ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ጢሞቴዎስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • ንብቑዓት ሰባት፡ እቲ መልእኽቲ ሕድሪ ሃቦም (1-7)

      • ምእንቲ ብስራት መከራ ምጽጋብ (8-13)

      • ንቓል ኣምላኽ ብቕኑዕ ተጠቐመሉ (14-19)

      • ካብ ትምኒት ንእስነት ህደም (20-22)

      • ተጻረርቲ ብኸመይ ኪትሓዙ ኸም ዚግባእ (23-26)

2 ጢሞቴዎስ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 1:2

2 ጢሞቴዎስ 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 29

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2017፡ ገጽ 27-31

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2010፡ ገጽ 29-30

2 ጢሞቴዎስ 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 1:18
  • +2ጢሞ 1:8

2 ጢሞቴዎስ 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብመዓልታዊ ንጥፈታት” ኪኸውን ይኽእል።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 17

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 10-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2007፡ ገጽ 28

2 ጢሞቴዎስ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2011፡ ገጽ 8

    1/1/2001፡ ገጽ 28-29

2 ጢሞቴዎስ 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 13:23
  • +ግብ 2:24
  • +ግብ 2:29-32፣ ሮሜ 1:3

2 ጢሞቴዎስ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:16፣ ፊል 1:7
  • +ቈሎ 4:3, 4

2 ጢሞቴዎስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:6፣ ኤፌ 3:13፣ ቈሎ 1:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 28

2 ጢሞቴዎስ 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 6:5, 8

2 ጢሞቴዎስ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 3:21፣ 20:4, 6
  • +ማቴ 10:33፣ ሉቃ 12:9

2 ጢሞቴዎስ 2:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዜጥፍእ፣ ዚግልብጥ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እናመስከርካ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 14

2 ጢሞቴዎስ 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 4:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2010፡ ገጽ 11-12

    15/11/2003፡ ገጽ 9-10

    1/1/2003፡ ገጽ 27-28

    1/12/2002፡ ገጽ 16

    15/1/1997፡ ገጽ 7

    1/1/1996፡ ገጽ 29-31

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 153-154

2 ጢሞቴዎስ 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንሳቶም ናብ ዝገደደ ረሲእነት ይመርሑ እዮም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 4:7፣ 6:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 14

2 ጢሞቴዎስ 2:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዝመሽመሸ ቝስሊ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 1:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2006፡ ገጽ 5

    1/1/2003፡ ገጽ 28

2 ጢሞቴዎስ 2:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2006፡ ገጽ 5

    1/1/2003፡ ገጽ 28

2 ጢሞቴዎስ 2:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 16:5
  • +ኢሳ 26:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 8-10፡ 12-16

2 ጢሞቴዎስ 2:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    8/2019፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 15-16

    15/11/2002፡ ገጽ 19

2 ጢሞቴዎስ 2:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    8/2019፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 15-16

    15/11/2002፡ ገጽ 19

2 ጢሞቴዎስ 2:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 16

    15/6/2008፡ ገጽ 10-11

    1/2/1996፡ ገጽ 25-26

2 ጢሞቴዎስ 2:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 1:3, 4፣ 4:7፣ ቲቶ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 14-15

2 ጢሞቴዎስ 2:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሜላ ዚሕዝ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 2:7
  • +ማቴ 5:39

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2015፡ ገጽ 26

    1/4/2006፡ ገጽ 19

    15/5/2005፡ ገጽ 25-30

    1/4/2003፡ ገጽ 23-24

2 ጢሞቴዎስ 2:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 15:1፣ ገላ 6:1፣ ቲቶ 3:2፣ 1ጴጥ 3:15
  • +1ጢሞ 2:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2006፡ ገጽ 19

    1/4/2003፡ ገጽ 23-24

2 ጢሞቴዎስ 2:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 13:27፣ ግብ 5:3፣ 1ጢሞ 1:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2012፡ ገጽ 20

ሓፈሻዊ

2 ጢሞ. 2:11ጢሞ 1:2
2 ጢሞ. 2:22ጢሞ 3:14
2 ጢሞ. 2:31ጢሞ 1:18
2 ጢሞ. 2:32ጢሞ 1:8
2 ጢሞ. 2:51ቈረ 9:25
2 ጢሞ. 2:8ግብ 13:23
2 ጢሞ. 2:8ግብ 2:24
2 ጢሞ. 2:8ግብ 2:29-32፣ ሮሜ 1:3
2 ጢሞ. 2:9ግብ 9:16፣ ፊል 1:7
2 ጢሞ. 2:9ቈሎ 4:3, 4
2 ጢሞ. 2:102ቈረ 1:6፣ ኤፌ 3:13፣ ቈሎ 1:24
2 ጢሞ. 2:11ሮሜ 6:5, 8
2 ጢሞ. 2:12ራእ 3:21፣ 20:4, 6
2 ጢሞ. 2:12ማቴ 10:33፣ ሉቃ 12:9
2 ጢሞ. 2:152ጢሞ 4:2
2 ጢሞ. 2:161ጢሞ 4:7፣ 6:20
2 ጢሞ. 2:171ጢሞ 1:20
2 ጢሞ. 2:181ቈረ 15:12
2 ጢሞ. 2:19ዘሁ 16:5
2 ጢሞ. 2:19ኢሳ 26:13
2 ጢሞ. 2:231ጢሞ 1:3, 4፣ 4:7፣ ቲቶ 3:9
2 ጢሞ. 2:241ተሰ 2:7
2 ጢሞ. 2:24ማቴ 5:39
2 ጢሞ. 2:25ምሳ 15:1፣ ገላ 6:1፣ ቲቶ 3:2፣ 1ጴጥ 3:15
2 ጢሞ. 2:251ጢሞ 2:3, 4
2 ጢሞ. 2:26ዮሃ 13:27፣ ግብ 5:3፣ 1ጢሞ 1:20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ጢሞቴዎስ 2:1-26

2 ጢሞቴዎስ

2 ኣታ ወደየ፡+ እምበኣርሲ በቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዘሎ ጸጋ ብቐጻሊ በርትዕ፣ 2 እቲ ብብዙሓት መሰኻኽር እተደገፈ ኻባይ ዝሰማዕካዮ ነገራት፡+ ንኻልኦት ኪምህሩ ንዚበቕዑ እሙናት ሰባት ሕድሪ ሃቦም። 3 ከም ንፉዕ ወተሃደር+ ክርስቶስ የሱስ ብእጃምካ መከራ ጽገብ።+ 4 ወተሃደር ኰይኑ ዜገልግል ዘበለ፡ ነቲ ወተሃደር ኪኸውን ዝኸተቦ ምእንቲ ኼሐጕስ ኢሉ፡ ብንግዳዊ ዕዮ* ዚጠላለፍ የልቦን። 5 ኣብ ጸወታ ዚወዳደር እውን፡ ከምቲ ስርዓት ገይሩ እንተ ዘይተወዳዲሩ፡ ኣኽሊል ኣይሽለምን እዩ።+ 6 እቲ ዚጽዕር ሓረስታይ ካብቲ ፍረ ቕድም ኪካፈል ይግብኦ እዩ። 7 ነዚ ዝብሎ ዘለኹ ሕሰበሉ፣ ጐይታ ኣብ ኵሉ ምስትውዓል ኪህበካ እዩ።

8 ከምቲ ኣነ ዝሰብኮ ብስራት፡+ የሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ከም ዝተንስአን+ ካብ ዘርኢ ዳዊት ከም ዝዀነን ዘክር፣+ 9 ብዛዕባኡ ኸም ገበነኛ ተቘጺረ ኽሳዕ ማእሰርቲ መከራ እጸግብ ኣለኹ።+ ግናኸ፡ ቃል ኣምላኽሲ ኣይእሰርን እዩ።+ 10 ስለዚ፡ ምእንቲ እቶም ሕሩያት፡ ንሳቶም እውን ነቲ ብክርስቶስ የሱስ ዝዀነ ድሕነት ምስ ናይ ዘለኣለም ክብሪ ምእንቲ ኺረኽቡ፡ ንዅሉ እጻወር ኣለኹ።+ 11 እዚ ቓል እዚ እሙን እዩ፦ ምስኡ እንተ ሞይትናስ፡ ምስኡ እውን ብህይወት ክንነብር ኢና፣+ 12 እንተ ተጻዊርና፡ ምስኡ እውን ክንነግስ ኢና፣+ እንተ ኽሒድናዮ፡ ንሱ እውን ኪኽሕደና እዩ፣+ 13 ዘይእሙናት እንተ ዄንና፡ ንሱ ንርእሱ ኪኽሕድ ኣይክእልን እዩ እሞ፡ እሙን ኰይኑ እዩ ዚነብር።

14 በቲ ንዚሰምዕዎ ዚጐድእ* ዘይረብሕ ቃላት ከይብኣሱ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ እናኣዘዝካ፡* እዚ ኣዘኻኽሮም። 15 ንቓል ሓቂ ብቕኑዕ ዚጥቀም፡ ዜሕፍር ዘይብሉ ብቕዓቱ ዘመስከረ ዓያዪ ጌርካ፡ ገዛእ ርእስኻ ንኣምላኽ ከተቕርብ ጽዓር።+ 16 ካብቲ ዜርክስ ሃተውተው ግና ርሓቕ፣+ ከመይሲ፡ ናብ ዝገደደ ረሲእነት እዩ ዚመርሕ፣* 17 ቃሎም ከኣ ከም ብዚ* ኺልሕም እዩ። ሄሜኔዎስን ፊሌጦስን ካባታቶም እዮም።+ 18 ንሳቶም፡ ትንሳኤ ድሮ ዀይኑ እናበሉ ኻብ ሓቂ ዘምቢሎም ኣለዉ፣+ እምነት ገሊኦም እውን ይገላብጡ ኣለዉ። 19 እዚ ዀይኑ ግና፡ እቲ፡ “የሆዋ* ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ፡”+ ከምኡ ድማ “ስም የሆዋ* ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ፡+ ካብ ዓመጻ ይርሓቕ” ዚብል ማሕተም ዘለዎ ጽኑዕ መሰረት ኣምላኽ ቈይሙ ኣሎ።

20 ኣብ ዓብዪ ቤት ድማ ኣቕሑ ዕንጨይትን መሬትን እውን እምበር፡ ኣቕሑ ወርቅን ብሩርን ጥራይ ኣይኰነን ዚርከብ፣ ገሊኡ ንኽብረት፡ ገሊኡ እውን ንውርደት እዩ ዚኸውን። 21 እምበኣር፡ ሓደ እኳ ኻብዚ ዳሕረዋይ እንተ ርሒቑ፡ ንኽብሪ ዚኸውን ኣቕሓ፡ እተቐደሰ፡ ንዋናኡ ዚጠቅም፡ ንዅሉ ሰናይ ግብሪ እተዳለወ ኪኸውን እዩ። 22 ስለዚ፡ ካብ ትምኒት ንእስነት ህደም፣ ምስቶም ብንጹህ ልቢ ንጐይታ ዚጽውዕዎ ኸኣ ጽድቅን እምነትን ፍቕርን ሰላምን ስዓብ።

23 ባእሲ ኸም ዜምጽእ ፈሊጥካ፡ ካብ ናይ ዕሽነትን ድንቍርናን ክርክር ርሓቕ።+ 24 ባርያ ጐይታስ ንዅሉ ልኡም፡*+ ንምስትምሃር ብቑዕ፡ ኪብደል ከሎ ርእሱ ዚገትእ+ ኪኸውን ይግብኦ እምበር፡ ኪብኣስ ኣይግብኦን እዩ፣ 25 ነቶም ተጻረርቲ እውን ብልእመት ኪምህሮም ይግባእ።+ ምናልባት ኣምላኽ ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ዚመርሕ ንስሓ ይህቦም+ 26 እሞ ኻብ መፈንጠራ እቲ ፍቓዱ ኺገብሩ ኢሉ ብህይወቶም ከለዉ ዝሓዞም ድያብሎስ+ ኣምሊጦም፡ ናብ ልቦም ይምለሱ ይዀኑ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ