ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዮሃንስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዮሃንስ—ትሕዝቶ

      • የሱስ፡ ዜተዓርቕ መስዋእቲ (1, 2)

      • ትእዛዛቱ ምሕላው (3-11)

        • ናይ ቀደምን ሓድሽን ትእዛዝ (7, 8)

      • እቲ ጽሑፍ እተጻሕፈሉ ምኽንያት (12-14)

      • ንዓለም ኣይትፍተዉዋ (15-17)

      • ብዛዕባ ጸረ ክርስቶስ እተዋህበ መጠንቀቕታ (18-29)

1 ዮሃንስ 2:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጠበቓ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:34፣ እብ 7:25
  • +1ጢሞ 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 159-160

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2004፡ ገጽ 19

    15/3/2000፡ ገጽ 3-4፡ 5-9

1 ዮሃንስ 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:5፣ ሮሜ 3:25፣ 1ጢሞ 1:15፣ እብ 2:17፣ 1ጴጥ 2:24፣ 1ዮሃ 4:10
  • +1ቈረ 5:7
  • +ማቴ 20:28፣ ዮሃ 1:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2009፡ ገጽ 11-12

    15/12/2008፡ ገጽ 27

1 ዮሃንስ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:18
  • +ዮሃ 14:20፣ 17:21

1 ዮሃንስ 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 13:15፣ 1ጴጥ 2:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2005፡ ገጽ 21-25

1 ዮሃንስ 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 13:34፣ 2ዮሃ 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2013፡ ገጽ 10

    1/8/2011፡ ገጽ 29-30

    15/12/2008፡ ገጽ 27

1 ዮሃንስ 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:9፣ 8:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 27

1 ዮሃንስ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 4:31፣ ቈሎ 3:8
  • +1ቈረ 13:2፣ 1ዮሃ 3:15

1 ዮሃንስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:8

1 ዮሃንስ 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:20
  • +ዮሃ 12:35

1 ዮሃንስ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 24:47፣ ግብ 4:12፣ 10:43

1 ዮሃንስ 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 4:7፣ 1ዮሃ 5:19፣ ራእ 12:10, 11
  • +ዮሃ 17:25

1 ዮሃንስ 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 6:10
  • +3ዮሃ 3
  • +ሮሜ 8:37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2003፡ ገጽ 8

1 ዮሃንስ 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:2፣ 1ቈረ 7:31፣ ቲቶ 2:11, 12
  • +ማቴ 6:24፣ ያእ 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 52

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 24-27

    15/1/2010፡ ገጽ 14-15

    15/1/2006፡ ገጽ 24-25

    1/1/2005፡ ገጽ 9-10

    1/3/2002፡ ገጽ 14-15

1 ዮሃንስ 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብጥሪትካ ምጅሃርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:28፣ ሮሜ 13:14
  • +ዘፍ 3:6፣ ምሳ 27:20፣ ማቴ 4:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 6-7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 24-27

    15/1/2006፡ ገጽ 24-25

    1/1/2005፡ ገጽ 9-10

    15/8/2002፡ ገጽ 23-24

    1/3/2002፡ ገጽ 14-15

1 ዮሃንስ 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 7:31፣ 1ጴጥ 1:24
  • +መዝ 37:29፣ ማቴ 7:21፣ ዮሃ 6:40

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2017፡ ገጽ 9-13

    ንቕሑ!፡

    11/2015፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 27

    1/1/2013፡ ገጽ 5-6

    15/8/2005፡ ገጽ 28-29

1 ዮሃንስ 2:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 2:3፣ 2ጴጥ 2:1
  • +2ተሰ 2:7፣ 2ዮሃ 7፣ ይሁ 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 87

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2015፡ ገጽ 14

1 ዮሃንስ 2:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:30
  • +1ቈረ 11:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2015፡ ገጽ 14

1 ዮሃንስ 2:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:21፣ 1ዮሃ 2:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2020፡ ገጽ 22

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 19

1 ዮሃንስ 2:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 8:31, 32
  • +ዮሃ 8:44

1 ዮሃንስ 2:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:3፣ 2ዮሃ 7
  • +1ዮሃ 2:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2015፡ ገጽ 14

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1524

1 ዮሃንስ 2:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 5:23፣ 2ዮሃ 9
  • +ሮሜ 10:9, 10
  • +1ዮሃ 4:15

1 ዮሃንስ 2:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 14:23፣ 2ዮሃ 6

1 ዮሃንስ 2:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:3፣ 1ዮሃ 1:2

1 ዮሃንስ 2:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:21፣ 1ዮሃ 2:20
  • +ዮሃ 14:26፣ 16:13
  • +ዮሃ 17:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2020፡ ገጽ 22

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 19

1 ዮሃንስ 2:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:17

1 ዮሃንስ 2:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:23፣ 1ዮሃ 4:7

ሓፈሻዊ

1 ዮሃ. 2:1ሮሜ 8:34፣ እብ 7:25
1 ዮሃ. 2:11ጢሞ 2:5
1 ዮሃ. 2:2ኢሳ 53:5፣ ሮሜ 3:25፣ 1ጢሞ 1:15፣ እብ 2:17፣ 1ጴጥ 2:24፣ 1ዮሃ 4:10
1 ዮሃ. 2:21ቈረ 5:7
1 ዮሃ. 2:2ማቴ 20:28፣ ዮሃ 1:29
1 ዮሃ. 2:51ዮሃ 4:18
1 ዮሃ. 2:5ዮሃ 14:20፣ 17:21
1 ዮሃ. 2:6ዮሃ 13:15፣ 1ጴጥ 2:21
1 ዮሃ. 2:7ዮሃ 13:34፣ 2ዮሃ 5
1 ዮሃ. 2:8ዮሃ 1:9፣ 8:12
1 ዮሃ. 2:9ኤፌ 4:31፣ ቈሎ 3:8
1 ዮሃ. 2:91ቈረ 13:2፣ 1ዮሃ 3:15
1 ዮሃ. 2:10ኤፌ 5:8
1 ዮሃ. 2:111ዮሃ 4:20
1 ዮሃ. 2:11ዮሃ 12:35
1 ዮሃ. 2:12ሉቃ 24:47፣ ግብ 4:12፣ 10:43
1 ዮሃ. 2:13ያእ 4:7፣ 1ዮሃ 5:19፣ ራእ 12:10, 11
1 ዮሃ. 2:13ዮሃ 17:25
1 ዮሃ. 2:14ኤፌ 6:10
1 ዮሃ. 2:143ዮሃ 3
1 ዮሃ. 2:14ሮሜ 8:37
1 ዮሃ. 2:15ሮሜ 12:2፣ 1ቈረ 7:31፣ ቲቶ 2:11, 12
1 ዮሃ. 2:15ማቴ 6:24፣ ያእ 4:4
1 ዮሃ. 2:16ማቴ 5:28፣ ሮሜ 13:14
1 ዮሃ. 2:16ዘፍ 3:6፣ ምሳ 27:20፣ ማቴ 4:8
1 ዮሃ. 2:171ቈረ 7:31፣ 1ጴጥ 1:24
1 ዮሃ. 2:17መዝ 37:29፣ ማቴ 7:21፣ ዮሃ 6:40
1 ዮሃ. 2:182ተሰ 2:3፣ 2ጴጥ 2:1
1 ዮሃ. 2:182ተሰ 2:7፣ 2ዮሃ 7፣ ይሁ 4
1 ዮሃ. 2:19ግብ 20:30
1 ዮሃ. 2:191ቈረ 11:19
1 ዮሃ. 2:202ቈረ 1:21፣ 1ዮሃ 2:27
1 ዮሃ. 2:21ዮሃ 8:31, 32
1 ዮሃ. 2:21ዮሃ 8:44
1 ዮሃ. 2:221ዮሃ 4:3፣ 2ዮሃ 7
1 ዮሃ. 2:221ዮሃ 2:18
1 ዮሃ. 2:23ዮሃ 5:23፣ 2ዮሃ 9
1 ዮሃ. 2:23ሮሜ 10:9, 10
1 ዮሃ. 2:231ዮሃ 4:15
1 ዮሃ. 2:24ዮሃ 14:23፣ 2ዮሃ 6
1 ዮሃ. 2:25ዮሃ 17:3፣ 1ዮሃ 1:2
1 ዮሃ. 2:272ቈረ 1:21፣ 1ዮሃ 2:20
1 ዮሃ. 2:27ዮሃ 14:26፣ 16:13
1 ዮሃ. 2:27ዮሃ 17:21
1 ዮሃ. 2:281ዮሃ 4:17
1 ዮሃ. 2:291ጴጥ 1:23፣ 1ዮሃ 4:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዮሃንስ 2:1-29

1 ዮሃንስ

2 ደቀየ፡ ምእንቲ ኸይትሓጥኡ፡ እዚ እጽሕፈልኩም ኣለኹ። ሓደ እኳ ዝሓጥአ እንተሎ፡ ኣብ ኣቦ ረዳኢ፡* ማለት የሱስ ክርስቶስ+ እቲ ጻድቕ ኣሎና።+ 2 ንሱ ኸኣ ምእንቲ ሓጢኣትና+ ዜተዓርቕ መስዋእቲ እዩ፣+ ምእንቲ ሓጢኣት ብዘላ ዓለም እውን እምበር፡ ምእንቲ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን።+ 3 ብቐጻሊ ትእዛዛቱ ንሕሉ እንተ ዄንና ድማ፡ ከም እንፈልጦ በዚ ኢና እንፈልጥ። 4 እቲ፡ “እፈልጦ እየ” ዚብል፡ ንትእዛዛቱ ግና ዘይሕሉ፡ ሓሳዊ እዩ፡ እታ ሓቂ እውን ኣብኡ የላን። 5 እቲ ንቓሉ ዚሕሉ ግና፡ ፍቕሪ ኣምላኽ ብሓቂ ኣብኡ ፍጽምቲ ትኸውን።+ ምስኡ ሓድነት ከም ዘሎና፡ በዚ ኢና እንፈልጥ።+ 6 እቲ፡ “ምስኡ ብሓድነት እየ ዝነብር” ዚብል፡ ከምቲ ንሱ እተመላለሶ ገይሩ ኺመላለስ ግዴታ ኣለዎ።+

7 ፍቑራተየ፡ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረኩም ናይ ቀደም ትእዛዝ እምበር፡ ሓድሽ ትእዛዝ ኣይኰንኩን ዝጽሕፈልኩም ዘለኹ።+ እዚ ናይ ቀደም ትእዛዝ እዚ፡ ዝሰማዕኩምዎ ቓል እዩ። 8 ጸልማት ይሓልፍ፡ ብርሃን ሓቂ እውን ድሮ ይበርህ ኣሎ እሞ፡+ ከም ብሓድሽ ኣብኡን ኣባኻትኩምን ሓቂ ዝዀነ ሓድሽ ትእዛዝ እጽሕፈልኩም ኣለኹ።

9 እቲ፡ “ኣብ ብርሃን ኣለኹ” ዚብል፡ ንሓዉ ግና ዚጸልእ፡+ ገና ኣብ ጸልማት እዩ ዘሎ።+ 10 እቲ ንሓዉ ዜፍቅር፡ ኣብ ብርሃን እዩ ዚነብር፡+ ኣብኡ እውን መዐንቀፊ የልቦን። 11 እቲ ንሓዉ ዚጸልእ ግና፡ ኣብ ጸልማት እዩ ዘሎን ዚመላለስን፣+ ጸልማት ንኣዒንቱ ስለ ዘዖሮ ድማ፡ ናበይ ከም ዚኸይድ ኣይፈልጥን እዩ።+

12 ደቀየ፡ ሓጢኣትኩም ምእንቲ ስሙ ተሓዲጉልኩም እዩ እሞ፡+ እጽሕፈልኩም ኣለኹ። 13 ኣቱም ኣቦታት፡ ነቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡ እጽሕፈልኩም ኣለኹ። ኣቱም ኣጕባዝ፡ ነቲ እኩይ ስዒርኩምዎ ኢኹም እሞ፡+ እጽሕፈልኩም ኣለኹ። ኣቱም ቈልዑ፡ ንኣቦ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡+ ጽሒፈልኩም ኣለኹ። 14 ኣቱም ኣቦታት፡ ነቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡ ጽሒፈልኩም ኣለኹ። ኣቱም ኣጕባዝ፡ ብርቱዓት ስለ ዝዀንኩምን+ ቃል ኣምላኽ ኣባኻትኩም ስለ ዚነብርን+ ነቲ እኩይ ስለ ዝሰዓርኩምዎን፡+ ጽሒፈልኩም ኣለኹ።

15 ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ።+ ሓደ እኳ ንዓለም እንተ ፈትዩዋ፡ ፍቕሪ ኣቦ ኣብኡ የላን፣+ 16 ምኽንያቱ፡ ኵሉ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ ትምኒት ስጋን+ ትምኒት ኣዒንትን+ መነባብሮኻ ርኣዩለይ ምባልን፡* ካብ ዓለም እምበር፡ ካብ ኣቦስ ኣይኰነን። 17 ዓለም ከኣ ትሓልፍ እያ ዘላ፡ ትምኒታ እውን ከምኡ፣+ እቲ ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር።+

18 ደቀየ፡ እዚኣ እታ ዳሕረይቲ ሰዓት እያ፣ ከምቲ እቲ ጸረ ክርስቶስ ከም ዚመጽእ ዝሰማዕኩምዎ ኸኣ፡+ ሕጂ እውን ብዙሓት ኣጽራረ ክርስቶስ ተንሲኦም ኣለዉ፣+ እዚኣ እታ ዳሕረይቲ ሰዓት ምዃና፡ በዚ ኢና እንፈልጥ። 19 ካባና እዮም ወጺኦም፡ ግናኸ፡ ካባና ኣይነበሩን፣+ ካባና ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ ምሳና ምነበሩ ነይሮም። ግናኸ፡ ካባና ዝነበሩ ዅላቶም ዘይምዃኖም ምእንቲ ኺገሃድ እዮም ዝወጹ።+ 20 ንስኻትኩም ድማ ካብቲ ቕዱስ፡ ቅብኣት ኣሎኩም፣+ ኵላትኩም እውን ፍልጠት ኣሎኩም። 21 ነታ ሓቂ ስለ ዘይትፈልጥዋ ዘይኰነስ፡+ ስለ እትፈልጥዋ፡ ሓሶት እውን ካብ ሓቂ ስለ ዘይኰነ እየ ዝጸሓፍኩልኩም።+

22 እቲ ንየሱስ ብሓቂ ክርስቶስ ምዃኑ ዚኽሕዶ እንተ ዘይኰይኑስ፡ መን እዩ ሓሳዊ፧+ እቲ ንኣቦን ንወድን ዚኽሕዶም፡ ንሱ እቲ ጸረ ክርስቶስ እዩ።+ 23 እቲ ንወዲ ዚኽሕዶ ዘበለ ዅሉ፡ ንዕኡ እቲ ኣቦ የብሉን።+ እቲ ንወዲ ዚእመነሉ፡+ ንዕኡ እቲ ኣቦ ኣለዎ።+ 24 ንዓኻትኩምሲ፡ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ ኣባኻትኩም ደኣ ይንበር።+ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ ኣባኻትኩም ዚነብር እንተ ዀይኑ፡ ንስኻትኩም እውን ምስ ወድን ምስ ኣቦን ሓድነት ኣልዩኩም ክትነብሩ ኢኹም። 25 እታ ንሱ ዘተስፈወና ተስፋ ኸኣ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እያ።+

26 ብዛዕባ እቶም ኬስሕቱኹም ዚፍትኑ እየ እዚ ዝጸሓፍኩልኩም። 27 ንስኻትኩምሲ፡ እቲ ኻብኡ እተቐበልኩምዎ ቕብኣት+ ኣባኻትኩም ይነብር ኣሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህረኩም ኣየድልየኩምን እዩ፣ እቲ ኻብኡ ዝዀነ ቕብኣት ግና፡ ብዛዕባ ዅሉ ይምህረኩም ኣሎ፣+ ሓቂ እውን እዩ እምበር፡ ሓሶት ኣይኰነን። ከምቲ ዝመሃረኩም ድማ፡ ምስኡ ብሓድነት ንበሩ።+ 28 ሕጂ ድማ፡ ደቀየ፡ ንሱ ኺግሃድ ከሎ፡ ንምዝራብ ትብዓት ምእንቲ ኽንረክብ፡+ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን ከኣ ብሕፍረት ካብኡ ኸይንርሕቕሲ፡ ምስኡ ብሓድነት ንበሩ። 29 ንሱ ጻድቕ ምዃኑ ትፈልጡ እንተ ዄንኩም፡ ጽድቂ ዚገብር ዘበለ ዅሉ ኻብኡ ኸም እተወልደ ትፈልጡ ኢኹም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ