ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 100
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንፈጣሪ ምምስጋን

        • “ንየሆዋ ብሓጐስ ኣገልግልዎ” (2)

        • ‘ዝገበረና ኣምላኽ እዩ’ (3)

መዝሙር 100:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:1, 2፣ 98:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1995፡ ገጽ 29

መዝሙር 100:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 12:12፣ ነህ 8:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1995፡ ገጽ 29

መዝሙር 100:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተኣመኑ።”

  • *

    ወይ፡ “ባዕላትና ኣይኰንናን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 6:4
  • +መዝ 149:2
  • +መዝ 95:6, 7፣ ህዝ 34:31፣ 1ጴጥ 2:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/1996፡ ገጽ 15

    1/1/1995፡ ገጽ 29-30

መዝሙር 100:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 50:23፣ 66:13፣ 122:1, 2
  • +መዝ 65:4
  • +መዝ 96:2፣ እብ 13:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/1999፡ ገጽ 18-19

    1/1/1995፡ ገጽ 29-30

መዝሙር 100:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:5፣ ሉቃ 18:19
  • +ዘጸ 34:6, 7፣ ዘዳ 7:9፣ መዝ 98:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1995፡ ገጽ 29-30

ሓፈሻዊ

መዝ. 100:1መዝ 95:1, 2፣ 98:4
መዝ. 100:2ዘዳ 12:12፣ ነህ 8:10
መዝ. 100:3ዘዳ 6:4
መዝ. 100:3መዝ 149:2
መዝ. 100:3መዝ 95:6, 7፣ ህዝ 34:31፣ 1ጴጥ 2:25
መዝ. 100:4መዝ 50:23፣ 66:13፣ 122:1, 2
መዝ. 100:4መዝ 65:4
መዝ. 100:4መዝ 96:2፣ እብ 13:15
መዝ. 100:5መዝ 86:5፣ ሉቃ 18:19
መዝ. 100:5ዘጸ 34:6, 7፣ ዘዳ 7:9፣ መዝ 98:3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 100:1-5

መዝሙር

መዝሙር ምስጋና።

100 ኵልኹም ህዝቢ ምድሪ፡ ንየሆዋ ጭድርታ ዓወት ጨድሩሉ።+

 2 ንየሆዋ ብሓጐስ ኣገልግልዎ።+

ናብ ቅድሚኡ ብእልልታ ምጹ።

 3 የሆዋስ ኣምላኽ ምዃኑ ፍለጡ።*+

ዝገበረና ንሱ እዩ፣ ንሕና ድማ ናቱ ኢና።*+

ንሕና ህዝቡን ኣባጊዕ መጓሰኡን ኢና።+

 4 ናብ ኣፍ ደገታቱ ብምስጋና፡+

ናብ ኣጸዳቱ እውን ብውዳሰ ምጹ።+

ኣመስግንዎ፡ ስሙ እውን ወድሱ።+

 5 የሆዋስ ሕያዋይ* እዩ፣+

እቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም፡

ተኣማንነቱ ድማ ንውሉድ ወለዶ ይነብር እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ