ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ንጼዴቅያስ ከም ልማኖኡ ኣይገበረሉን (1-7)

      • እቲ ህዝቢ ኻብ ህይወትን ሞትን ሓዲኡ ይሕረ (8-14)

ኤርምያስ 21:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:18፣ 1ዜና 3:15፣ 2ዜና 36:9, 10
  • +ኤር 38:1
  • +ኤር 29:25፣ 37:3፣ 52:24, 27

ኤርምያስ 21:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:1፣ ኤር 32:28፣ 39:1
  • +1ሳሙ 7:10፣ 2ዜና 14:11፣ ኢሳ 37:36, 37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 54-56

ኤርምያስ 21:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “አዙሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 32:5

ኤርምያስ 21:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 5:25፣ 63:10፣ ድጕ 2:5

ኤርምያስ 21:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕማም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:21, 22፣ ህዝ 7:15

ኤርምያስ 21:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:6, 7፣ ኤር 37:17፣ 39:5-7፣ 52:9-11፣ ህዝ 17:20
  • +ዘዳ 28:49, 50፣ 2ዜና 36:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 158

ኤርምያስ 21:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 11

ኤርምያስ 21:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህይወቱ (ነፍሱ) ድማ ኬድሕን እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 27:12, 13፣ 38:2, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2002፡ ገጽ 15

ኤርምያስ 21:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 44:11
  • +ኤር 38:3
  • +2ዜና 36:17, 19፣ ኤር 17:27፣ 34:2፣ 37:10፣ 39:8

ኤርምያስ 21:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:22፣ ኢሳ 1:31፣ ኤር 7:20
  • +ኢሳ 1:17፣ ኤር 7:5-7፣ 22:3፣ ህዝ 22:29፣ ሚክ 2:2

ኤርምያስ 21:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ኤርምያስ 21:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 5:9፣ 9:9
  • +2ዜና 36:17, 19፣ ኤር 52:12, 13

ሓፈሻዊ

ኤር. 21:12ነገ 24:18፣ 1ዜና 3:15፣ 2ዜና 36:9, 10
ኤር. 21:1ኤር 38:1
ኤር. 21:1ኤር 29:25፣ 37:3፣ 52:24, 27
ኤር. 21:22ነገ 25:1፣ ኤር 32:28፣ 39:1
ኤር. 21:21ሳሙ 7:10፣ 2ዜና 14:11፣ ኢሳ 37:36, 37
ኤር. 21:4ኤር 32:5
ኤር. 21:5ኢሳ 5:25፣ 63:10፣ ድጕ 2:5
ኤር. 21:6ዘዳ 28:21, 22፣ ህዝ 7:15
ኤር. 21:72ነገ 25:6, 7፣ ኤር 37:17፣ 39:5-7፣ 52:9-11፣ ህዝ 17:20
ኤር. 21:7ዘዳ 28:49, 50፣ 2ዜና 36:17
ኤር. 21:9ኤር 27:12, 13፣ 38:2, 17
ኤር. 21:10ኤር 44:11
ኤር. 21:10ኤር 38:3
ኤር. 21:102ዜና 36:17, 19፣ ኤር 17:27፣ 34:2፣ 37:10፣ 39:8
ኤር. 21:12ዘዳ 32:22፣ ኢሳ 1:31፣ ኤር 7:20
ኤር. 21:12ኢሳ 1:17፣ ኤር 7:5-7፣ 22:3፣ ህዝ 22:29፣ ሚክ 2:2
ኤር. 21:14ኤር 5:9፣ 9:9
ኤር. 21:142ዜና 36:17, 19፣ ኤር 52:12, 13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 21:1-14

ኤርምያስ

21 ንጉስ ጼዴቅያስ+ ንጳሽሑር+ ወዲ ማልክያን ንጸፎንያስ+ ወዲ ማዓስያ እቲ ኻህንን፡ ንኤርምያስ ኪሓትትዎ ኢሉ ምስ ለኣኾም፡ ናብ ኤርምያስ ቃል የሆዋ መጸ። 2 ንሳቶም ድማ፡ “ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ይዋግኣና ኣሎ እሞ፡ ንየሆዋ ሕተተልና።+ ንሱ ኻባና ምእንቲ ኼንሳሕብሲ፡ ምናልባት የሆዋ ሓደ ኻብቲ ዜደንቕ ግብርታቱ ይገብረልና ይኸውን” በልዎ።+

3 ኤርምያስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ንጼዴቅያስ ከምዚ በልዎ፦ 4 ‘የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ነቲ ምስ ንጉስ ባቢሎንን+ ምስቶም ኣብ ወጻኢ እቲ መካበብያ ኸቢቦምኹም ዘለዉ ከለዳውያንን እትዋግኡሉ ዘለኹም ኣብ ኣእዳውኩም ዘሎ ኣጽዋር ውግእ፡ ኣንጻርኩም እመልሶ* ኣለኹ። ኣብ ማእከል እዛ ኸተማ እዚኣ ድማ ክእክቦ እየ። 5 ኣነ ባዕለይ ከኣ ብዝርግሕቲ ኢድን ብሓያል ቅልጽምን፡ ብዅራን ብነድርን ብዓብዪ ቝጥዓን ክዋግኣኩም እየ።+ 6 ንነበርቲ እዛ ኸተማ እዚኣ፡ ንሰብ ኰነ ንእንስሳ፡ ክወቅዕ እየ። ብብርቱዕ ለበዳ* ኸኣ ኪሞቱ እዮም።”’+

7 “‘“ድሕርዚ፡” ይብል የሆዋ፡ “ንጼዴቅያስ ንጉስ ይሁዳን ንገላዉኡን ንህዝቢ እዛ ኸተማ እዚኣን፡—ነቶም ካብ ለበዳን ካብ ሰይፍን ካብ ጥሜትን ዝተረፉ፡—ናብ ኢድ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎንን ናብ ኢድ ጸላእቶምን ናብ ኢድ እቶም ንህይወቶም* ዚደልይዋን ክህቦም እየ።+ ንሱ ድማ ብሰይፊ ኪቐትሎም እዩ። ኣይኪድንግጸሎምን፡ ኣይኪርሕርሓሎምን፡ ኣይኪምሕሮምን እዩ።”’+

8 “ነዚ ህዝቢ እዚ ኸኣ ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ኣብ ቅድሜኹም መገዲ ህይወትን መገዲ ሞትን አንብር ኣለኹ። 9 እቶም ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ዚጸንሑ ብሰይፍን ብጥሜትን ብለበዳን ኪሞቱ እዮም። ወጺኡ ናብቶም ከቢቦሙኹም ዘለዉ ከለዳውያን ኢዱ ዚህብ ዘበለ ግና፡ ብህይወት ኪነብር እዩ፣ ህይወቱ ድማ ምርኮኡ ኽትኰነሉ እያ።”’*+

10 “‘“ንጽቡቕ ዘይኰነስ፡ ንመዓት፡ ገጸይ ናብዛ ኸተማ እዚኣ ገይረ ኽጻረራ እየ”+ ይብል የሆዋ። “ንሳ ኸኣ ኣብ ኢድ ንጉስ ባቢሎን ክትውሃብ፡+ ንሱ ድማ ብሓዊ ኼንድዳ እዩ።”+

11 “‘ንቤተ ሰብ ንጉስ ይሁዳ ኸኣ፦ ቃል የሆዋ ስምዑ። 12 ኣቱም ቤት ዳዊት፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ንግሆ ንግሆ፡ ፍትሒ ኣውጽኡ፣

ብሰንኪ እኩይ ተግባራትኩም፡

ነድረይ ከም ሓዊ ኸይባራዕ እሞ+

ሓደ እኳ ኼጥፍኦ ኸም ዘይክእል ኰይኑ ኸይነድድሲ፡

ነቲ ዚዝመት ዘሎ ኻብ ኢድ ዓማጺ ኣናግፍዎ።”’+

13 ‘ኣቲ ኣብ ስንጭሮ፡*

ኣብ ከውሒ ጐልጐል እትነብሪ፡ እነኹ ኣንጻርኪ እየ’ ይብል የሆዋ።

‘ኣቱም፡ “መን ኣንጻርና ኺወርድ እዩ፧

መንከ ንመንበሪና ኺወርር እዩ፧” እትብሉ፡

14 ኣነ ኸምቲ ንግብርኹም ዚግብኦ ገይረ

ተሓተትቲ ኽገብረኩም እየ’ ይብል የሆዋ።+

‘ንዱራ ኸባርዖ፡

ንሱ ድማ ኣብ ዙርያኣ ንዘሎ ዅሉ ኺበልዖ እዩ።’”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ