ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጢሞቴዎስ 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • ንንኣሽቱን ንዓበይትን ብኸመይ ክትሕዞም ከም ዚግባእ (1, 2)

      • ንመበለታት ዚግበር ደገፍ (3-16)

        • ንቤተ ሰብ ምንባይ (8)

      • ንጻዕረኛታት ሽማግለታት ኣኽብርዎም (17-25)

        • ‘ስለ ኸብድኻ፡ ሒደት ወይኒ ስተ’ (23)

1 ጢሞቴዎስ 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2018፡ ገጽ 11

1 ጢሞቴዎስ 5:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    7/2021፡ ገጽ 11

1 ጢሞቴዎስ 5:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነተን ብሓቂ እተሸገራ መበለታት”፣ ማለት፡ ዚድግፈን ዘይብለን መበለታት።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣኽብረን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 5:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2001፡ ገጽ 6

1 ጢሞቴዎስ 5:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 1:27
  • +1ጢሞ 5:8
  • +ማቴ 15:4፣ ኤፌ 6:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 130፡ 164

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2006፡ ገጽ 6

    1/5/2001፡ ገጽ 5-6

    1/9/1997፡ ገጽ 4

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 149፡ 173-174

1 ጢሞቴዎስ 5:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 7:34
  • +ሉቃ 2:36, 37

1 ጢሞቴዎስ 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 15:4-6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2023፡ ገጽ 27

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 130

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 49

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2018፡ ገጽ 24

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 137

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2014፡ ገጽ 23-25

    15/2/2012፡ ገጽ 7

    15/5/2011፡ ገጽ 7

    1/5/2007፡ ገጽ 21

    15/6/2005፡ ገጽ 18-20

    1/6/1998፡ ገጽ 20-21

    1/9/1997፡ ገጽ 4-5

    15/8/1997፡ ገጽ 19-20

    15/10/1996፡ ገጽ 22-23

    1/10/1996፡ ገጽ 29-31

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 116

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 160

    ፍልጠት፡ ገጽ 145-146

1 ጢሞቴዎስ 5:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2007፡ ገጽ 31

    1/6/2006፡ ገጽ 6

    15/10/1995፡ ገጽ 32

1 ጢሞቴዎስ 5:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 2:15
  • +እብ 13:2፣ 1ጴጥ 4:9
  • +ዮሃ 13:5, 14
  • +1ጢሞ 5:16፣ ያእ 1:27
  • +ግብ 9:39

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2006፡ ገጽ 6

    15/10/1995፡ ገጽ 32

1 ጢሞቴዎስ 5:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ኣቐዲመን ቃል ዝኣተዋኦ።”

1 ጢሞቴዎስ 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 3:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 18

    15/6/2007፡ ገጽ 20

1 ጢሞቴዎስ 5:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 7:8, 9
  • +1ጢሞ 2:15

1 ጢሞቴዎስ 5:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 18-19

1 ጢሞቴዎስ 5:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነተን ብሓቂ እተሸገራ መበለታት”፣ ማለት፡ ዚድግፈን ዘይብለን መበለታት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 15:11፣ 1ጢሞ 5:5፣ ያእ 1:27

1 ጢሞቴዎስ 5:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 5:2, 3
  • +1ተሰ 5:12፣ እብ 13:7
  • +ግብ 28:10፣ እብ 13:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1997፡ ገጽ 20

1 ጢሞቴዎስ 5:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 25:4፣ 1ቈረ 9:7, 9
  • +ዘሌ 19:13፣ ማቴ 10:9, 10፣ ሉቃ 10:7፣ ገላ 6:6

1 ጢሞቴዎስ 5:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 19:15፣ ማቴ 18:16

1 ጢሞቴዎስ 5:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እቶም ካልኦት ምእንቲ ኺፈርሁ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:34፣ 1ዮሃ 3:9
  • +ቲቶ 1:7, 9, 13፣ ራእ 3:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 149

1 ጢሞቴዎስ 5:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:15፣ ያእ 3:17

1 ጢሞቴዎስ 5:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ብታህዋኽ ንሓደ እኳ ኣይትሹም።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 6:5, 6፣ 14:23፣ 1ጢሞ 3:2, 6፣ 4:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 15

1 ጢሞቴዎስ 5:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ማይ ጥራይ ኣይትስተ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 43

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2015፡ ገጽ 25-26

    1/11/2015፡ ገጽ 15

    1/8/2012፡ ገጽ 26

1 ጢሞቴዎስ 5:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 7:11፣ እብ 4:13

1 ጢሞቴዎስ 5:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:16
  • +1ቈረ 4:5

ሓፈሻዊ

1 ጢሞ. 5:1ዘሌ 19:32
1 ጢሞ. 5:31ጢሞ 5:16
1 ጢሞ. 5:4ያእ 1:27
1 ጢሞ. 5:41ጢሞ 5:8
1 ጢሞ. 5:4ማቴ 15:4፣ ኤፌ 6:2
1 ጢሞ. 5:51ቈረ 7:34
1 ጢሞ. 5:5ሉቃ 2:36, 37
1 ጢሞ. 5:8ማቴ 15:4-6
1 ጢሞ. 5:10ግብ 9:39
1 ጢሞ. 5:101ጢሞ 2:15
1 ጢሞ. 5:10እብ 13:2፣ 1ጴጥ 4:9
1 ጢሞ. 5:10ዮሃ 13:5, 14
1 ጢሞ. 5:101ጢሞ 5:16፣ ያእ 1:27
1 ጢሞ. 5:132ተሰ 3:11
1 ጢሞ. 5:141ቈረ 7:8, 9
1 ጢሞ. 5:141ጢሞ 2:15
1 ጢሞ. 5:16ዘዳ 15:11፣ 1ጢሞ 5:5፣ ያእ 1:27
1 ጢሞ. 5:171ጴጥ 5:2, 3
1 ጢሞ. 5:171ተሰ 5:12፣ እብ 13:7
1 ጢሞ. 5:17ግብ 28:10፣ እብ 13:17
1 ጢሞ. 5:18ዘዳ 25:4፣ 1ቈረ 9:7, 9
1 ጢሞ. 5:18ዘሌ 19:13፣ ማቴ 10:9, 10፣ ሉቃ 10:7፣ ገላ 6:6
1 ጢሞ. 5:19ዘዳ 19:15፣ ማቴ 18:16
1 ጢሞ. 5:201ቈረ 15:34፣ 1ዮሃ 3:9
1 ጢሞ. 5:20ቲቶ 1:7, 9, 13፣ ራእ 3:19
1 ጢሞ. 5:21ዘሌ 19:15፣ ያእ 3:17
1 ጢሞ. 5:22ግብ 6:5, 6፣ 14:23፣ 1ጢሞ 3:2, 6፣ 4:14
1 ጢሞ. 5:24እያ 7:11፣ እብ 4:13
1 ጢሞ. 5:25ማቴ 5:16
1 ጢሞ. 5:251ቈረ 4:5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጢሞቴዎስ 5:1-25

1 ጢሞቴዎስ

5 ንዓብዪ ኸም ኣቦኻ ጌርካ ምዓዶ እምበር፡ ኣይትዘልፎ።+ ንኣጕባዝ ከም ኣሕዋትካ ተማሕጸኖም፣ 2 ንዓበይቲ ኣንስቲ ኸም ኣዴታትካ፡ ንንኣሽቱ ኣንስቲ ኸም ኣሓትካ ጌርካ ብዅሉ ንጽህና ተማሕጸነን።

3 ነተን ብሓቂ መበለታት ዝዀና መበለታት* ተኸናኸነን።*+ 4 ገለ መበለት ግና ደቂ ወይስ ደቂ ደቂ እንተ ኣልዮምዋ፡ እዚ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅቡል እዩ እሞ፡+ ንሳቶም ቅድም ኣብ ቤተ ሰቦም ንኣምላኽ ዘለዎም ተወፋይነት ኬርእዩ፡+ ንወለዶምን ንወለዲ ወለዶምን ውሬታ ኺመልሱ ይምሃሩ።+ 5 እታ ብሓቂ መበለት ዝዀነትን ሓንቲ እውን ዘይብላን ሰበይቲ፡ ተስፋኣ ኣብ ኣምላኽ እያ እትገብር፣+ ለይትን መዓልትን ከኣ ብምህለላን ብጸሎትን እያ እትጸንዕ።+ 6 እታ ንተድላ እትነብር ግና፡ ብህይወታ ኸላስ ምውትቲ እያ። 7 እምበኣር፡ ዚውቀሱሉ ዘይብሎም ምእንቲ ኪዀኑ፡ እዚ ኣዝዝ። 8 ሓደ እኳ ነቶም ናቱ፡ ምናዳ ኸኣ ንቤተ ሰቡ ዘይናቢ እንተ ዀይኑ፡ እምነት ዝኸሓደ፡ ካብቲ ዘይኣምን እውን ዝገደደ እዩ።+

9 ኣብ መዝገብ እትምዝገብ መበለት፡ ካብ 60 ዓመት ዘይነኣሰት፡ ሰበይቲ ሓደ ሰብኣይ ዝነበረት፡ 10 ውሉዳት ብምዕባይ፡+ ኣጋይሽ ብምቕባል፡+ እግሪ ቕዱሳት ብምሕጻብ፡+ ንዝጸበቦም ብምርዳእ፡+ ጽቡቕ ግብሪ ዘበለ ብትግሃት ብምስዓብ፡ ብሰናይ ግብሪ እተመስከረላ ትኹን።+

11 ንኣሽቱ መበለታት ግና ፍትወተ ስጋ ኣብ መንጎአንን ኣብ መንጎ ክርስቶስን ዕንቅፋት ኪኸውን ከሎ፡ ኪምርዓዋ ይደልያ እየን እሞ፡ ንዓታተን ኣይትመዝግበን። 12 ንሳተን ነታ ቐዳመይቲ መግለጺ እምነተን* ስለ ዝጠለማ፡ ፍርዲ ኣለወን። 13 ምስናይዚ እውን፡ ቤተ ቤት እናዞራ ትህኪት እየን ዚምሃራ፣ ትህኪት ጥራይ ዘይኰነ እውን፡ ዘይግባእ እናተዛረባ ወረኛታትን ወልፋሳትን ይዀና።+ 14 እምበኣር፡ እተን ንኣሽቱ መበለታት ኪምርዓዋ፡+ ውሉዳት ኪወልዳ፡+ ቤተን ኪኣልያ፡ ተጻራሪ ዚነቕፈሉ ሓደ ምኽንያት እኳ ኸይህባ እደሊ ኣለኹ። 15 ገሊኣተንሲ ንሰይጣን ኪስዕባ ድሮ ዘምቢለን ኣለዋ። 16 ንሓንቲ እትኣምን ሰበይቲ፡ መበለታት ቤተ ሰብ እንተ ኣልየናኣ፡ ነታ ጉባኤ ጾር ምእንቲ ኸይኰናስ፡ ንሳ ትደግፈን። እታ ጉባኤ ኸኣ ነተን ብሓቂ መበለታት* ትድግፈን።+

17 ነቶም ብጽቡቕ ዚመርሑ ሽማግለታት፡+ ምናዳ ነቶም ብቓልን ብትምህርትን ዚጽዕሩ፡+ ዕጽፊ ኽብሪ ይግብኦም እዩ።+ 18 ከመይሲ፡ እቲ ቕዱስ ጽሑፍ፡ “ኣፍ እቲ ዜኽይድ ብዕራይ ኣይትእሰር፡”+ ከምኡ ድማ፡ “ንዓያዪ ዓስቡ ይግብኦ እዩ”+ ይብል እዩ። 19 ብመርትዖ ኽልተ ወይ ሰለስተ መሰኻኽር እንተ ዘይኰይኑ፡+ ብዛዕባ ሽማግለ ዚቐርብ ክሲ ኣይትቀበል። 20 ነቶም ብሓጢኣት ዚመላለሱ፡+ ንኻልኦት ከም መጠንቀቕታ ምእንቲ ኪዀኑ፡* ኣብ ቅድሚ ዅሉ ግንሓዮም።+ 21 ኣቐዲምካ ኸይፈረድካ ወይ ብዘይ ኣድልዎ ነዚ ኽትሕሉ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ ክርስቶስ የሱስን ኣብ ቅድሚ እቶም ሕሩያት መላእኽትን ብጥብቂ እእዝዘካ ኣለኹ።

22 ብታህዋኽ ኣብ ልዕሊ ሓደ እኳ ኣእዳውካ ኣይተንብር፣*+ ኣብ ሓጢኣት ካልኦት እውን ኣይትካፈል፣ ንርእስኻ ብንጽህና ሓሉ።

23 ስለ ኸብድኻን ስለቲ ዚመላለሰካ ሕማምን፡ ሒደት ወይኒ ደኣ እምበር፡ ደጊም ማይ ኣይትስተ።*

24 ሓጢኣት ገሊኦም ሰባት ግሁድ እዩ፡ ብቐጥታ ድማ ናብ ፍርዲ ይመርሖም፣ ናይ ገሊኦም ግና ጸኒሑ እዩ ዚግሃድ።+ 25 ከምኡ ኸኣ ሰናይ ግብሪ ግሁድ እዩ፣+ እቲ ዘይግሁድ እውን ኪስወር ኣይከኣልን እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ