ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ነገስት 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ኤልያስ ብህቦብላ ንፋስ ዓረገ (1-18)

        • ኤልሳእ ንባርኖስ ኤልያስ ወሰዶ (13, 14)

      • ኤልሳእ ንማይ ያሪኮ ኣጥዓዮ (19-22)

      • ድብታት፡ ቈልዑ ቤት-ኤል ቀተላ (23-25)

2 ነገስት 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 17:1
  • +2ነገ 2:11
  • +1ነገ 19:16
  • +2ነገ 4:38

2 ነገስት 2:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 28:18, 19፣ 1ነገ 12:28, 29፣ 2ነገ 2:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 12-13

    15/8/2013፡ ገጽ 29

2 ነገስት 2:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    “ደቂ ነብያት” ንቤት ትምህርቲ ነብያት ወይ ንማሕበር ነብያት ዜመልክት ይመስል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2022፡ ገጽ 12

2 ነገስት 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 6:26፣ 1ነገ 16:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 12-13

    15/8/2013፡ ገጽ 29

2 ነገስት 2:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኻ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 12-13

2 ነገስት 2:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

2 ነገስት 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:19
  • +ዘጸ 14:21, 22፣ እያ 3:17፣ 2ነገ 2:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

2 ነገስት 2:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኽልተ ኽፋልዶ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 34:9፣ 1ነገ 19:16፣ ሉቃ 1:17
  • +ዘዳ 21:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 29

    1/8/2005፡ ገጽ 8-9

    1/11/2003፡ ገጽ 31

    1/11/1997፡ ገጽ 30

2 ነገስት 2:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 29

2 ነገስት 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 6:17፣ መዝ 68:17
  • +2ዜና 21:5, 12፣ ዮሃ 3:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 13

    15/8/2013፡ ገጽ 29-30

    1/8/2005፡ ገጽ 9

    1/9/2003፡ ገጽ 30

    15/9/1997፡ ገጽ 15

2 ነገስት 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 13:14
  • +2ሳሙ 1:11, 12፣ እዮ 1:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

2 ነገስት 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:19፣ 2ነገ 1:8፣ ዘካ 13:4፣ ማቴ 3:4

2 ነገስት 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 3:13፣ 2ነገ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 13

2 ነገስት 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 11:24, 25፣ 27:18, 20፣ 2ነገ 2:9

2 ነገስት 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንፋስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 18:11, 12

2 ነገስት 2:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 6:26፣ 1ነገ 16:34

2 ነገስት 2:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጥንሲ እተስድድ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 34:1-3

2 ነገስት 2:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጥንሲ ኣይኬስድድን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:23-25፣ 2ነገ 4:38-41

2 ነገስት 2:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:15, 16፣ ሉቃ 10:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2005፡ ገጽ 9

2 ነገስት 2:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 17:12
  • +2ነገ 1:10

2 ነገስት 2:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 4:25

ሓፈሻዊ

2 ነገ. 2:11ነገ 17:1
2 ነገ. 2:12ነገ 2:11
2 ነገ. 2:11ነገ 19:16
2 ነገ. 2:12ነገ 4:38
2 ነገ. 2:2ዘፍ 28:18, 19፣ 1ነገ 12:28, 29፣ 2ነገ 2:23
2 ነገ. 2:31ነገ 19:16
2 ነገ. 2:4እያ 6:26፣ 1ነገ 16:34
2 ነገ. 2:81ነገ 19:19
2 ነገ. 2:8ዘጸ 14:21, 22፣ እያ 3:17፣ 2ነገ 2:13, 14
2 ነገ. 2:9ዘዳ 34:9፣ 1ነገ 19:16፣ ሉቃ 1:17
2 ነገ. 2:9ዘዳ 21:17
2 ነገ. 2:112ነገ 6:17፣ መዝ 68:17
2 ነገ. 2:112ዜና 21:5, 12፣ ዮሃ 3:13
2 ነገ. 2:122ነገ 13:14
2 ነገ. 2:122ሳሙ 1:11, 12፣ እዮ 1:19, 20
2 ነገ. 2:131ነገ 19:19፣ 2ነገ 1:8፣ ዘካ 13:4፣ ማቴ 3:4
2 ነገ. 2:14እያ 3:13፣ 2ነገ 2:8
2 ነገ. 2:15ዘሁ 11:24, 25፣ 27:18, 20፣ 2ነገ 2:9
2 ነገ. 2:161ነገ 18:11, 12
2 ነገ. 2:18እያ 6:26፣ 1ነገ 16:34
2 ነገ. 2:19ዘዳ 34:1-3
2 ነገ. 2:21ዘጸ 15:23-25፣ 2ነገ 4:38-41
2 ነገ. 2:232ዜና 36:15, 16፣ ሉቃ 10:16
2 ነገ. 2:24ምሳ 17:12
2 ነገ. 2:242ነገ 1:10
2 ነገ. 2:252ነገ 4:25
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ነገስት 2:1-25

2 ነገስት

2 የሆዋ ንኤልያስ+ ብህቦብላ ንፋስ ናብ ሰማያት ኪወስዶ ምስ በለ፡+ ኤልያስን ኤልሳእን+ ካብ ጊልጋል ወጺኦም ከዱ።+ 2 ኤልያስ ከኣ ንኤልሳእ፡ “የሆዋ ናብ ቤት-ኤል ስለ ዝለኣኸኒ፡ በጃኻ ኣብዚ ጽናሕ” በሎ። ኤልሳእ ግና፡ “ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ ከምቲ ንስኻ* እውን ህያው ዝዀንካ፡ ኣይሓድገካን እየ” በሎ። ናብ ቤት-ኤል ድማ ከዱ።+ 3 እቶም ኣብ ቤት-ኤል ዝነበሩ ደቂ ነብያት* ከኣ ናብ ኤልሳእ ወጺኦም፡ “ሎሚ የሆዋ ንጐይታኻ ኻብቲ ኣብ ልዕሌኻ ዘለዎ ርእስነት ከም ዚወስዶ ትፈልጥ ዲኻ፧” በልዎ።+ ንሱ ድማ፡ “ፈሊጠ ኣለኹ። ስቕ ደኣ በሉ” በሎም።

4 ኤልያስ ከኣ፡ “ኤልሳእ፡ የሆዋ ናብ ያሪኮ ስለ ዝለኣኸኒ፡ በጃኻ ኣብዚ ጽናሕ” በሎ።+ ንሱ ግና፡ “ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ ከምቲ ንስኻ* እውን ህያው ዝዀንካ፡ ኣይሓድገካን እየ” በሎ። ናብ ያሪኮ ድማ መጹ። 5 እቶም ኣብ ያሪኮ ዝነበሩ ደቂ ነብያት ከኣ ናብ ኤልሳእ ቀሪቦም፡ “ሎሚ የሆዋ ንጐይታኻ ኻብቲ ኣብ ልዕሌኻ ዘለዎ ርእስነት ከም ዚወስዶ ትፈልጥ ዲኻ፧” በልዎ። ንሱ ድማ፡ “ፈሊጠ ኣለኹ። ስቕ ደኣ በሉ” በሎም።

6 ኤልያስ ከኣ፡ “የሆዋ ናብ ዮርዳኖስ ስለ ዝለኣኸኒ፡ በጃኻ ኣብዚ ጽናሕ” በሎ። ንሱ ግና፡ “ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ ከምቲ ንስኻ* እውን ህያው ዝዀንካ፡ ኣይሓድገካን እየ” በሎ። ክልቲኦም ድማ ከዱ። 7 ክልቲኦም ኣብ ጥቓ ዮርዳኖስ ደው ኪብሉ ኸለዉ፡ 50 ኻብ ደቂ ነብያት ከይዶም ካብ ማዕዶ ደው ኢሎም ይርእዩ ነበሩ። 8 ሽዑ፡ ኤልያስ ነቲ ባርኖሱ+ ወሲዱ ጠቕሊሉ ነቲ ማይ ወቕዖ፡ ናብዝን ናብትን ከኣ ተመቕለ፣ ክልቲኦም ድማ ብንቑጽ ምድሪ ተሳገሩ።+

9 ምስ ተሳገሩ፡ ኤልያስ ንኤልሳእ፡ “ገና ኻባኻ ኸይተወሰድኩ፡ እንታይ ክገብረልካ ኸም እትደሊ ለምን” በሎ። ኤልሳእ ከኣ፡ “በጃኻ፡ ካብ መንፈስካ+ ዕጽፊ ግደዶ* ይወሃበኒ፧”+ በለ። 10 ንሱ ድማ፡ “ኣጸጋሚ ነገር ኢኻ ለሚንካ። ካባኻ ኽውሰድ ከለኹ እንተ ርኢኻኒ፡ ከምኡ ኪዀነልካ እዩ፣ እንተ ዘይኰነ ግና፡ ኣይኪኸውንን እዩ” ኢሉ መለሰ።

11 እናተዛራረቡ ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ብሃንደበት ሰረገላ ሓውን ኣፍራስ ሓውን+ ንኽልቲኦም ፈላለዮም፣ ኤልያስ ድማ ብህቦብላ ንፋስ ናብ ሰማያት ዓረገ።+ 12 ኤልሳእ ከኣ እዚ እናረኣየ፡ “ኣቦይ፡ ኣቦይ፡ ሰረገላ እስራኤልን ፈረሰኛታቱን!” ኢሉ ይጭድር ነበረ።+ ደጊም ምርኣዩ ምስ ሰኣነ፡ ንኽዳውንቱ ሒዙ ኣብ ክልተ ቐደዶ።+ 13 ነቲ ኻብ ኤልያስ ዝወደቐ ባርኖስ+ ኣልዒሉ ድማ፡ ተመሊሱ ኣብ ገምገም ዮርዳኖስ ደው በለ። 14 ነቲ ኻብ ኤልያስ ዝወደቐ ባርኖስ ወሲዱ ኸኣ፡ ነቲ ማይ ወቒዑ፡ “የሆዋ ኣምላኽ ኤልያስ ኣበይ ኣሎ፧” በለ። ነቲ ማይ ምስ ወቕዖ ድማ፡ ናብዝን ናብትን ተመቕለ፡ ኤልሳእ ከኣ ተሳገረ።+

15 እቶም ኣብ ያሪኮ ዝነበሩ ደቂ ነብያት ብማዕዶ ምስ ረኣይዎ፡ “መንፈስ ኤልያስ ኣብ ልዕሊ ኤልሳእ ዓሪፉ” በሉ።+ ኪቕበልዎ ኸይዶም ድማ፡ ናብ ምድሪ ተደፊኦም ሰገዱሉ። 16 ንሳቶም ከኣ፡ “እንሆ፡ ሕጂ 50 ኽኢላታት ሰባት ምስ ገላዉኻ ኣለዉ። በጃኻ፡ ንጐይታኻ ኺደልይዎ ይኺዱ። ምናልባት መንፈስ* የሆዋ ኣልዒሉ፡ ኣብ ሓደ ኻብ ኣኽራን ወይ ኣብ ሓደ ኻብ ስንጭሮታት ደርብይዎ ይኸውን” በሉ።+ ንሱ ግና፡ “ኣይትስደድዎም” በሎም። 17 ንሳቶም ግና ክሳዕ ዚሓፍር ግዲ በልዎ፣ ንሱ ኸኣ፡ “ስደድዎም” በለ። ነቶም 50 ሰባት ድማ ሰደድዎም፣ ንሳቶም ከኣ ሰለስተ መዓልቲ ደለይዎ፡ ግናኸ ኣይረኸብዎን። 18 ናብኡ ኺምለሱ ኸለዉ፡ ኣብ ያሪኮ ተቐሚጡ ነበረ።+ ንሱ ኸኣ፡ “ኣይትኺዱዶ ኣይበልኩኹምን፧” በሎም።

19 ሰብ እታ ኸተማ ድማ ንኤልሳእ፡ “ከምዚ ጐይታይ እትርእዮ ዘለኻ፡ ኣቀማምጣ እዛ ኸተማ ጽቡቕ እዩ፣+ እቲ ማይ ግና ሕማቕ እዩ፣ እታ ምድሪ ኸኣ መኻን* እያ” በልዎ። 20 ንሱ ድማ፡ “ሓድሽ ጭሔሎ ኣምጽኡለይ፡ ጨው ከኣ ግበሩሉ” በሎም። ናብኡ ድማ ኣምጽኡሉ። 21 ናብ ምንጪ እቲ ማይ ወጺኡ ኸኣ፡ ኣብኡ ጨው ደርብዩ፡+ “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ነዚ ማይ እዚ ኣጥዕየዮ ኣለኹ። ደጊም ኣይኬምውትን ወይ ኣይኬምክንን* እዩ’” በለ። 22 እቲ ማይ ድማ፡ ከምቲ ብኤልሳእ እተዘርበ ቓል፡ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ጥዑይ ኰይኑ ኣሎ።

23 ካብኡ ኸኣ ናብ ቤት-ኤል ደየበ። ብመገዲ ኺድይብ ከሎ ድማ፡ ንኣሽቱ ቘልዑ ኻብታ ኸተማ ወጺኦም፡ “ኣታ በራሕ፡ ደይብ! ኣታ በራሕ፡ ደይብ!” ኢሎም ኣላገጹሉ።+ 24 ንሱ ኸኣ ንድሕሪት ግልጽ ኢሉ ረኣዮም እሞ፡ ብስም የሆዋ ረገሞም። ሽዑ፡ ክልተ ድቢ+ ኻብ ዱር ወጺአን፡ 42 ቈልዑ ሰላልዓ።+ 25 ካብኡ ድማ ናብ ከረን ቀርሜሎስ+ ከደ፣ ካብኡ እውን ናብ ሰማርያ ተመልሰ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ