ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ምምሕዳር ሰሎሞን (1-19)

      • ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ሰሎሞን ዝነበረ ብልጽግና (20-28)

        • ህዝቢ ኣብ ትሕቲ ተኽሊ ወይኑን ኦም በለሱን ብደሓን ይነብር ነበረ (25)

      • ጥበብን ምስላታትን ሰሎሞን (29-34)

1 ነገስት 4:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 9:30፣ መክ 1:12

1 ነገስት 4:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መሳፍንቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 6:8፣ 27:16, 17

1 ነገስት 4:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:17፣ 1ዜና 27:32
  • +2ሳሙ 8:16፣ 20:24

1 ነገስት 4:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 1:8፣ 2:35፣ 1ዜና 27:5
  • +1ነገ 2:26

1 ነገስት 4:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 1:9, 10
  • +2ሳሙ 15:37፣ 1ዜና 27:33

1 ነገስት 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 20:24፣ 1ነገ 5:14፣ 12:18
  • +1ነገ 9:15

1 ነገስት 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 27:1

1 ነገስት 4:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:42, 48

1 ነገስት 4:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:29
  • +እያ 17:11፣ 1ሳሙ 31:8, 10
  • +እያ 21:34

1 ነገስት 4:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:41-43፣ 1ነገ 22:3
  • +ዘሁ 32:1
  • +ዘሁ 32:41፣ ዘዳ 3:14
  • +እያ 13:8, 11
  • +ዘዳ 3:4

1 ነገስት 4:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 32:1, 2፣ 2ሳሙ 2:8, 9

1 ነገስት 4:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 1:8
  • +እያ 18:11

1 ነገስት 4:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 17:1
  • +ዘሁ 21:21
  • +ዘዳ 3:4

1 ነገስት 4:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 22:15, 17
  • +መክ 2:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/1998፡ ገጽ 9-10

    1/2/1998፡ ገጽ 11-12

1 ነገስት 4:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኤፍራጥስ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:18፣ ዘጸ 23:31፣ 2ሳሙ 8:3፣ መዝ 72:8-10
  • +መዝ 72:10

1 ነገስት 4:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ቆሮስ፡ 220 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

1 ነገስት 4:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኩኩን።”

1 ነገስት 4:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ብምዕራብ ኤፍራጥስ።

  • *

    ማለት፡ ምዕራብ ኤፍራጥስ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 1:4
  • +ዘፍ 10:19
  • +1ነገ 5:4፣ 1ዜና 22:9፣ መዝ 72:7

1 ነገስት 4:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2003፡ ገጽ 24

    15/10/1998፡ ገጽ 9-10

1 ነገስት 4:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ገሊኡ ኢደ ጽሑፋትን ኣብቲ ነዚ ዛንታ እዚ ዜዘንቱ ኻልእ ክፋል ቅዱሳት ጽሑፋትን እዚ ቝጽሪ እዚ ኣሎ። ኣብ ገሊኡ ኢደ ጽሑፋት ከኣ 40,000 ዚብል ቍጽሪ ኣሎ።

  • *

    ወይ፡ “ስፍራ ኣፍራስን።”

  • *

    ወይ፡ “ፈረሰኛታትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 17:15, 16፣ 1ነገ 10:24-26፣ 2ዜና 1:14, 17

1 ነገስት 4:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 4:7

1 ነገስት 4:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዜስተውዕል ልብን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:23፣ 2ዜና 1:10፣ ምሳ 2:6

1 ነገስት 4:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 7:22

1 ነገስት 4:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:ልዕለ ጽሑፍ
  • +መዝ 88:ልዕለ ጽሑፍ
  • +1ዜና 2:4, 6
  • +1ነገ 10:1, 7፣ ሉቃ 11:31

1 ነገስት 4:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 1:1፣ መክ 12:9
  • +መሃ 1:1

1 ነገስት 4:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በረርቲ ፍጡራትን።”

  • *

    ንሓሸራታት እውን ዜጠቓልል ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:22
  • +ምሳ 30:30
  • +ምሳ 30:19
  • +ምሳ 6:6፣ 30:25

1 ነገስት 4:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 9:1, 23

ሓፈሻዊ

1 ነገ. 4:12ዜና 9:30፣ መክ 1:12
1 ነገ. 4:21ዜና 6:8፣ 27:16, 17
1 ነገ. 4:32ሳሙ 8:17፣ 1ዜና 27:32
1 ነገ. 4:32ሳሙ 8:16፣ 20:24
1 ነገ. 4:41ነገ 1:8፣ 2:35፣ 1ዜና 27:5
1 ነገ. 4:41ነገ 2:26
1 ነገ. 4:51ነገ 1:9, 10
1 ነገ. 4:52ሳሙ 15:37፣ 1ዜና 27:33
1 ነገ. 4:62ሳሙ 20:24፣ 1ነገ 5:14፣ 12:18
1 ነገ. 4:61ነገ 9:15
1 ነገ. 4:71ዜና 27:1
1 ነገ. 4:9እያ 19:42, 48
1 ነገ. 4:122ነገ 23:29
1 ነገ. 4:12እያ 17:11፣ 1ሳሙ 31:8, 10
1 ነገ. 4:12እያ 21:34
1 ነገ. 4:13ዘዳ 4:41-43፣ 1ነገ 22:3
1 ነገ. 4:13ዘሁ 32:1
1 ነገ. 4:13ዘሁ 32:41፣ ዘዳ 3:14
1 ነገ. 4:13እያ 13:8, 11
1 ነገ. 4:13ዘዳ 3:4
1 ነገ. 4:14ዘፍ 32:1, 2፣ 2ሳሙ 2:8, 9
1 ነገ. 4:181ነገ 1:8
1 ነገ. 4:18እያ 18:11
1 ነገ. 4:19እያ 17:1
1 ነገ. 4:19ዘሁ 21:21
1 ነገ. 4:19ዘዳ 3:4
1 ነገ. 4:20ዘፍ 22:15, 17
1 ነገ. 4:20መክ 2:24
1 ነገ. 4:21ዘፍ 15:18፣ ዘጸ 23:31፣ 2ሳሙ 8:3፣ መዝ 72:8-10
1 ነገ. 4:21መዝ 72:10
1 ነገ. 4:24እያ 1:4
1 ነገ. 4:24ዘፍ 10:19
1 ነገ. 4:241ነገ 5:4፣ 1ዜና 22:9፣ መዝ 72:7
1 ነገ. 4:26ዘዳ 17:15, 16፣ 1ነገ 10:24-26፣ 2ዜና 1:14, 17
1 ነገ. 4:271ነገ 4:7
1 ነገ. 4:291ነገ 10:23፣ 2ዜና 1:10፣ ምሳ 2:6
1 ነገ. 4:30ግብ 7:22
1 ነገ. 4:31መዝ 89:ልዕለ ጽሑፍ
1 ነገ. 4:31መዝ 88:ልዕለ ጽሑፍ
1 ነገ. 4:311ዜና 2:4, 6
1 ነገ. 4:311ነገ 10:1, 7፣ ሉቃ 11:31
1 ነገ. 4:32ምሳ 1:1፣ መክ 12:9
1 ነገ. 4:32መሃ 1:1
1 ነገ. 4:33ዘጸ 12:22
1 ነገ. 4:33ምሳ 30:30
1 ነገ. 4:33ምሳ 30:19
1 ነገ. 4:33ምሳ 6:6፣ 30:25
1 ነገ. 4:342ዜና 9:1, 23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ነገስት 4:1-34

1 ነገስት

4 ንጉስ ሰሎሞን ከኣ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እስራኤል ይገዝእ ነበረ።+ 2 ላዕለዎት ሰበ ስልጣኑ* ድማ እዚኣቶም እዮም፦ ዓዛርያ ወዲ ጻዶቅ+ ካህን ነበረ፣ 3 ኤሊሖረፍን ኣሒያን፡ ደቂ ሺሻ፡ ጸሓፍቲ ነበሩ፣+ ዮሳፋጥ+ ወዲ ኣሒሉድ መዝጋቢ ነበረ፣ 4 በናያ+ ወዲ የሆያዳ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ነበረ፣ ጻዶቅን ኣብያታርን+ ካህናት ነበሩ፣ 5 ዓዛርያ ወዲ ናታን+ ኣብ ልዕሊ ምስለኔታት ነበረ፣ ዛቡድ ወዲ ናታን ካህንን ፈታው ንጉስን ነበረ፣+ 6 ኣሒሻር ኣብ ልዕሊ እቲ ቤተ ሰብ ነበረ፣ ኣዶኒራም+ ወዲ ዓብዳ ኣብ ልዕሊ እቶም ብግዲ ዚሽቅሉ ሸቃሎ ነበረ።+

7 ሰሎሞን ድማ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እስራኤል 12 ምስለኔታት ነበርዎ፣ ንሳቶም ንንጉስን ንቤተ ሰቡን ይምግቡ ነበሩ። ነፍሲ ወከፎም ኣብ ዓመት ንሓንቲ ወርሒ ኺምግቡ ሓላፍነት ነበሮም።+ 8 ስማቶም ከኣ እዚ እዩ፦ ወዲ ሑር ኣብ ኣኽራን ኤፍሬም፣ 9 ወዲ ደቀር ኣብ ማቃዝን ሻዓልቢምን+ ቤት-ሸመሽን ኤሎን-ቤት-ሓናንን፣ 10 ወዲ ሔሰድ ኣብ ኣሩቦት (ሶኮን ኵላ ምድሪ ሔፈርን ናቱ ነበረ)፣ 11 ወዲ ኣቢናዳብ ኣብ ዓቐበት ዶር (ጣፋት ጓል ሰሎሞን ሰበይቱ ዀነት)፣ 12 ባዓና ወዲ ኣሒሉድ ኣብ ታዓናክን መጊዶን+ ኣብ ኵላ ቤት-ሸኣንን፡+ እታ ኣብ ጥቓ ጻሬታን ብትሕቲ ይዝርኤል፡ ካብ ቤት-ሸኣን ክሳብ ኣቤል-መሖላ ኽሳብ ዞባ ዮቅመዓም+ ዘላ፣ 13 ወዲ ገበር ኣብ ራሞት-ጊልዓድ+ (እተን ኣብ ጊልዓድ+ ዘለዋ ዓድታት ድንኳን ያኢር+ ወዲ ምናሴ ናቱ ነበራ፣ እቲ ኣብ ባሳን+ ዘሎ ዞባ ኣርጎብ፡+ 60 ዓበይቲ ኸተማታት መምስ መካበብያአንን ተገዳማት ነሓስን እውን ናቱ ነበራ)፣ 14 ኣሒናዳብ ወዲ ዒዶ ኣብ ማሓናዪም፣+ 15 ኣሒማዓጽ ኣብ ንፍታሌም (ንሱ እውን ንባስማት ጓል ሰሎሞን ሰበይቲ ኽትኰኖ ወሰዳ)፣ 16 ባዓና ወዲ ሑሻይ ኣብ ኣሴርን በዓሎትን፣ 17 ዮሳፋጥ ወዲ ጳሩኣሕ ኣብ ይሳኮር፣ 18 ሺምዒ+ ወዲ ኤላ ኣብ ብንያም፣+ 19 ገበር ወዲ ኡሪ ኣብ ምድሪ ጊልዓድን+ ኣብ ምድሪ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያንን ዖግ+ ንጉስ ባሳንን። ኣብ ልዕሊ ዅሎም እዞም ኣብታ ምድሪ ዝነበሩ ምስለኔታት ከኣ፡ ሓደ ምስለኔ ነበረ።

20 ይሁዳን እስራኤልን ከምቲ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ዘሎ ሑጻ ዝምብዛሖም ነበሩ፣+ ይበልዑን ይሰትዩን ይሕጐሱን ድማ ነበሩ።+

21 ሰሎሞን ከኣ ካብቲ ፈለግ*+ ክሳብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያንን ክሳብ ዶብ ግብጽን ኣብ ልዕሊ ዅለን መንግስትታት ይገዝእ ነበረ። ንሳቶም ድማ ግብሪ ኣምጽኡሉ፡ ንሰሎሞን ከኣ ብዅሉ መዓልትታት ህይወቱ ይግዝእዎ ነበሩ።+

22 ምግቢ ሰሎሞን ድማ ነንመዓልቲ 30 ቆሮስ* ድኹም ሓርጭን 60 ቆሮስ ሓርጭን 23 10 ስቡሓት ከብትን 20 ብዕራይ ካብ መጓሰይን 100 በጊዕን ነበረ፣ እዚ ኸኣ ብዘይካ እራባትን ሰስሓታትን ሜዳቛትን ስቡሓት ኣዕዋፍን* እዩ። 24 ከመይሲ፡ ንዅላ እታ ኽነጀው እቲ ፈለግ*+ ዘላ፡ ካብ ቲፍሳሕ ክሳብ ጋዛ፡+ እንተላይ ንዅሎም እቶም ክነጀው እቲ ፈለግ* ዝነበሩ ነገስታት ይገዝእ ነበረ፣ ኣብ ዙርያኡ ኣብ ዘሎ ዅሉ ዞባ ድማ ሰላም ነበሮ።+ 25 ይሁዳን እስራኤልን ከኣ ካብ ዳን ክሳብ ብኤር-ሸባዕ፡ ብዅሉ ዘመን ሰሎሞን፡ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ትሕቲ ተኽሊ ወይኑን ኣብ ትሕቲ ኦም በለሱን ብደሓን ይነብር ነበረ።

26 ሰሎሞን ድማ ንሰረገላታቱ 4,000* ጋጽ ኣፍራስን* 12,000 ፈረስን* ነበርዎ።+

27 እቶም ምስለኔታት እቲኦም ከኣ ንንጉስ ሰሎሞንን ንዅሎም እቶም ኣብ መኣዲ ንጉስ ሰሎሞን ዚበልዑን ይምግቡ ነበሩ። ነፍሲ ወከፍ ነንወርሑ ሓላፍነት ነበሮ፣ ገለ እኳ ኣየጕድሉን ነበሩ።+ 28 ንኣፍራስን ንጕጅለታት ኣፍራስን ኬድሊ ኸሎ ድማ፡ ነፍሲ ወከፍ ከከም እጃሙ፡ ስገምን ሓሰርን የምጽኡ ነበሩ።

29 ኣምላኽ ከኣ ንሰሎሞን ኣዝዩ ብዙሕ ጥበብን ኣእምሮን፡ ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻ ዝምርሓቡ ልብን* ሃቦ።+ 30 ጥበብ ሰሎሞን ድማ ካብ ጥበብ ኵሎም ደቂ ምብራቕን ካብ ኵሉ ጥበብ ግብጽን በለጸ።+ 31 ካብ ዝዀነ ሰብ ይጠብብ ነበረ፣ ካብ ኤታን+ እቲ እዝራሓውን ካብ ሄማንን+ ካልኮልን+ ዳራዳዕን፡ ደቂ ማሖል፡ እውን ይጠብብ ነበረ። ዝናኡ ኸኣ ኣብቶም ኣብ ዙርያኡ ዝነበሩ ዅሎም ኣህዛብ ተዘርግሐ።+ 32 3,000 ምስላ+ ድማ መሰለ፣ መዝሙራቱ+ እውን 1,005 ነበረ። 33 ብዛዕባ ኣእዋም ከኣ ካብቲ ኣብ ሊባኖስ ዘሎ ቄድሮስ ክሳዕ እቲ ኣብ መንደቕ ዚበቍል ሃዛብ+ ይዛረብ ነበረ። ብዛዕባ እንስሳታትን+ ብዛዕባ ኣዕዋፍን*+ ብዛዕባ ለመምትን*+ ብዛዕባ ዓሳታትን ድማ ይዛረብ ነበረ። 34 ካብ ኵሎም ህዝብታት ከኣ፡ እንተላይ ካብቶም ብዛዕባ ጥበቡ ዝሰምዑ ነገስታት ኵላ ምድሪ፡ ጥበብ ሰሎሞን ኪሰምዑ ይመጹ ነበሩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ