ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ተሰሎንቄ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ተሰሎንቄ—ትሕዝቶ

      • ካብ ምንዝርና ኺርሕቁ እተዋህበ መጠንቀቕታ (1-8)

      • ንሓድሕድኩም ብዝያዳ ተፋቐሩ (9-12)

        • ‘ዕዮ ርእስኹም ግበሩ’ (11)

      • እቶም ምስ ክርስቶስ ሓድነት ከለዎም ዝሞቱ፡ ቅድም ኪትንስኡ እዮም (13-18)

1 ተሰሎንቄ 4:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 1:10፣ 1ጴጥ 2:12

1 ተሰሎንቄ 4:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብግሪኽኛ ፖርኒያ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:19፣ ኤፌ 5:25-27፣ 2ተሰ 2:13፣ 1ጴጥ 1:15, 16
  • +ኤፌ 5:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 41

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2012፡ ገጽ 20-21

    15/7/1997፡ ገጽ 18

1 ተሰሎንቄ 4:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንኣቕሓኡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 6:19
  • +ቈሎ 3:5፣ 2ጢሞ 2:22

1 ተሰሎንቄ 4:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 79:6፣ ኤፌ 4:17, 19፣ 1ጴጥ 4:3
  • +1ቈረ 6:18፣ ኤፌ 5:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    9/2013፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2012፡ ገጽ 20-21

1 ተሰሎንቄ 4:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2019፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2002፡ ገጽ 20-21

    15/1/2001፡ ገጽ 6-7

    15/7/1997፡ ገጽ 18

1 ተሰሎንቄ 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 12:14፣ 1ጴጥ 1:15, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 12-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2012፡ ገጽ 20-21

1 ተሰሎንቄ 4:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 3:24
  • +1ቈረ 6:18, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2019፡ ገጽ 3

1 ተሰሎንቄ 4:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:10
  • +ዮሃ 13:34, 35፣ 1ጴጥ 1:22፣ 1ዮሃ 4:21

1 ተሰሎንቄ 4:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2003፡ ገጽ 13-14

1 ተሰሎንቄ 4:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 3:11, 12
  • +1ጴጥ 4:15
  • +1ቈረ 4:11, 12፣ ኤፌ 4:28፣ 2ተሰ 3:10፣ 1ጢሞ 5:8

1 ተሰሎንቄ 4:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:17

1 ተሰሎንቄ 4:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:32
  • +ዮሃ 11:11፣ ግብ 7:59, 60፣ 1ቈረ 15:6

1 ተሰሎንቄ 4:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዝደቀሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:9፣ 1ቈረ 15:3, 4
  • +1ቈረ 15:22, 23፣ ፊል 3:20, 21፣ 2ተሰ 2:1፣ ራእ 20:4

1 ተሰሎንቄ 4:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዝደቀሱ።”

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2007፡ ገጽ 28

    ራእይ፡ ገጽ 103-104

1 ተሰሎንቄ 4:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 9
  • +1ቈረ 15:51, 52

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 121

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2007፡ ገጽ 28

    ራእይ፡ ገጽ 103-104፡ 180-181

1 ተሰሎንቄ 4:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 2:1
  • +ግብ 1:9
  • +ዮሃ 14:3፣ 17:24፣ 2ቈረ 5:8፣ ፊል 1:23፣ ራእ 20:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2015፡ ገጽ 18-19

    15/9/2008፡ ገጽ 29

    1/1/2007፡ ገጽ 28

    ራእይ፡ ገጽ 103-104፡ 211

ሓፈሻዊ

1 ተሰ. 4:1ቈሎ 1:10፣ 1ጴጥ 2:12
1 ተሰ. 4:3ዮሃ 17:19፣ ኤፌ 5:25-27፣ 2ተሰ 2:13፣ 1ጴጥ 1:15, 16
1 ተሰ. 4:3ኤፌ 5:3
1 ተሰ. 4:4ሮሜ 6:19
1 ተሰ. 4:4ቈሎ 3:5፣ 2ጢሞ 2:22
1 ተሰ. 4:5መዝ 79:6፣ ኤፌ 4:17, 19፣ 1ጴጥ 4:3
1 ተሰ. 4:51ቈረ 6:18፣ ኤፌ 5:5
1 ተሰ. 4:7እብ 12:14፣ 1ጴጥ 1:15, 16
1 ተሰ. 4:81ዮሃ 3:24
1 ተሰ. 4:81ቈረ 6:18, 19
1 ተሰ. 4:9ሮሜ 12:10
1 ተሰ. 4:9ዮሃ 13:34, 35፣ 1ጴጥ 1:22፣ 1ዮሃ 4:21
1 ተሰ. 4:112ተሰ 3:11, 12
1 ተሰ. 4:111ጴጥ 4:15
1 ተሰ. 4:111ቈረ 4:11, 12፣ ኤፌ 4:28፣ 2ተሰ 3:10፣ 1ጢሞ 5:8
1 ተሰ. 4:12ሮሜ 12:17
1 ተሰ. 4:131ቈረ 15:32
1 ተሰ. 4:13ዮሃ 11:11፣ ግብ 7:59, 60፣ 1ቈረ 15:6
1 ተሰ. 4:14ሮሜ 14:9፣ 1ቈረ 15:3, 4
1 ተሰ. 4:141ቈረ 15:22, 23፣ ፊል 3:20, 21፣ 2ተሰ 2:1፣ ራእ 20:4
1 ተሰ. 4:16ይሁ 9
1 ተሰ. 4:161ቈረ 15:51, 52
1 ተሰ. 4:172ተሰ 2:1
1 ተሰ. 4:17ግብ 1:9
1 ተሰ. 4:17ዮሃ 14:3፣ 17:24፣ 2ቈረ 5:8፣ ፊል 1:23፣ ራእ 20:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ተሰሎንቄ 4:1-18

1 ተሰሎንቄ

4 ብዝተረፈስ፡ ኣሕዋተየ፡ ከምቲ ንኣምላኽ ንምሕጓስ ከመይ ጌርኩም ክትመላለሱ ኸም ዚግብኣኩም ካባና ትእዛዝ እተቐበልኩም፡+ ከምቲ እትመላለስዎ እውን ዘለኹም፡ ብዝያዳ ኸምኡ ኽትገብሩ ብጐይታና የሱስ ንልምነኩምን ንምሕጸነኩምን ኣለና። 2 ብጐይታና የሱስ ዝሃብናኩም ትእዛዛትሲ ትፈልጥዎ ኢኹም።

3 ፍቓድ ኣምላኽሲ ኽትቅደሱን+ ካብ ምንዝርና* ኽትርሕቁን እዩ።+ 4 ነፍሲ ወከፍኩም ንሰብነቱ* ብቕድስናን+ ብኽብርን ብኸመይ ከም ዚቈጻጸሮ ይፍለጥ፣+ 5 ከምቶም ንኣምላኽ ዘይፈልጡ ኣህዛብ+ ብህርፋን ፋሉል ፍትወተ ስጋ+ ድማ ኣይትመርሑ። 6 ሓደ እኳ በዚ ነገር እዚ ኻብ ግቡእ ደረት ኣይሕለፍ፡ ንሓዉ እውን ኣይበለጸሉ፣ ስለምንታይሲ፡ ከምቲ ኣቐዲምና ዝነገርናኩምን ኣጸቢቕና ዘጠንቀቕናኩምን፡ ነቶም ነዚ ነገራት እዚ ዚገብሩ ዘበሉ ዚቐጽዖም የሆዋ* እዩ። 7 ኣምላኽሲ ንቕድስና እምበር፡ ንርኽሰት ኣይጸውዓናን።+ 8 ስለዚ፡ እቲ ዚንዕቕ፡ ነቲ ንዓኻትኩም ቅዱስ መንፈሱ ዚህብ+ ኣምላኽ እምበር፡+ ንሰብ ኣይኰነን ዚንዕቕ ዘሎ።

9 ብዛዕባ ሕውነታዊት ፍቕሪ ግና፡+ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ ኻብ ኣምላኽ ተማሂርኩም ኢኹም እሞ፡ ክንጽሕፈልኩም ኣየድልየናን እዩ።+ 10 ነቶም ኣብ ብዘሎ መቄዶንያ ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት እውን ከምኡ ትገብሩሎም ኣለኹም። ግናኸ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዝያዳ ኸምኡ ኽትገብሩ ንምሕጸነኩም ኣለና። 11 ከምቲ ዝኣዘዝናኩም፡ ብህድኣት ክትነብሩን+ ዕዮ ርእስኹም ክትገብሩን+ ብኣእዳውኩም ክትዓይዩን+ ጽዓቱ፣ 12 በዚ ኸምዚ ድማ፡ ካብ ሓደ እኳ ገለ ኸይደለኹም፡ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብኣደብ ትመላለሱ።+

13 ኣሕዋተየ፡ ከምቶም ተስፋ ዘይብሎም ካልኦት ምእንቲ ኸይትሓዝኑ፡+ ብዛዕባ እቶም ሞይቶም* ዘለዉ ዘይትፈልጡ ኽትኰኑ ኣይንደልን ኢና።+ 14 የሱስ ከም ዝሞተን ከም ዝተንስአን ኣሚንና እንተ ዄንናስ፡+ እቶም ብየሱስ ዝሞቱ* እውን ከምኡ፡ ኣምላኽ ምስኡ ኼምጽኦም እዩ።+ 15 ንሕና እቶም ጐይታ ኣብዚ ኽሳዕ ዚህልወሉ እዋን ብህይወት እንጸንሕ ዘበልና፡ ነቶም ዝሞቱ* ኸቶ ኸም ዘይንቕድሞም፡ እዚ ብቓል የሆዋ* ንነግረኩም ኣለና፣ 16 ከመይሲ፡ ጐይታ ባዕሉ ብናይ ትእዛዝ ጻውዒት፡ ብድምጺ ሊቀ መላእኽትን+ ብመለኸት ኣምላኽን ካብ ሰማይ ኪወርድ እዩ፣ እቶም ምስ ክርስቶስ ሓድነት ከለዎም ዝሞቱ ኸኣ፡ ቅድም ኪትንስኡ እዮም።+ 17 ድሕሪኡ፡ ንሕና ብህይወት ዝጸናሕና፡ ንጐይታ ኣብ ኣየር ክንቅበሎ፡+ ምሳታቶም ሓቢርና ብደበና ኽንምንዛዕ ኢና፣+ በዚ ኸምዚ፡ ንሓዋሩ ምስ ጐይታ ኽንከውን ኢና።+ 18 ስለዚ፡ በዘን ቃላት እዚአን ንሓድሕድኩም ተጸናንዑ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ