ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ካብ ታሪኽ እስራኤል እተጠቕሰ መለበሚ (1-13)

      • ካብ ኣምልኾ ጣኦት ክንሃድም እተዋህበ መጠንቀቕታ (14-22)

        • መኣዲ የሆዋን መኣዲ ኣጋንንትን (21)

      • ኵሉ ተፈቒዱ፣ ጥቕሚ ኻልእ ምድላይ (23-33)

        • “ኵሉ ንኽብሪ ኣምላኽ ግበርዎ” (31)

1 ቈረንቶስ 10:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 13:21
  • +ዘጸ 14:21, 22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2001፡ ገጽ 14

1 ቈረንቶስ 10:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2001፡ ገጽ 14

1 ቈረንቶስ 10:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 16:14, 15

1 ቈረንቶስ 10:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክርስቶስ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 17:6
  • +ዘሁ 20:11፣ ዮሃ 4:10, 25

1 ቈረንቶስ 10:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:29, 35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2001፡ ገጽ 14

1 ቈረንቶስ 10:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 11:4, 34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2010፡ ገጽ 27

    15/6/2001፡ ገጽ 14

    15/5/1999፡ ገጽ 16-17

    1/3/1995፡ ገጽ 14-15

1 ቈረንቶስ 10:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:4, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2010፡ ገጽ 27

    15/6/2001፡ ገጽ 15-16

    15/5/1999፡ ገጽ 16-17

    1/3/1995፡ ገጽ 15

1 ቈረንቶስ 10:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ምንዝርና” ርአ።

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ምንዝርና” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 25:1, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 97-98

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2010፡ ገጽ 27

    1/4/2004፡ ገጽ 29

    15/6/2001፡ ገጽ 16-17

    15/5/1999፡ ገጽ 16-17

    1/3/1995፡ ገጽ 15-16

1 ቈረንቶስ 10:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 21:5, 6፣ ማቴ 4:7
  • +ዘዳ 6:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2010፡ ገጽ 27

    15/6/2001፡ ገጽ 17

    1/3/1995፡ ገጽ 16

1 ቈረንቶስ 10:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:2
  • +ዘሁ 14:36, 37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2010፡ ገጽ 27

    15/6/2001፡ ገጽ 17

    1/3/1995፡ ገጽ 16-17

1 ቈረንቶስ 10:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/1996፡ ገጽ 17-22

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 21

1 ቈረንቶስ 10:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 28:14፣ ሉቃ 22:33, 34፣ ገላ 6:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2001፡ ገጽ 11-12

1 ቈረንቶስ 10:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 5:8, 9
  • +ሉቃ 22:31, 32፣ 2ጴጥ 2:9
  • +ኢሳ 40:29፣ ፊል 4:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    3/2024፡ ገጽ 4

    4/2019፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2023፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2017፡ ገጽ 29-30

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    4/2016፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 26

    15/4/2014፡ ገጽ 21

    15/4/2012፡ ገጽ 27

    15/11/2010፡ ገጽ 27-28

    15/5/2009፡ ገጽ 22

    15/3/2008፡ ገጽ 13

    15/3/2001፡ ገጽ 11-12፡ 13-14

    15/6/1996፡ ገጽ 11

    ንቑሕ ኩን!፡ ገጽ 26

1 ቈረንቶስ 10:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:25, 26፣ 2ቈረ 6:17፣ 1ዮሃ 5:21

1 ቈረንቶስ 10:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:27, 28
  • +ማቴ 26:26፣ ሉቃ 22:19፣ 1ቈረ 12:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2006፡ ገጽ 23-24

1 ቈረንቶስ 10:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:5

1 ቈረንቶስ 10:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:15

1 ቈረንቶስ 10:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:17
  • +ይሁ 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2004፡ ገጽ 5

1 ቈረንቶስ 10:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 41:22፣ ሚል 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 24

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2019፡ ገጽ 29-30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1994፡ ገጽ 3-8

1 ቈረንቶስ 10:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:14፣ ዘዳ 32:21

1 ቈረንቶስ 10:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:19፣ 15:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 35

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 84-85

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 72-73

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/1998፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 10:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 10:32, 33፣ 13:4, 5፣ ፊል 2:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 35

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 84-85

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2017፡ ገጽ 11

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 72-73

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 140-141

1 ቈረንቶስ 10:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 12

1 ቈረንቶስ 10:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 24:1፣ 1ጢሞ 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 21

1 ቈረንቶስ 10:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 8:7, 10

1 ቈረንቶስ 10:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:15, 16፣ 1ቈረ 8:12

1 ቈረንቶስ 10:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:6፣ 1ጢሞ 4:3

1 ቈረንቶስ 10:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:16፣ ቈሎ 3:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 43

1 ቈረንቶስ 10:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:13፣ 1ቈረ 8:13፣ 2ቈረ 6:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 43

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2007፡ ገጽ 22

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 140-141

1 ቈረንቶስ 10:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:2፣ ፊል 2:4
  • +1ቈረ 9:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 52

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 10:1ዘጸ 13:21
1 ቈረ. 10:1ዘጸ 14:21, 22
1 ቈረ. 10:3ዘጸ 16:14, 15
1 ቈረ. 10:4ዘጸ 17:6
1 ቈረ. 10:4ዘሁ 20:11፣ ዮሃ 4:10, 25
1 ቈረ. 10:5ዘሁ 14:29, 35
1 ቈረ. 10:6ዘሁ 11:4, 34
1 ቈረ. 10:7ዘጸ 32:4, 6
1 ቈረ. 10:8ዘሁ 25:1, 9
1 ቈረ. 10:9ዘሁ 21:5, 6፣ ማቴ 4:7
1 ቈረ. 10:9ዘዳ 6:16
1 ቈረ. 10:10ዘሁ 14:2
1 ቈረ. 10:10ዘሁ 14:36, 37
1 ቈረ. 10:11ሮሜ 15:4
1 ቈረ. 10:12ምሳ 28:14፣ ሉቃ 22:33, 34፣ ገላ 6:1
1 ቈረ. 10:131ጴጥ 5:8, 9
1 ቈረ. 10:13ሉቃ 22:31, 32፣ 2ጴጥ 2:9
1 ቈረ. 10:13ኢሳ 40:29፣ ፊል 4:13
1 ቈረ. 10:14ዘዳ 4:25, 26፣ 2ቈረ 6:17፣ 1ዮሃ 5:21
1 ቈረ. 10:16ማቴ 26:27, 28
1 ቈረ. 10:16ማቴ 26:26፣ ሉቃ 22:19፣ 1ቈረ 12:18
1 ቈረ. 10:17ሮሜ 12:5
1 ቈረ. 10:18ዘሌ 7:15
1 ቈረ. 10:20ዘዳ 32:17
1 ቈረ. 10:20ይሁ 6
1 ቈረ. 10:21ህዝ 41:22፣ ሚል 1:12
1 ቈረ. 10:22ዘጸ 34:14፣ ዘዳ 32:21
1 ቈረ. 10:23ሮሜ 14:19፣ 15:2
1 ቈረ. 10:241ቈረ 10:32, 33፣ 13:4, 5፣ ፊል 2:4
1 ቈረ. 10:26መዝ 24:1፣ 1ጢሞ 4:4
1 ቈረ. 10:281ቈረ 8:7, 10
1 ቈረ. 10:29ሮሜ 14:15, 16፣ 1ቈረ 8:12
1 ቈረ. 10:30ሮሜ 14:6፣ 1ጢሞ 4:3
1 ቈረ. 10:31ማቴ 5:16፣ ቈሎ 3:17
1 ቈረ. 10:32ሮሜ 14:13፣ 1ቈረ 8:13፣ 2ቈረ 6:3
1 ቈረ. 10:33ሮሜ 15:2፣ ፊል 2:4
1 ቈረ. 10:331ቈረ 9:22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 10:1-33

1 ቈረንቶስ

10 ኣሕዋተየ፡ ኣቦታትና ዅላቶም ኣብ ትሕቲ ደበና ኸም ዝነበሩን+ ኵላቶም ባሕሪ ኸም እተሳገሩን፡+ ክትፈልጡ እደልየኩም እየ፣ 2 ኵላቶም ድማ ብደበናን ብባሕርን ናብ ሙሴ ተጠሚቖም እዮም፣ 3 ኵላቶም ከኣ ሕደ መንፈሳዊ ምግቢ በሊዖም እዮም፣+ 4 ኵላቶም እውን ሕደ መንፈሳዊ መስተ ሰትዮም እዮም።+ ከመይሲ፡ ካብቲ ዝሰዓቦም መንፈሳዊ ኸውሒ ሰትዮም እዮም፣ እቲ ኸውሒ ኸኣ ንክርስቶስ የመልክት።*+ 5 ግናኸ፡ ኣምላኽ ብመብዛሕትኦም ባህ ኣይበሎን፣ ስለዚ፡ ኣብ በረኻ ተወዲኦም እዮም።+

6 እዚ ኸኣ፡ ከምቲ ንሳቶም እተመነይዎ፡ ንሕና እውን እከይ ምእንቲ ኸይንምነ፡ መለበሚ ዀይኑና ኣሎ።+ 7 “እቶም ህዝቢ ኺበልዑን ኪሰትዩን ተቐመጡ። ኪጻወቱ እውን ተንስኡ” ዚብል ከም እተጻሕፈ፡+ ከምቲ ገሊኣቶም ዝገበርዎ፡ ኣምለኽቲ ጣኦት ኣይትኹኑ። 8 ከምቲ ገሊኣቶም ዝመንዘሩ* እሞ ብሓንቲ መዓልቲ 23,000 ዝወደቑ፡ ኣይንመንዝር።*+ 9 ከምቲ ገሊኣቶም ዝፈተንዎ እሞ ብኣትማን ዝጠፍኡ፡+ ንየሆዋ* ኣይንፈትኖ።+ 10 ከምቲ ገሊኣቶም ዘጕረምረሙ+ እሞ በቲ መጥፍኢ ዝጠፍኡ፡+ ኣይነጕረምርም። 11 እዚ መለበሚ ኪኸውን እዩ ዝበጽሖም፣ ንዓና እቲ መወዳእታ ስርዓት ንዘርከበና እውን ንመጠንቀቕታ ኪዀነና እዩ እተጻሕፈ።+

12 ስለዚ፡ እቲ ደው ኢሉ ዘሎ ዚመስሎ፡ ከይወድቕ ይጠንቀቕ።+ 13 ንሰብ ዘይበጽሖ ፈተና ኣይበጽሓኩምን።+ ግናኸ፡ ኣምላኽ እሙን እዩ እሞ፡ ካብ ዓቕምኹም ንላዕሊ ኽትፍተኑ ኣይሓድገኩምን እዩ፣+ የግዳስ፡ ምጽዋሩ ምእንቲ ኽትክእሉ፡ ምስቲ ፈተና መዋጽኦ ገይሩልኩም ኣሎ።+

14 ፍቑራተየ፡ ስለዚ፡ ካብ ኣምልኾ ጣኦት ህደሙ።+ 15 ከም ንኣስተውዓልቲ እየ ዝዛረብ ዘለኹ፣ ነቲ ዝብሎ ዘለኹ ባዕላትኩም ፍረድዎ። 16 እታ እንባርኻ ጽዋእ በረኸት ካብ ደም ክርስቶስ ምክፋል ደይኰነትን፧+ እታ እንቘርሳ እንጌራኸ ኻብ ስጋ ክርስቶስ ምክፋል ደይኰነትን፧+ 17 ኵላትና ኻብ ሓንቲ እንጌራ ንማቐል ኣለና እሞ፡ ሓንቲ እንጌራ ስለ ዘላ፡ ንሕና ብዙሓት ክነስና፡ ሓደ ሰብነት ኢና።+

18 ንእስራኤል እሞ ብስጋ ርኣይዎ፦ እቶም ካብ መስዋእትታት ዚበልዑስ፡ ምስቲ መሰውኢዶ ኣይካፈሉን እዮም፧+ 19 እንታይ ደኣ እብል ኣለኹ፧ ንጣኦታት እተሰውአዶ ገለ ነገር እዩ፧ ወይስ ጣኦትዶ ገለ ነገር እዩ፧ 20 ኣይፋሉን፣ እቲ ኣህዛብ ዚስውእዎ፡ ንኣጋንንቲ እዩ እምበር፡ ንኣምላኽ ኣይኰነን፣+ ምስ ኣጋንንቲ ኽትካፈሉ ኸኣ ኣይደልየኩምን እየ።+ 21 ጽዋእ የሆዋን* ጽዋእ ኣጋንንትን ክትሰትዩ ኣይትኽእሉን ኢኹም፣ ካብ “መኣዲ የሆዋ”ን*+ ካብ መኣዲ ኣጋንንትን ክትምቀሉ ኣይትኽእሉን ኢኹም። 22 ወይስ ‘ንየሆዋዶ* ኸነቕንኦ ኢና’፧+ ካብኡዶ ንብርትዕ ኢና፧

23 ኵሉ ተፈቒዱለይ እዩ፣ ኵሉ ግና ኣይኰነን ዚጠቅም። ኵሉ ተፈቒዱለይ እዩ፣ ኵሉ ግና ኣይኰነን ዚሃንጽ።+ 24 ነፍሲ ወከፍ፡ ጥቕሚ ኻልእ ደኣ እምበር፡ ጥቕሚ ርእሱ ኣይድለ።+

25 ኣብ ዕዳጋ ስጋ ዚሽየጥ ዘበለ ዅሉ፡ ስለ ሕልናኹም ኢልኩም ገለ ኸይመርመርኩም ብልዑ፣ 26 ከመይሲ፡ “ምድርን ኣብኣ ዘሎ ዅሉን ናይ የሆዋ* እዩ።”+ 27 ሓደ ዘይኣማኒ እንተ ዓዲሙኩም እሞ ኽትከዱ እንተ ደሊኹም፡ ስለ ሕልና ኢልኩም ገለ ኸይመርመርኩም፡ እተቐረበልኩም ዘበለ ብልዑ። 28 ሓደ፡ “እዚ ንጣኦታት እተሰውአ እዩ” እንተ ኢሉኩም ግና፡ ስለቲ ዝነገረኩምን ስለ ሕልናን ኢልኩም ኣይትብልዑ።+ 29 “ሕልና” ኽብል ከለኹ፡ ሕልና ኻልእ ደኣ እምበር፡ ሕልና ርእስኻ ማለተይ ኣይኰነን። ስለምንታይከ ሓርነተይ ብሕልና ኻልእ ዚፍረድ፧+ 30 ብምስጋና እካፈል ካብ ኣለኹ፡ ስለምንታይ ደኣ በቲ ዘመስገንኩሉ ዝጽረፍ፧+

31 እምበኣር፡ እንተ በሊዕኩም፡ ወይስ እንተ ሰቲኹም፡ ወይስ ዝዀነ ይኹን እንተ ጌርኩም፡ ኵሉ ንኽብሪ ኣምላኽ ግበርዎ።+ 32 ንኣይሁድ ኰነ ንግሪኻውያን ወይስ ንጉባኤ ኣምላኽ፡ መዐንቀፊ ኣይትኹኑ፣+ 33 ኣነ እውን ምእንቲ ኺድሕኑስ፡ ጥቕሚ ብዙሓት እምበር፡ ጥቕሚ ርእሰይ ከይደለኹ፡+ ብዅሉ ነገር ንዅሉ ኸሐጕስ እጽዕር ኣለኹ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ