ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 101
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ብንጽህና ዚመላለስ ገዛኢ

        • ‘ትዕቢት ኣይክጻወርን እየ’ (5)

        • “ናብ እሙናት ምድሪ ኽምልከት እየ” (6)

መዝሙር 101:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከዚመልካ።”

መዝሙር 101:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብንጽህናን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:4፣ መዝ 78:70, 72

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2005፡ ገጽ 24-25

    15/7/1998፡ ገጽ 31

መዝሙር 101:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ግብርታቶም ኣይለግበንን እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 97:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 13

መዝሙር 101:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣይፈልጥን።”

መዝሙር 101:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከጥፍኦ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 20:19

መዝሙር 101:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብንጽህና።”

መዝሙር 101:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ።”

መዝሙር 101:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸጥፍኦም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 20:8

ሓፈሻዊ

መዝ. 101:21ነገ 9:4፣ መዝ 78:70, 72
መዝ. 101:3መዝ 97:10
መዝ. 101:5ምሳ 20:19
መዝ. 101:8ምሳ 20:8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 101:1-8

መዝሙር

ናይ ዳዊት። መዝሙር።

101 ብዛዕባ እቲ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን ብዛዕባ ፍትሕን ክዝምር እየ።

ኦ የሆዋ፡ ውዳሰ ኽዝምረልካ* እየ።

 2 ብምስትውዓልን መንቅብ ብዘይብሉ መገድን* ክነብር እየ።

መዓስ ክትመጸኒ ኢኻ፧

ኣብ ውሽጢ ቤተይ ብንጽህና ልበይ ክመላለስ እየ።+

 3 ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ ዘይጠቅም ነገር ኣይከንብርን እየ።

ግብርታት እቶም ካብ ቅኑዕ ዘልገሱ እጸልእ እየ፣+

ካባታቶም ክርሕቕ እየ።*

 4 ቄናን ልቢ ኻባይ ርሑቕ እዩ፣

ክፍኣት ኣይቅበልን* እየ።

 5 ንብጻዩ ብምስጢር ንዚሓሚ፡+

ስቕ ከብሎ* እየ።

ዕቡያት ኣዒንትን ኵሩዕ ልብን ንዘለዎ፡

ኣይክጻወሮን እየ።

 6 ምሳይ ምእንቲ ኪቕመጡስ፡

ናብ እሙናት ምድሪ ኽምልከት እየ።

እቲ መንቅብ ብዘይብሉ መገዲ* ዚመላለስ ኬገልግለኒ እዩ።

 7 መታለሊ ኣብ ቤተይ ኣይኪቕመጥን፡

ሓሳዊ ድማ ኣብ ቅድመይ* ደው ኣይኪብልን እዩ።

 8 ንዅሎም ገበርቲ ኽፉእ ካብ ከተማ የሆዋ ኽምንቍስሲ፡+

ንግሆ ንግሆ ንዅሎም እኩያት ምድሪ ስቕ ከብሎም* እየ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ