ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ሰብ ቈረንቶስ ገና ስጋውያን እዮም (1-4)

      • ኣምላኽ የብቍል (5-9)

        • መዓይይቲ ኣምላኽ (9)

      • ሓዊ ብዚጻወር ናውቲ ምህናጽ (10-15)

      • ንስኻትኩም ቤተ መቕደስ ኣምላኽ ኢኹም (16, 17)

      • ጥበብ ዓለም ኣብ ኣምላኽ ዕሽነት እዩ (18-23)

1 ቈረንቶስ 3:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 14:20
  • +1ቈረ 2:15፣ ቈሎ 1:9

1 ቈረንቶስ 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 5:12-14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 29

1 ቈረንቶስ 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:7, 8
  • +ገላ 5:19, 20

1 ቈረንቶስ 3:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:24, 25

1 ቈረንቶስ 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 3:5, 6፣ ቈሎ 1:23፣ 1ጢሞ 1:12

1 ቈረንቶስ 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:4
  • +ግብ 18:26-28፣ 19:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2021፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1999፡ ገጽ 12

    1/10/1996፡ ገጽ 22

1 ቈረንቶስ 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 9:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 12፡ 16

1 ቈረንቶስ 3:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓደ ዕላማ እዩ ዘለዎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 2:6፣ 1ቈረ 4:5፣ ራእ 22:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2018፡ ገጽ 15

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 92

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 13-14

    ስላሴ፡ ገጽ 24

1 ቈረንቶስ 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 2:22፣ 1ጴጥ 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 132

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2021፡ ገጽ 3

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2018፡ ገጽ 23

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2012፡ ገጽ 17

    15/7/1999፡ ገጽ 12

    1/11/1998፡ ገጽ 8

1 ቈረንቶስ 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:20፣ እብ 6:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1999፡ ገጽ 13

    1/11/1998፡ ገጽ 8-10፡ 14-15

1 ቈረንቶስ 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 118:22፣ ኢሳ 28:16፣ ማቴ 21:42፣ ኤፌ 2:20፣ 1ጴጥ 2:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1999፡ ገጽ 13-14

    1/11/1998፡ ገጽ 9-10

1 ቈረንቶስ 3:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1999፡ ገጽ 12-13

    1/11/1998፡ ገጽ 10-13

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 55

1 ቈረንቶስ 3:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኺግሃድ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 4:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1999፡ ገጽ 12-13

    15/12/1998፡ ገጽ 30

    1/11/1998፡ ገጽ 10-11

1 ቈረንቶስ 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1998፡ ገጽ 11-12

1 ቈረንቶስ 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1998፡ ገጽ 11-13

1 ቈረንቶስ 3:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 6:16፣ ኤፌ 2:21፣ 1ጴጥ 2:5
  • +1ቈረ 6:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 29

1 ቈረንቶስ 3:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 2:5

1 ቈረንቶስ 3:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእል።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

1 ቈረንቶስ 3:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 5:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2019፡ ገጽ 21-25

1 ቈረንቶስ 3:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 94:11

1 ቈረንቶስ 3:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ጴጥሮስ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 1:12

1 ቈረንቶስ 3:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:9፣ 2ቈረ 10:7

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 3:11ቈረ 14:20
1 ቈረ. 3:11ቈረ 2:15፣ ቈሎ 1:9
1 ቈረ. 3:2እብ 5:12-14
1 ቈረ. 3:3ሮሜ 8:7, 8
1 ቈረ. 3:3ገላ 5:19, 20
1 ቈረ. 3:4ግብ 18:24, 25
1 ቈረ. 3:52ቈረ 3:5, 6፣ ቈሎ 1:23፣ 1ጢሞ 1:12
1 ቈረ. 3:6ግብ 18:4
1 ቈረ. 3:6ግብ 18:26-28፣ 19:1
1 ቈረ. 3:7ሮሜ 9:16
1 ቈረ. 3:8ሮሜ 2:6፣ 1ቈረ 4:5፣ ራእ 22:12
1 ቈረ. 3:9ኤፌ 2:22፣ 1ጴጥ 2:5
1 ቈረ. 3:10ሮሜ 15:20፣ እብ 6:1
1 ቈረ. 3:11መዝ 118:22፣ ኢሳ 28:16፣ ማቴ 21:42፣ ኤፌ 2:20፣ 1ጴጥ 2:6
1 ቈረ. 3:131ጴጥ 4:12
1 ቈረ. 3:162ቈረ 6:16፣ ኤፌ 2:21፣ 1ጴጥ 2:5
1 ቈረ. 3:161ቈረ 6:19
1 ቈረ. 3:171ጴጥ 2:5
1 ቈረ. 3:19እዮ 5:13
1 ቈረ. 3:20መዝ 94:11
1 ቈረ. 3:221ቈረ 1:12
1 ቈረ. 3:23ዮሃ 17:9፣ 2ቈረ 10:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 3:1-23

1 ቈረንቶስ

3 ኣነ ኸኣ ኣሕዋተየ፡ ከም ንስጋውያን፡ ከምቶም ብክርስቶስ ሕጻናት እምበር፡+ ከም ንመንፈሳውያን+ ክዛረበኩም ኣይከኣልኩን። 2 ገና ዓቕሚ ስለ ዘይነበረኩም፡ ዕጹም ብልዒ ዘይኰነስ፡ ጸባ እየ መጊበኩም። ሕጂ እውን እንተ ዀነ፡ ዓቕሚ የብልኩምን፣+ 3 ከመይሲ፡ ገና ስጋውያን ኢኹም።+ ኣብ መንጎኹም ቅንእን ባእስን ካብ ሃለወስ፡ ስጋውያን ምዃንኩም ደይኰነን፧+ ከም ሰብዶኸ ትመላለሱ ኣየሎኹምን፧ 4 ስለምንታይሲ፡ ሓደ፡ “ኣነ ናይ ጳውሎስ እየ” ኺብል ከሎ፡ ሓደ ኻልእ ከኣ፡ “ኣነስ እባ ናይ ኣጵሎስ”+ እንተ ኢሉ፡ ከም ማንም ሰብ ምዃንኩምዶ ኣይኰነን፧

5 እምበኣርከ፡ ኣጵሎስ እንታይ እዩ፧ ጳውሎስከ እንታይ እዩ፧ ከምቲ ጐይታ ንነፍሲ ወከፍ ዝሃቦ፡ ብኣታቶም ኣቢልኩም ዝኣመንኩም ኣገልገልቲ+ እዮም። 6 ኣነ ተኺለ፡+ ኣጵሎስ ኣስትዩ፡+ ኣምላኽ ግና ኣብቊሉ፣ 7 ስለዚ፡ እቲ ዜብቍል ኣምላኽ ደኣ እምበር፡+ እቲ ዚተክል ወይስ እቲ ዜስቲ ዚዓብሶ የብሉን። 8 እቲ ዚተክልን እቲ ዜስትን ሓደ እዮም፣* ነፍሲ ወከፎም ከኣ ከከም ጻዕሩ ዓስቡ ኪቕበል እዩ።+ 9 ምኽንያቱ፡ ንሕና መዓይይቲ ኣምላኽ ኢና። ንስኻትኩም ሕርሻ ኣምላኽ፡ ህንጻ ኣምላኽ ኢኹም።+

10 ከምቲ እተዋህበኒ ጸጋ ኣምላኽ፡ ከም ክኢላ ዋና ሃናጻይ መሰረት ሰሪተ እየ፣+ ካልእ ከኣ ኣብ ልዕሊኡ ይሃንጽ ኣሎ። ነፍሲ ወከፍ ግና ከመይ ገይሩ ኣብ ልዕሊኡ ኸም ዚሃንጽ ይጠንቀቕ። 11 ከመይሲ፡ ብዘይካ እቲ ስሩት መሰረት፡ ንሱ ኸኣ የሱስ ክርስቶስ፡ ካልእ መሰረት ኪስርት ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን።+ 12 ሓደ እኳ ኣብ ልዕሊ እዚ መሰረት እዚ ብወርቂ፡ ብብሩር፡ ብኽቡር እምኒ፡ ብዕንጨይቲ፡ ብድርቋ፡ ወይስ ብሓሰር እንተ ሃኒጹ፡ 13 እታ መዓልቲ እቲኣ ብሓዊ ስለ እትግለጽ፡ ክትቀልዖ እያ እሞ፡ ዕዮ ነፍሲ ወከፍ እንታይ ምዃኑ ኺርአ* እዩ፣+ እቲ ሓዊ ኸኣ ዕዮ ነፍሲ ወከፍ ከመይ ምዃኑ ኺፍትኖ እዩ። 14 እቲ ኣብቲ መሰረት ዝሃነጸ ሰብ ዕዮኡ እንተ ጸኒዑሉ፡ ዓስቢ ኪቕበል እዩ፣ 15 እቲ ዕዮኡ እንተ ነዲዱ ግና፡ ኪኸስር እዩ፣ ንሱ ንባዕሉ ግና ኪድሕን እዩ፣ ግናኸ፡ ከምቲ ብሓዊ ሓሊፉ ዝደሓነ እዩ።

16 ንስኻትኩም ቤተ መቕደስ ኣምላኽ ምዃንኩምን+ መንፈስ ኣምላኽ ኣባኻትኩም ከም ዚሓድርንዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ 17 ሓደ እኳ ንቤተ መቕደስ ኣምላኽ እንተ ኣዕንዩዋ፡ ኣምላኽ ኬዕንዎ እዩ፣ ከመይሲ፡ ቤተ መቕደስ ኣምላኽ ቅድስቲ እያ፣ እዛ ቤተ መቕደስ እዚኣ እውን ንስኻትኩም ኢኹም።+

18 ሓደ እኳ ንርእሱ ኣየስሕት፦ ገለ ኻባኻትኩም ኣብዚ ስርዓት* እዚ ጥበበኛ ኸም ዝዀነ እንተ መሲልዎ፡ ጥበበኛ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ ዓሻ ይኹን። 19 ከመይሲ፡ “ንጥበበኛታት ብጕርሖም ይሕዞም” ዚብል ተጻሒፉ እዩ እሞ፡+ ጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ኣምላኽ ዕሽነት እያ። 20 “የሆዋ፡* ሓሳብ እቶም ጥበበኛታት ከንቱ ምዃኑ ይፈልጦ እዩ” ዚብል እውን ኣሎ።+ 21 ስለዚ፡ ኵሉ ናታትኩም እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ብሰብ ኣይመካሕ፣ 22 ጳውሎስ ኰነ፡ ኣጵሎስ ኰነ፡ ኬፋ* ዀነ፡+ ዓለም ኰነት፡ ህይወት ኰነት፡ ሞት ኰነ፡ ዘሎ ዀነ ወይ ዚመጽእ፡ ኵሉ ናታትኩም እዩ፣ 23 ንስኻትኩም ድማ ናይ ክርስቶስ ኢኹም፣+ ክርስቶስ ከኣ ናይ ኣምላኽ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ