ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ብዛዕባ እቲ ንጣኦታት እተሰውአ (1-13)

        • ንዓና ሓደ ኣምላኽ ኣሎና (5, 6)

1 ቈረንቶስ 8:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:20, 29
  • +ሮሜ 14:14፣ 1ቈረ 8:10
  • +1ቈረ 8:13፣ 13:4, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2018፡ ገጽ 12-16

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2017፡ ገጽ 29

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2001፡ ገጽ 9

1 ቈረንቶስ 8:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2019፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2018፡ ገጽ 8

1 ቈረንቶስ 8:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:21፣ 2ነገ 19:17, 18፣ ኤር 16:20
  • +ዘዳ 6:4፣ 32:39

1 ቈረንቶስ 8:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 82:1, 6፣ ዮሃ 10:34, 35

1 ቈረንቶስ 8:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:28፣ ሮሜ 11:36
  • +1ጢሞ 2:5
  • +ሚል 2:10፣ ማቴ 23:9
  • +ዮሃ 1:1, 3፣ ቈሎ 1:15, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ስላሴ፡ ገጽ 14

1 ቈረንቶስ 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:14
  • +1ቈረ 10:27, 28
  • +ሮሜ 14:23

1 ቈረንቶስ 8:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:17
  • +እብ 13:9

1 ቈረንቶስ 8:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:13, 20

1 ቈረንቶስ 8:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:15

1 ቈረንቶስ 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 10:28, 29

1 ቈረንቶስ 8:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 18:6፣ ሮሜ 14:15, 21

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 8:1ግብ 15:20, 29
1 ቈረ. 8:1ሮሜ 14:14፣ 1ቈረ 8:10
1 ቈረ. 8:11ቈረ 8:13፣ 13:4, 5
1 ቈረ. 8:4ዘዳ 32:21፣ 2ነገ 19:17, 18፣ ኤር 16:20
1 ቈረ. 8:4ዘዳ 6:4፣ 32:39
1 ቈረ. 8:5መዝ 82:1, 6፣ ዮሃ 10:34, 35
1 ቈረ. 8:6ግብ 17:28፣ ሮሜ 11:36
1 ቈረ. 8:61ጢሞ 2:5
1 ቈረ. 8:6ሚል 2:10፣ ማቴ 23:9
1 ቈረ. 8:6ዮሃ 1:1, 3፣ ቈሎ 1:15, 16
1 ቈረ. 8:7ሮሜ 14:14
1 ቈረ. 8:71ቈረ 10:27, 28
1 ቈረ. 8:7ሮሜ 14:23
1 ቈረ. 8:8ሮሜ 14:17
1 ቈረ. 8:8እብ 13:9
1 ቈረ. 8:9ሮሜ 14:13, 20
1 ቈረ. 8:11ሮሜ 14:15
1 ቈረ. 8:121ቈረ 10:28, 29
1 ቈረ. 8:13ማቴ 18:6፣ ሮሜ 14:15, 21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 8:1-13

1 ቈረንቶስ

8 ብዛዕባ እቲ ንጣኦታት እተሰውአ ኸኣ፦+ ኵላትና ፍልጠት ከም ዘሎና፡ ንፈልጥ ኢና።+ ፍልጠት ይነፍሕ፡ ፍቕሪ ግና ይሃንጽ።+ 2 ሓደ እኳ ገለ ኸም ዚፈልጥ እንተ መሲልዎ፡ ገና ኸምቲ ኺፈልጦ ዚግብኦ ገይሩ ኣይፈልጦን እዩ። 3 ሓደ ንኣምላኽ ዜፍቅሮ እንተ ኣልዩ ግና፡ ንሱ ብእኡ ይፍለጥ እዩ።

4 ብዛዕባ እቲ ንጣኦታት እተሰውአ ምብላዕ ድማ፡ ጣኦት ኣብ ዓለም ሓንቲ እኳ ኸም ዘይኰነ፡+ ብዘይካ ሓደ ኸኣ ካልእ ኣምላኽ ከም ዘየልቦ ንፈልጥ ኢና።+ 5 ኣብ ሰማይ ወይስ ኣብ ምድሪ፡ ኣማልኽቲ ዚብሃሉ እኳ እንተ ኣለዉስ፡+ ከምቲ ብዙሓት “ኣማልኽትን” ብዙሓት “ጐይተትን” ዘለዉ፡ 6 ንዓናስ ኵሉ ኻብኡ ዚኸውን፡ ንሕና ድማ ንዕኡ እንኸውን+ ሓደ ኣምላኽ፡+ ኣቦ፡+ ኣሎና፣ ኵሉ ብእኡ ዚኸውን፡+ ንሕና ኸኣ ብእኡ እንኸውን ሓደ ጐይታ እውን፡ የሱስ ክርስቶስ፡ ኣሎና።

7 ግናኸ፡ እዚ ፍልጠት እዚ ኣብ ኵሉ ሰብ ኣይርከብን እዩ።+ ገሊኦም ግና ኣቐዲሞም ምስ ጣኦት ሕብረት ስለ ዝነበሮም፡ ንጣኦት ከም እተሰውአ ገይሮም ይበልዑ ኣለዉ፣+ ሕልናኦም ድኹም ብምዃኑ ድማ፡ ረኺሱ እዩ።+ 8 ብልዒ ግና ናብ ኣምላኽ ኣየቕርበናን እዩ፣+ እንተ ዘይበላዕና፡ ኣይጐድለና፡ እንተ በላዕና እውን፡ ኣይውሰኸና።+ 9 ግናኸ፡ እዚ ናይ ምምራጽ መሰልኩም ነቶም ድኹማት መዐንቀፊ ኸይኰኖም ተጠንቀቑ።+ 10 ከመይሲ፡ ሓደ ሰብ ንዓኻ፡ ፍልጠት ንዘሎካ፡ ኣብ ቤት ጣኦት ኣብ መኣዲ ተቐሚጥካ እንተ ርእዩካ፡ ሕልና እቲ ድኹም ንጣኦታት እተሰውአ ኽሳዕ ምብላዕዶ ኣይኪደፍርን እዩ፧ 11 ብፍልጠትካስ እቲ ድኹም፡ ማለት እቲ ምእንታኡ ክርስቶስ ዝሞተሉ ሓውካ ይጠፍእ ኣሎ።+ 12 በዚ ኸምዚ ንኣሕዋትኩም ምስ እትብድሉ፡ ነቲ ድኹም ሕልናኦም እውን ምስ እተቝስልዎ፡+ ንክርስቶስ ኢኹም እትብድልዎ ዘለኹም። 13 ስለዚ፡ ብልዒ ንሓወይ ዚዕንቅፎ እንተ ዀይኑ፡ ንሓወይ ምእንቲ ኸየዐንቅፎስ፡ ንሓዋሩ ስጋ ኣይክበልዕን እየ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ