ 7:8
ኢሳ. 63:9ዘጸ 19:4፣ ዘዳ 1:31
ኢሳ. 63:10ዘዳ 9:7
ኢሳ. 63:10ግብ 7:51፣ ኤፌ 4:30
ኢሳ. 63:10ዘሌ 26:14, 17፣ ዘዳ 28:63
ኢሳ. 63:10ኤር 21:5
ኢሳ. 63:11ዘጸ 14:30፣ ኢሳ 51:10
ኢሳ. 63:11መዝ 77:20
ኢሳ. 63:11ዘሁ 11:16, 17
ኢሳ. 63:12ዘጸ 6:1, 6፣ 15:16
ኢሳ. 63:12ዘጸ 14:21, 22
ኢሳ. 63:12ዘጸ 9:15, 16፣ 14:17፣ ሮሜ 9:17
ኢሳ. 63:14እያ 22:4
ኢሳ. 63:142ሳሙ 7:23፣ ነህ 9:10
ኢሳ. 63:15ኤር 31:20
ኢሳ. 63:15ዘዳ 4:31፣ ነህ 9:17
ኢሳ. 63:16ዘጸ 4:22
ኢሳ. 63:16ኢሳ 41:14
ኢሳ. 63:17ኢሳ 6:10
ኢሳ. 63:17መዝ 74:2፣ 80:14, 15
ኢሳ. 63:182ዜና 36:19፣ ኢሳ 64:11፣ ድጕ 1:10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 63:1-19

ኢሳይያስ

63 እዚ ኻብ ኤዶም፡+

ካብ ቦጽራ+ ድሙቕ* ዝሕብሩ ኽዳውንቲ ተኸዲኑ ዚመጽእ ዘሎ፡

እዚ ብሉጽ ክዳን ተኸዲኑ፡

ብዓብዪ ሓይሉ ዚስጕም ዘሎ መን እዩ፧

“ኣነ እቲ ብጽድቂ ዝዛረብ፡

ንምድሓን ዓብዪ ሓይሊ ዘለዎ እየ።”

 2 ስለምንታይ ደኣ ኣልባሳትካ ቐይሑ፧

ስለምንታይከ ኽዳውንትኻ ኸምቲ ናይቶም ኣብ መጽመቝ ወይኒ ዚረግጹ መሲሉ፧+

 3 “በይነይ ነቲ ጋብላ ወይኒ ረጊጸዮ።

ካብ ህዝብታት ምሳይ ሓደ እኳ ኣይነበረን።

ብቝጥዓ ረጊጸዮም፣

ብነድረይ ድማ ጨፍሊቐዮም።+

ደሞም ኣብ ክዳውንተይ ተነጺጉ፣

ንዅሉ ኣልባሳተይ ከኣ ጸይቐዮ።

 4 መዓልቲ ሕነስ ኣብ ልበይ ኣላ፣+

መዓልቲ ብጁዋተይ ድማ መጺኣ ኣላ።

 5 ጠሚተስ፡ ዚሕግዝ ኣይነበረን፣

ዋላ ሓደ ኺድግፍ ብዘይምቕራቡ ደንጽዩኒ።

ስለዚ፡ ቅልጽመይ ድሕነት* ኣምጺኡለይ፡+

ነድረይ ከኣ ደጊፉኒ።

 6 ብቝጥዓይ ንህዝብታት ረጊጸዮም፣

ብነድረይ ድማ ኣስኪረዮም፣+

ደሞም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣፍሲሰዮ።”

 7 ብምኽንያት እቲ የሆዋ ኸም ምሕረቱን ከምቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ዓብዪ ፍቕሩን

ዝገበረልና ዅሉ ተግባራት፡

ንቤት እስራኤል ዝገበረላ ብዙሕ ጽቡቕ ነገራት፡

የሆዋ ብተኣማንነት ብዜርእዮ ፍቕሩ ዝገበሮ ተግባራት፡+

ዚንኣድ ተግባራት የሆዋ ኽረቍሕ እየ።

 8 ንሱስ፡ “ብርግጽ ህዝበይ፡ ዘይጠልሙ ደቂ እዮም” በለ።+

ስለዚ፡ መድሓኒኦም ኰነ።+

 9 ኣብ ኵሉ ጭንቆም ጨነቖ።+

ናቱ ልኡኽ* ከኣ ኣድሓኖም።+

ብፍቕሩን ብርሕራሐኡን ተበጀዎም።+

ኣብ ኵሉ ናይ ጥንቲ ዘመን ድማ ኣልዒሉ ጾሮም።+

10 ንሳቶም ግና ዓለዉ፡+ ንመንፈስ ቅዱሱ ኸኣ ኣጕሃይዎ።+

ንሱ ድማ ጸላኢኦም ኰነ፣+

ንዓታቶም እውን ተዋግኦም።+

11 ንሳቶም ከኣ ዘመን ጥንቲ፡

ዘመን ሙሴ እቲ ጊልያኡ ዘከሩ፦

“እቲ ምስ ጓሶት መጓሰኡ ኻብ ባሕሪ+ ዘውጽኦም ኣበይ ኣሎ፧+

እቲ ንመንፈስ ቅዱሱ ኣብ ውሽጡ ዘሕደረ ኣበይ ኣሎ፧+

12 እቲ ንኽቡር ቅልጽሙ ምስ የማነይቲ ኢድ ሙሴ ኸም እትኸይድ ዝገበረ፡+

ንርእሱ ዘለኣለማዊ ስም ምእንቲ ኺገብርሲ፡+

ኣብ ቅድሚኦም ማያት ዝመቐለ፡+

13 ከም ፈረስ ኣብ መሮር*

ከይተዓንቀፉ ኪኸዱስ፡

በቲ ቡሕቡሕታ ማያት* ዘኼዶም ኣበይ ኣሎ፧

14 ከምቲ ማል ናብ ጐልጐል ስንጭሮ ዚወርዳ፡

መንፈስ የሆዋ ኣዕረፎም።”+

ንርእስኻ ዓብዪ* ስም ክትገብርሲ፡+

ንህዝብኻ ኸምኡ ጌርካ መራሕካዮ።

15 ካብ ሰማይ ኣንቈልቊልካ ጠምት፣

ካብቲ ልዑል መንበር ቅድስናኻን ክብርኻን* ርአ።

ቅንኣትካን ሓይልኻን፡

ምልዕዓል ርሕራሐኻን*+ ምሕረትካን+ ኣበይ ኣሎ፧

ካባይ ተገቲኡ ኣሎ።

16 ንስኻስ ኣቦና ኢኻ፣+

ኣብርሃም እኳ እንተ ዘይፈለጠና፡

እስራኤል እኳ እንተ ዘየለለየና፡

ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ኣቦና ኢኻ።

ስምካ ኸኣ እቲ ናይ ጥንቲ ተበጃዊና እዩ።+

17 ኦ የሆዋ፡ ስለምንታይ ካብ መገድታትካ ኽንኵብልል እትሓድገና፧*

ከይንፈርሃካስ ስለምንታይ ልብና ኺተርር እትሓድግ፧*+

ምእንቲ ገላዉኻ፡

ምእንቲ ነገዳት ርስትኻ ተመለስ።+

18 እቲ ቕዱስ ህዝብኻ ንሓጺር ግዜ ተረስትይዋ።

ተጻረርትና ንመቕደስካ ረጊጾምዋ ኣለዉ።+

19 ንነዊሕ ግዜ ኸምቶም ከቶ ዘይገዛእካዮም፡

ከምቶም ብስምካ ኸቶ ዘይተጸውዑ ዄንና ኣለና።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ