ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ነገስት 23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ዮስያስ ዝገበሮ ተሓድሶ (1-20)

      • ፋስጋ ተባዕለ (21-23)

      • ዮስያስ ዝገበሮ ተወሳኺ ተሓድሶ (24-27)

      • ሞት ዮስያስ (28-30)

      • ዮኣሓዝ፡ ንጉስ ይሁዳ (31-33)

      • ዮያቂም፡ ንጉስ ይሁዳ (34-37)

2 ነገስት 23:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 34:29, 30

2 ነገስት 23:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 31:26
  • +ዘጸ 24:8
  • +2ነገ 22:8

2 ነገስት 23:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ኺዳን ሓደሰ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 11:17፣ 2ዜና 15:10, 12
  • +እያ 24:24, 25፣ 2ዜና 34:31, 32

2 ነገስት 23:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 22:4
  • +2ነገ 21:1, 7፣ 2ዜና 34:4
  • +1ነገ 12:28, 29

2 ነገስት 23:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 21:1, 3፣ ኤር 8:1, 2

2 ነገስት 23:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 21:1, 7
  • +ዘዳ 7:25
  • +2ዜና 34:4

2 ነገስት 23:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 18:22፣ ዘዳ 23:17, 18፣ 1ነገ 15:11, 12፣ 22:46

2 ነገስት 23:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:17, 19፣ 1ነገ 15:22
  • +ዘፍ 21:31

2 ነገስት 23:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 44:10፣ ሚል 2:7, 8

2 ነገስት 23:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ገሃነም” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 16:2, 3፣ ኤር 32:35
  • +እያ 15:8
  • +ኤር 7:31

2 ነገስት 23:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዝሃብዎም።”

  • *

    ወይ፡ “መመገቢ ኽፍሊ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:19፣ ህዝ 8:16

2 ነገስት 23:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 19:13፣ ጸፎ 1:4, 5
  • +2ነገ 21:1, 5

2 ነገስት 23:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብየማን፡” ማለት፡ ናብ ምብራቕ ገጽካ ኽትከውን ከለኻ፡ ደቡብ።

  • *

    ማለት፡ ደብረ ዘይቲ፡ ብፍላይ እቲ ብደቡባዊ ጫፍ ዚርከብ ከረን ኵራ ተባሂሉ እውን ዚፍለጥ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ጸፎ 1:4, 5
  • +1ነገ 11:5, 7

2 ነገስት 23:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:24፣ ዘዳ 7:5፣ 2ዜና 34:1, 3

2 ነገስት 23:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:28, 33
  • +2ዜና 34:6, 7

2 ነገስት 23:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 13:2

2 ነገስት 23:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 13:1

2 ነገስት 23:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 13:30, 31

2 ነገስት 23:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:25, 31፣ 13:32፣ 2ነገ 17:9
  • +2ዜና 34:6, 7

2 ነገስት 23:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 13:2

2 ነገስት 23:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:3-14፣ 2ዜና 35:1

2 ነገስት 23:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 35:18, 19

2 ነገስት 23:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንናይ ቤተ ሰብ ኣማልኽትን፣ ንጣኦታትን።”

  • *

    እታ ናይ እብራይስጢ ቓል ምስ “ፋንድያ” እትዛመድ ክትከውን ትኽእል እያ፣ ንዕቀት ንምግላጽ ከኣ ተገልግል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 22:8
  • +ዘሁ 33:52፣ ዘዳ 12:2
  • +ዘሌ 19:31፣ ዘዳ 18:10, 11፣ 2ነገ 21:1, 6፣ ኢሳ 8:19
  • +ዘፍ 31:19

2 ነገስት 23:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:29

2 ነገስት 23:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 21:11, 12፣ 24:3, 4፣ ኤር 15:4

2 ነገስት 23:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:11፣ 21:13
  • +ዘዳ 29:28፣ 2ነገ 25:11፣ ህዝ 23:33
  • +ዘዳ 12:5፣ 1ነገ 8:29፣ 9:3

2 ነገስት 23:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:15፣ 2ዜና 35:20-25፣ ዘካ 12:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2000፡ ገጽ 30

2 ነገስት 23:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:1, 2

2 ነገስት 23:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 22:11
  • +2ነገ 24:18

2 ነገስት 23:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 21:1, 2, 19-21

2 ነገስት 23:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ታለንት፡ 34.2 ኪ.ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:29
  • +ኤር 39:5፣ 52:10
  • +2ዜና 36:3

2 ነገስት 23:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:4, 5
  • +ኤር 22:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 158

2 ነገስት 23:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 1:3፣ 22:18, 19
  • +2ዜና 36:5

2 ነገስት 23:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 26:21፣ 36:22-24
  • +2ዜና 28:24, 25፣ 33:1, 4

ሓፈሻዊ

2 ነገ. 23:12ዜና 34:29, 30
2 ነገ. 23:2ዘዳ 31:26
2 ነገ. 23:2ዘጸ 24:8
2 ነገ. 23:22ነገ 22:8
2 ነገ. 23:32ነገ 11:17፣ 2ዜና 15:10, 12
2 ነገ. 23:3እያ 24:24, 25፣ 2ዜና 34:31, 32
2 ነገ. 23:42ነገ 22:4
2 ነገ. 23:42ነገ 21:1, 7፣ 2ዜና 34:4
2 ነገ. 23:41ነገ 12:28, 29
2 ነገ. 23:52ነገ 21:1, 3፣ ኤር 8:1, 2
2 ነገ. 23:62ነገ 21:1, 7
2 ነገ. 23:6ዘዳ 7:25
2 ነገ. 23:62ዜና 34:4
2 ነገ. 23:7ዘሌ 18:22፣ ዘዳ 23:17, 18፣ 1ነገ 15:11, 12፣ 22:46
2 ነገ. 23:8እያ 21:17, 19፣ 1ነገ 15:22
2 ነገ. 23:8ዘፍ 21:31
2 ነገ. 23:9ህዝ 44:10፣ ሚል 2:7, 8
2 ነገ. 23:102ነገ 16:2, 3፣ ኤር 32:35
2 ነገ. 23:10እያ 15:8
2 ነገ. 23:10ኤር 7:31
2 ነገ. 23:11ዘዳ 4:19፣ ህዝ 8:16
2 ነገ. 23:12ኤር 19:13፣ ጸፎ 1:4, 5
2 ነገ. 23:122ነገ 21:1, 5
2 ነገ. 23:13ጸፎ 1:4, 5
2 ነገ. 23:131ነገ 11:5, 7
2 ነገ. 23:14ዘጸ 23:24፣ ዘዳ 7:5፣ 2ዜና 34:1, 3
2 ነገ. 23:151ነገ 12:28, 33
2 ነገ. 23:152ዜና 34:6, 7
2 ነገ. 23:161ነገ 13:2
2 ነገ. 23:171ነገ 13:1
2 ነገ. 23:181ነገ 13:30, 31
2 ነገ. 23:191ነገ 12:25, 31፣ 13:32፣ 2ነገ 17:9
2 ነገ. 23:192ዜና 34:6, 7
2 ነገ. 23:201ነገ 13:2
2 ነገ. 23:21ዘጸ 12:3-14፣ 2ዜና 35:1
2 ነገ. 23:222ዜና 35:18, 19
2 ነገ. 23:242ነገ 22:8
2 ነገ. 23:24ዘሁ 33:52፣ ዘዳ 12:2
2 ነገ. 23:24ዘሌ 19:31፣ ዘዳ 18:10, 11፣ 2ነገ 21:1, 6፣ ኢሳ 8:19
2 ነገ. 23:24ዘፍ 31:19
2 ነገ. 23:25ዘዳ 4:29
2 ነገ. 23:262ነገ 21:11, 12፣ 24:3, 4፣ ኤር 15:4
2 ነገ. 23:272ነገ 18:11፣ 21:13
2 ነገ. 23:27ዘዳ 29:28፣ 2ነገ 25:11፣ ህዝ 23:33
2 ነገ. 23:27ዘዳ 12:5፣ 1ነገ 8:29፣ 9:3
2 ነገ. 23:291ነገ 9:15፣ 2ዜና 35:20-25፣ ዘካ 12:11
2 ነገ. 23:302ዜና 36:1, 2
2 ነገ. 23:31ኤር 22:11
2 ነገ. 23:312ነገ 24:18
2 ነገ. 23:322ነገ 21:1, 2, 19-21
2 ነገ. 23:332ነገ 23:29
2 ነገ. 23:33ኤር 39:5፣ 52:10
2 ነገ. 23:332ዜና 36:3
2 ነገ. 23:342ዜና 36:4, 5
2 ነገ. 23:34ኤር 22:11, 12
2 ነገ. 23:36ኤር 1:3፣ 22:18, 19
2 ነገ. 23:362ዜና 36:5
2 ነገ. 23:37ኤር 26:21፣ 36:22-24
2 ነገ. 23:372ዜና 28:24, 25፣ 33:1, 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ነገስት 23:1-37

2 ነገስት

23 ሽዑ፡ ንጉስ ለኣኸ እሞ፡ ንዅሎም ዓበይቲ ይሁዳን የሩሳሌምን ኣከብዎም።+ 2 ድሕሪኡ፡ ንጉስ ምስ ኵሎም ሰብ ይሁዳን ኵሎም ነበርቲ የሩሳሌምን ካህናትን ነብያትን፡ ኰታስ ምስ ኵሎም ህዝቢ ኻብ ንእሽቶ ኽሳዕ ዓብዪ፡ ናብ ቤት የሆዋ ደየበ። ኵሉ ቓላት እታ ኣብ ቤት የሆዋ እተረኽበት መጽሓፍ+ ኪዳን+ ድማ እናሰምዑ ኣንበበ።+ 3 ንጉስ ከኣ ኣብ ጥቓ እቲ ዓንዲ ደው ኢሉ፡ ቃላት እቲ ኣብታ መጽሓፍ እቲኣ እተጻሕፈ ኺዳን ብምፍጻም፡ ንየሆዋ ኸም ዚስዕቦ፡ ትእዛዛቱን መዘኻኸሪታቱን ሕግታቱን ከኣ ብዅሉ ልቡን ብዅሉ ነፍሱን* ከም ዚሕሉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኺዳን ኣተወ።*+ ኵሎም እቶም ህዝቢ እውን ነቲ ኺዳን ተሰማምዑሉ።+

4 ንጉስ ድማ ንሒልቅያ+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ነቶም ኣብ ካልኣይ ደረጃ ዝነበሩ ኻህናትን ነቶም ሓለውቲ ማዕጾን ነቲ ንበዓልን ንዓንዲ ኣምልኾን*+ ንዅሉ ሰራዊት ሰማያትን እተገብረ ዅሉ ኣቕሑ ኻብ ቤተ መቕደስ የሆዋ ኼውጽእዎ ኣዘዞም። ኣብ ወጻኢ የሩሳሌም፡ ኣብ ዛላታት ቄድሮን ከኣ ኣንደዶ፣ ነቲ ሓምዅሽቱ እውን ናብ ቤት-ኤል ወሰዶ።+ 5 ነቶም ነገስታት ይሁዳ ኣብ ከተማታት ይሁዳን ኣብ ከባቢ የሩሳሌምን ዘሎ በረኽቲ ኺዓጥኑ ዝሸምዎም ካህናት ጓኖት ኣማልኽትን ነቶም ንበዓልን ንጸሓይን ንወርሕን ንጭፍራታት ከዋኽብቲ መናዝልን ንዅሉ ሰራዊት ሰማያትን ዚዓጥኑ ዝነበሩን ካብ ሽመቶም ሰዓሮም።+ 6 ነቲ ዓንዲ ኣምልኾ*+ ኸኣ ካብ ቤት የሆዋ ናብ ወሰን የሩሳሌም፡ ናብ ስንጭሮ ቄድሮን ኣውጺኡ፡ ኣብ ስንጭሮ ቄድሮን ኣንደዶ፡+ ኣድኪሙ ድማ ደበቝበቛ ገበሮ፣ ነቲ ደበቝበቛ ኸኣ ኣብ መቓብር እቲ ተራ ህዝቢ በተኖ።+ 7 ነቲ ኣንስቲ ኣብኡ ዀይነን ነቲ ዓንዲ ኣምልኾ* ንእሽቶ መቕደስ ድንኳን ዚኣልማሉ ዝነበራ ኣብ ቤት የሆዋ ዝነበረ ኣባይቲ ተባዕትዮ ኣመናዝር ቤተ መቕደስ ከኣ ኣፍረሶ።+

8 ንዅሎም ካህናት ድማ ካብ ከተማታት ይሁዳ ኣውጽኦም፣ ነቲ እቶም ካህናት ዚዓጥኑሉ ዝነበሩ በረኽቲ ኸኣ፡ ካብ ጌባዕ+ ክሳብ ብኤር-ሸባዕ+ ኣርከሶ። ነቲ ሰብ ብኣፍ ደገ እታ ኸተማ ኺኣቱ ኸሎ ብጸጋሙ ኣብ መእተዊ እቲ ኣፍ ደገ እያሱ እቲ ሓለቓ እታ ኸተማ ዝነበረ በረኽቲ ኣፍ ደገታት እውን ኣፍረሶ። 9 እቶም ካህናት በረኽቲ ኸኣ ኣብ መሰውኢ የሆዋ ኣብ የሩሳሌም ኣየገልግሉን ነበሩ፣+ ምስ ኣሕዋቶም ግና ቅጫ ይበልዑ ነበሩ። 10 ዋላ ሓደ ሰብ ወዱ ወይ ጓሉ ንሞሌኽ ብሓዊ ኸየሕልፍ ድማ፡+ ነቲ ኣብ ስንጭሮ ደቂ ሂኖም*+ ዝነበረ ኣምልኾ ቶፌት+ ኣርከሶ። 11 ነቶም ነገስታት ይሁዳ ንጸሓይ ዝወፈይዎም* ኣፍራስ ከኣ፡ በቲ ኣብቲ ወገፈታት ዝነበረ ኽፍሊ ቤት* ናታን-ሜሌክ እቲ ኣገልጋሊ ቤተ መንግስቲ ኣቢሎም ናብ ቤት የሆዋ ኸይኣትዉ ኸልከለ፣ ንሰረገላታት ጸሓይ+ እውን ብሓዊ ኣንደዶ። 12 ንጉስ ድማ ነቲ ነገስታት ይሁዳ ኣብ ናሕሲ+ ደርቢ ኣሓዝ ዘቘምዎ መሰውኢታትን ነቲ ምናሴ ኣብ ክልቲኡ ኣጸድ ቤት የሆዋ ዘቘሞ መሰውኢታትን ኣፍረሶ።+ ኣድኪሙ ኸኣ ነቲ ደበቝበቛ ኣብ ስንጭሮ ቄድሮን በተኖ። 13 ንጉስ ድማ ነቲ ሰሎሞን ንጉስ እስራኤል ንኣሽቶረት እታ ጽይፍቲ ኣምላኽ ሲዶናውያንን ንከሞሽ እቲ ጽዩፍ ኣምላኽ ሞኣብን ንሚልኮም+ እቲ ፍንፉን ኣምላኽ ዓሞናውያንን+ ዝሰርሖ ኣብ ቅድሚ የሩሳሌም ብደቡብ* ከረን ጥፍኣት* ዝነበረ በረኽቲ ኣርከሶ። 14 ነቲ ሓወልትታት ኣምልኾ ሰባበሮ፡ ነቲ ኣዕኑድ ኣምልኾ* ኸኣ ቈራረጾ፡+ ነቲ ቦታታቶም እውን ብኣዕጽምቲ ሰብ መልኦ። 15 ነቲ ኣብ ቤት-ኤል ዝነበረ መሰውኢ፡ ነቲ የሮብዓም ወዲ ናባጥ ዝገበሮ እሞ ንእስራኤል ዘሕጥኣሉ በሪኽ እውን ኣፍረሶ።+ ነቲ መሰውእን ነቲ በሪኽን ምስ ኣፍረሶ ድማ፡ ነቲ በሪኽ ኣንዲዱ፡ ኣድኪሙ ደበቝበቛ ገበሮ፣ ነቲ ዓንዲ ኣምልኾ* እውን ኣንደዶ።+

16 ዮስያስ ግልጽ ኢሉ ኣብቲ ኸረን መቓብራት ምስ ረኣየ፡ ልኢኹ ኻብቲ መቓብራት ኣዕጽምቲ ወሲዱ፡ ከምቲ እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ እዚ ነገር እዚ ኸም ዚኸውን ኣቐዲሙ እተዛረቦ ቓል የሆዋ፡ ኣብቲ መሰውኢ ኣንደዶ፡ ኣርከሶ እውን።+ 17 ንሱ ድማ፡ “እቲ ኣብቲ ዝርእዮ ዘለኹ ሓወልቲ መቓብርከ እንታይ እዩ፧” በለ። ሰብ እታ ኸተማ ኸኣ፡ “መቓብር እቲ ኻብ ይሁዳ ዝመጸ እሞ እዚ ኣብ መሰውኢ ቤት-ኤል ዝገበርካዮ ነገር ኣቐዲሙ እተዛረበ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ እዩ”+ በልዎ። 18 ንሱ ኸኣ፡ “የዕርፍ። ንኣዕጽምቱ ኣይትረብሽዎ” በለ። ስለዚ፡ ኣዕጽምቱ ምስ ኣዕጽምቲ እቲ ኻብ ሰማርያ ዝመጸ ነብዪ ኸይተረበሸ ተረፈ።+

19 ዮስያስ ድማ ንዅለን እተን ነገስታት እስራኤል ንኣምላኽ ኬዀርይዎ ዝሃነጽወን ኣብ ከተማታት ሰማርያ ዝነበራ ኣባይቲ ኣምልኾ ኣወገደን፣+ ከምቲ ኣብ ቤት-ኤል ዝገበሮ ኸኣ ገበረን።+ 20 ኣብቲ መሰውኢታት ድማ ንዅሎም እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ኻህናት በረኽቲ ሓረዶም፣ ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ ኣዕጽምቲ ሰብ ኣንደደ።+ ድሕሪኡ፡ ናብ የሩሳሌም ተመልሰ።

21 ንጉስ ድማ ንዅሎም ህዝቢ፡ “ከምቲ ኣብዛ መጽሓፍ ኪዳን እዚኣ ተጻሒፉ ዘሎ፡ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ፋስጋ ኣብዕሉ” ኢሉ ኣዘዞም።+ 22 ካብቲ ፈራዶ ንእስራኤል ዚፈርዱሉ ዝነበሩ ዘመን ኣትሒዙ፡ ኣብ ኵሉ ዘመን ነገስታት እስራኤልን ነገስታት ይሁዳን፡ ከምዚ ዝበለ ፋስጋ ኣይተባዕለን።+ 23 ኣብ መበል 18 ዓመት ንጉስ ዮስያስ ግና፡ እዚ ፋስጋ እዚ ኣብ የሩሳሌም ንየሆዋ ተባዕለ።

24 ዮስያስ ከኣ ንቓላት እቲ ኣብታ ኻህን ሒልቅያ ኣብ ቤት የሆዋ ዝረኸባ መጽሓፍ ተጻሒፉ ዘሎ+ ሕጊ ምእንቲ ኺፍጽሞ ኢሉ፡+ ንጠየቕቲ መናፍስትን ንጠንቈልትን+ ንተራፊምን*+ ንጽዩፋት ጣኦታትን* ንዅሉ እቲ ኣብ ምድሪ ይሁዳን የሩሳሌምን እተራእየ ጽያፍን ኣርሓቐ። 25 ከምቲ ዅሉ ሕጊ ሙሴ ገይሩ ብዅሉ ልቡን ብዅሉ ነፍሱን*+ ብዅሉ ሓይሉን ናብ የሆዋ እተመልሰ ንጉስ ቅድሚኡ ኸምኡ ዝበለ ኣይነበረን፣ ድሕሪኡ እውን ከምኡ ዝበለ ኣይተንስአን።

26 ግናኸ፡ ብሰሪ እቲ ምናሴ ኬዀርዮ ኢሉ ዝገበሮ ዅሉ ዜዀሪ ነገራት፡ የሆዋ ኻብቲ ኣብ ይሁዳ ዝነደደ ነዳዲ ቝጥዓኡ ኣይተመልሰን።+ 27 የሆዋ ድማ፡ “ከምቲ ንእስራኤል ዘርሓቕክዎ፡+ ንይሁዳ እውን ካብ ቅድመይ ከርሕቖ እየ፣+ ነዛ ዝሓረኽዋ ኸተማ የሩሳሌምን ነታ፡ ‘ስመይ ኣብኣ ኪኸውን እዩ’ ዝበልኩላ ቤትን+ ከኣ ክሓድገን እየ” በለ።

28 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዮስያስ፡ ኵሉ እቲ ዝገበሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት ይሁዳ ተጻሒፉዶ የሎን፧ 29 ብዘመኑ ኸኣ፡ ፈርኦን ኔኮ ንጉስ ግብጺ ንንጉስ ኣሶር ኪቀባበሎ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ መጸ፣ ንጉስ ዮስያስ ድማ ኪገጥመሉ ወጸ፣ ግናኸ፡ ኔኮ ምስ ረኣዮ፡ ኣብ መጊዶ ቐተሎ።+ 30 ገላዉኡ ኸኣ ሬሳኡ ኣብ ሰረገላ ገይሮም ካብ መጊዶ ናብ የሩሳሌም ኣምጺኦም ኣብ መቓብሩ ቐበርዎ። ህዝቢ እታ ምድሪ ድማ ንዮኣሓዝ ወዲ ዮስያስ ወሲዶም ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ቐቢኦም ኣንገስዎ።+

31 ዮኣሓዝ+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 23 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሰለስተ ወርሒ ነገሰ። ስም ኣዲኡ ሓሙጣል እዩ፣+ ንሳ ጓል ኤርምያስ ብዓል ሊብና እያ። 32 ንሱ ድማ፡ ከም ኵሉ እቲ ኣቦታቱ ዝገበርዎ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ገበረ።+ 33 ፈርኦን ኔኮ+ ኸኣ ኣብ የሩሳሌም ከይነግስ ኢሉ፡ ኣብ ሪብላ+ ኣብ ምድሪ ሓማት ኣሰሮ፣ ነታ ምድሪ ድማ 100 ታለንት* ብሩርን ሓደ ታለንት ወርቅን መቕጻዕቲ ኽትከፍል ሰልዓላ።+ 34 ፈርኦን ኔኮ ድማ ንኤልያቂም ወዲ ዮስያስ ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ዮስያስ ኣንገሶ፣ ስሙ ኸኣ ናብ ዮያቂም ለወጦ። ንዮኣሓዝ ከኣ ወሰዶ እሞ ናብ ግብጺ ኣምጽኦ፣+ ንሱ እውን ኣብኣ ሞተ።+ 35 ዮያቂም ድማ ንፈርኦን ብሩርን ወርቅን ሃቦ፣ ነቲ ፈርኦን ዝሰልዖ ብሩር ንምሃብ ግና ነታ ምድሪ ኣገበራ። ንፈርኦን ኔኮ ምእንቲ ኺህብሲ፡ ንነፍሲ ወከፍ ህዝቢ እታ ምድሪ እተሰልዐ መጠን ብሩርን ወርቅን ኣኽፈለ።

36 ዮያቂም+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 25 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 11 ዓመት ነገሰ።+ ስም ኣዲኡ ዘቢዳ እዩ፣ ንሳ ጓል ጰዳያ ብዓል ሩማ እያ። 37 ንሱ ድማ፡ ከም ኵሉ እቲ ኣቦታቱ ዝገበርዎ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ