ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ጳውሎስን እቶም ብሉጻት ሃዋርያትን (1-15)

      • ጳውሎስ ሃዋርያ ዀይኑ ዘሕለፎ ጸገማት (16-33)

2 ቈረንቶስ 11:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብቕንኣት ኣምላኽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 2:19፣ ኤፌ 5:23፣ ራእ 21:2, 9

2 ቈረንቶስ 11:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:4, 5፣ ዮሃ 8:44
  • +1ጢሞ 6:3-5፣ እብ 13:9፣ 2ጴጥ 3:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 192

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2002፡ ገጽ 8

2 ቈረንቶስ 11:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 1:7, 8

2 ቈረንቶስ 11:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:23

2 ቈረንቶስ 11:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 10:10

2 ቈረንቶስ 11:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:3፣ 1ቈረ 9:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 148-150

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2019፡ ገጽ 4

2 ቈረንቶስ 11:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዘሚተየን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 4:10

2 ቈረንቶስ 11:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 4:15, 16
  • +1ተሰ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 151

2 ቈረንቶስ 11:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:14, 15

2 ቈረንቶስ 11:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓላፍነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:11, 12

2 ቈረንቶስ 11:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 16:17, 18፣ 2ጴጥ 2:1

2 ቈረንቶስ 11:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 1:8፣ 2ተሰ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 171

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2004፡ ገጽ 4-5

    1/3/2002፡ ገጽ 11

2 ቈረንቶስ 11:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 16:27፣ ፊል 3:18, 19፣ 2ጢሞ 4:14

2 ቈረንቶስ 11:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ብሰብኣዊ መገዲ።

2 ቈረንቶስ 11:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 22:3
  • +ሮሜ 11:1፣ ፊል 3:4, 5

2 ቈረንቶስ 11:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 11:13፣ 1ቈረ 15:10
  • +ግብ 16:23, 24
  • +ግብ 9:15, 16፣ 2ቈረ 6:4, 5፣ 1ጴጥ 2:20, 21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2021፡ ገጽ 25-26

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 26-27

2 ቈረንቶስ 11:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 25:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 26-27

2 ቈረንቶስ 11:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:22
  • +ግብ 14:19
  • +ግብ 27:41

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 26-27

2 ቈረንቶስ 11:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:3፣ 23:10
  • +ግብ 14:5, 6
  • +ግብ 13:50

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 26-27

2 ቈረንቶስ 11:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:31
  • +1ቈረ 4:11
  • +2ቈረ 6:4, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 26-27

2 ቈረንቶስ 11:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጸቕጢ ዚገብረለይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 2:4፣ ቈሎ 2:1

2 ቈረንቶስ 11:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:24, 25

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 11:2ማር 2:19፣ ኤፌ 5:23፣ ራእ 21:2, 9
2 ቈረ. 11:3ዘፍ 3:4, 5፣ ዮሃ 8:44
2 ቈረ. 11:31ጢሞ 6:3-5፣ እብ 13:9፣ 2ጴጥ 3:17
2 ቈረ. 11:4ገላ 1:7, 8
2 ቈረ. 11:52ቈረ 11:23
2 ቈረ. 11:62ቈረ 10:10
2 ቈረ. 11:7ግብ 18:3፣ 1ቈረ 9:18
2 ቈረ. 11:8ፊል 4:10
2 ቈረ. 11:9ፊል 4:15, 16
2 ቈረ. 11:91ተሰ 2:9
2 ቈረ. 11:101ቈረ 9:14, 15
2 ቈረ. 11:121ቈረ 9:11, 12
2 ቈረ. 11:13ሮሜ 16:17, 18፣ 2ጴጥ 2:1
2 ቈረ. 11:14ገላ 1:8፣ 2ተሰ 2:9
2 ቈረ. 11:15ማቴ 16:27፣ ፊል 3:18, 19፣ 2ጢሞ 4:14
2 ቈረ. 11:22ግብ 22:3
2 ቈረ. 11:22ሮሜ 11:1፣ ፊል 3:4, 5
2 ቈረ. 11:23ሮሜ 11:13፣ 1ቈረ 15:10
2 ቈረ. 11:23ግብ 16:23, 24
2 ቈረ. 11:23ግብ 9:15, 16፣ 2ቈረ 6:4, 5፣ 1ጴጥ 2:20, 21
2 ቈረ. 11:24ዘዳ 25:3
2 ቈረ. 11:25ግብ 16:22
2 ቈረ. 11:25ግብ 14:19
2 ቈረ. 11:25ግብ 27:41
2 ቈረ. 11:26ግብ 20:3፣ 23:10
2 ቈረ. 11:26ግብ 14:5, 6
2 ቈረ. 11:26ግብ 13:50
2 ቈረ. 11:27ግብ 20:31
2 ቈረ. 11:271ቈረ 4:11
2 ቈረ. 11:272ቈረ 6:4, 5
2 ቈረ. 11:282ቈረ 2:4፣ ቈሎ 2:1
2 ቈረ. 11:33ግብ 9:24, 25
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 11:1-33

2 ቈረንቶስ

11 ገለ ቝሩብ ዕሽነት ክትዕገሱኒ ምደለኹ። ወረግ፡ ትዕገሱኒ ኣለኹም! 2 ከመይሲ፡ ከም ንጽህቲ ድንግል ንክርስቶስ ምእንቲ ከቕርበኩም፡+ ንሓደ ሰብኣይ ሓጽየኩም እየ እሞ፡ ብኣምላኻዊ ቕንኣት* እቐንኣልኩም እየ። 3 ግናኸ፡ ከምቲ ተመን ብጕርሑ ንሄዋን ዘስሓታ፡+ ኣእምሮኹም ተባላሽዩ ኻብቲ ንክርስቶስ ዚግባእ ግርህነትን ንጽህናን ከይርሕቕ እፈርህ ኣለኹ።+ 4 ስለምንታይሲ፡ ሓደ መጺኡ፡ ንሕና ዘይሰበኽናዮ ኻልእ የሱስ እንተ ሰቢኹ፡ ወይ ዘይተቐበልኩምዎ ኻልእ መንፈስ እንተ ኣምጺኡ፡ ወይ ዘይተቐበልኩምዎ ኻልእ ብስራት እንተ ኣምጺኡ፡+ ስቕ ኢልኩም ትዕገስዎ ኣለኹም። 5 ኣነስ ካብቶም ኣዝዮም ብሉጻት ሃዋርያትኩም ብሓንቲ እኳ ዝሓምቕ ኣይመስለንን።+ 6 ግናኸ፡ ብዘረባ እኳ ኽኢላ እንተ ዘይኰንኩ፡+ ብፍልጠትሲ ዚጐድለኒ የብለይን፣ እወ፡ ብዅሉን ኣብ ኵሉን ነግህደልኩም ኢና።

7 ወይስ ንስኻትኩም ልዕል ምእንቲ ኽትብሉ፡ ርእሰይ ኣትሒተ ነቲ ብስራት ብናጻ ስለ ዝሰበኽኩልኩምዶ ሓጢአ እየ፧+ 8 ንዓኻትኩም ምእንቲ ኸገልግል ኢለ፡ ካብ ካልኦት ጉባኤታት ሓገዝ ብምቕባለይ ወጺዐየን* እየ።+ 9 ምሳኻትኩም ከለኹ ኸኣ፡ ምስ ሰኣንኩ፡ ካብ መቄዶንያ ዝመጹ ኣሕዋት ዜድልየኒ ዘበለ ኣማሊኦምለይ እዮም እሞ፡ ንሓደ እኳ ጾር ኣይኰንኩን።+ ብዅሉ ድማ ጾር ምእንቲ ኸይኰነኩም ተጠንቂቐ እየ፡ ክጥንቀቕ እውን እየ።+ 10 ከምቲ ሓቂ ክርስቶስ ብርግጽ ኣባይ ዘሎ፡ ብዛዕባ ዞባታት ኣካይያ ኻብ ምምካሕ ኣየቋርጽን እየ።+ 11 ስለምንታይ፧ ስለ ዘየፍቅረኩም ድየ፧ ከም ዘፍቅረኩምሲ፡ ኣምላኽ ይፈልጥ እዩ።

12 ግናኸ፡ ነቶም በቲ ዚምክሑሉ ነገራት* ማዕረና ኪዀኑ ምኽንያት ዚደልዩ፡ ምኽንያት ምእንቲ ክኸልኦም ኢለ፡ እቲ ዝገብሮ ዘለኹ ኽገብሮ እየ።+ 13 እዞም ከምዚኣቶም ዝበሉስ፡ ናይ ሓሶት ሃዋርያት፡ ዜታልሉ ዓየይቲ፡ ንርእሶም ከም ሃዋርያት ክርስቶስ ዜምስሉ እዮም።+ 14 ሰይጣን እኳ፡ ንርእሱ ኸም መልኣኽ ብርሃን የምስል እዩ እሞ፡ እዚ ኣየገርምን እዩ።+ 15 እምበኣር፡ እቶም ኣገልገልቱ፡ ንርእሶም ከም ኣገልገልቲ ጽድቂ እንተ ኣምሲሎም፡ ዓብዪ ነገር ኣይኰነን። መወዳእታኦም ግና፡ ከም ግብሮም ኪኸውን እዩ።+

16 ከም ብሓድሽ ከኣ እብል ኣለኹ፦ ሓደ እኳ፡ ዓሻ ኸም ዝዀንኩ ኣይምሰሎ። እንተ መሲሉኩም ግና፡ ኣነ እውን ገለ ቝሩብ ምእንቲ ኽምካሕ፡ ከም ዓሻ ጌርኩም ተቐበሉኒ። 17 እዚ ብርእሰ ምትእምማን ተመኪሐ ዝዛረቦ ዘለኹ፡ ከም ዓሻ እምበር፡ ኣብነት ጐይታ ስዒበ ኣይኰንኩን ዝዛረብ ዘለኹ። 18 ብዙሓት ከም ስጋ* ኻብ ዚምክሑ፡ ኣነ እውን ክምካሕ እየ። 19 ንስኻትኩም ያኢ ለባማት ስለ ዝዀንኩም፡ ነቶም ዓያሹ ብታሕጓስ ትዕገስዎም ኢኹም። 20 ከም ባርያ ንዝገበረኩም ዘበለ፡ ንብረትኩም ንዝወሓጠ ዘበለ፡ ዘሎኩም ንዝመንዝዐ ዘበለ፡ ንዝዀርዓልኩም ዘበለ፡ ገጽኩም ንዝወቕዓኩም ዘበለ እኳ፡ ትዕገስዎ ኢኹም።

21 ብድኽመት ከም ዝገበርና ስለ ዚመስል፡ ንውርደትና እየ እዚ ዝብል ዘለኹ።

ካልኦት ዚደፍሩ እንተ ዀይኖም ግና፡—ከም ዓሻ እየ ዝዛረብ ዘለኹ፡—ኣነ እውን እደፍር እየ። 22 እብራውያን ድዮም፧ ኣነ እውን እየ።+ እስራኤላውያን ድዮም፧ ኣነ እውን እየ። ዘርኢ ኣብርሃም ድዮም፧ ኣነ እውን እየ።+ 23 ኣገልገልቲ ክርስቶስ ድዮም፧ ከም ጽሉል እየ ዝምልስ ዘለኹ፡ ኣነ እበልጾም እየ፦ ሕልፊ ጽዒረ፡+ ዝያዳ ተኣሲረ፡+ ማእለያ ዘይብሉ ተወቒዐ፡ ብዙሕ ሳዕ ኣብ ኣፍ ሞት በጺሐ እየ።+ 24 ብኣይሁድ ሓሙሽተ ሳዕ ን40 ሓደ ጐደል ተገሪፈ እየ፣+ 25 ሰለስተ ሳዕ ብሽመል ተዘቢጠ እየ፣+ ሓደ ሳዕ ብዳርባ እምኒ ጨፍጪፎምኒ እዮም፣+ ሰለስተ ሳዕ እታ ዝነበርክዋ መርከብ ተሰይራ እያ፣+ ለይትን መዓልትን ኣብ ማእከል ባሕሪ ሓዲረን ውዒለን እየ፣ 26 ብዙሕ ሳዕ ኣብ ጕዕዞ፡ ካብ ኣፍላግ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ከተርቲ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ደቂ ዓደይ ኣብ ሓደጋ፡+ ካብ ኣህዛብ ኣብ ሓደጋ፡+ ኣብ ከተማ ኣብ ሓደጋ፡+ ኣብ በረኻ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ መንጎ ናይ ሓሶት ኣሕዋት ኣብ ሓደጋ ነይረ እየ፣ 27 ብጻዕርን ብልፍዓትን፡ ብዙሕ ግዜ ድቃስ ብምስኣን፡+ ብጥሜትን ብጽምእን፡+ ብዙሕ ግዜ ብዘይ ምግቢ፡+ ብቝርን ብዕርቃንን ነይረ እየ።

28 ኣብ ልዕሊ እዚ ኻብ ወጻኢ ዚመጽእ ነገራት እዚ፡ መዓልቲ መዓልቲ ዚርብጸኒ* ኣሎ፣ እዚ ድማ ንዅለን ጉባኤታት ዝጭነቖ ጭንቀት እዩ።+ 29 መን እዩ ዚደክም፡ ኣነ እውን ዘይደክም፧ መን እዩ ዚዕንቀፍ፡ ኣነ እውን ዘይነድድ፧

30 ክምካሕ እንተ ኣሎኒ፡ ብዛዕባ ድኻመይ ክምካሕ እየ። 31 እቲ ንዘለኣለም ዚውደስ ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ፡ እሕሱ ኸም ዘየለኹ ይፈልጥ እዩ። 32 ኣብ ደማስቆ እቲ ናይ ንጉስ ኣሬጣስ ሹም ኪሕዘኒ ደልዩ፡ ነታ ኸተማ ሰብ ደማስቆ የሐልዋ ነይሩ፣ 33 ኣብ ከፈር ገይሮም ግና በቲ ኣብቲ መካበብያ ዘሎ መስኰት ኣውሪዶምንስ+ ካብ ኢዱ ኣምሊጠ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ