ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 148
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ኵሉ ፍጥረት ንየሆዋ ይወድሶ

        • “ኵሉኹም መላእኽቱ፡ ወድስዎ” (2)

        • ‘ጸሓይን ወርሕን ከዋኽብትን ወድስዎ’ (3)

        • ንኣሽቱን ዓበይትን ንኣምላኽ ወድስዎ (12, 13)

መዝሙር 148:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:5

መዝሙር 148:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 103:20፣ ሉቃ 2:13
  • +ኤር 32:18፣ ይሁ 14

መዝሙር 148:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:1

መዝሙር 148:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:6

መዝሙር 148:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:37
  • +መዝ 119:91፣ ኤር 31:35, 36፣ 33:25

መዝሙር 148:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 54-55

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2004፡ ገጽ 12

መዝሙር 148:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 9:23፣ መዝ 107:25፣ ኢሳ 30:30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2004፡ ገጽ 12-13

መዝሙር 148:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 98:8
  • +1ዜና 16:33፣ ኢሳ 44:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2004፡ ገጽ 13

መዝሙር 148:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2004፡ ገጽ 13-14

መዝሙር 148:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:10, 11

መዝሙር 148:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደናግልን።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 20

መዝሙር 148:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 8:1፣ ኢሳ 12:4
  • +1ነገ 8:27፣ 1ዜና 29:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 20

መዝሙር 148:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቀርኒ።”

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሓፈሻዊ

መዝ. 148:1መዝ 89:5
መዝ. 148:2መዝ 103:20፣ ሉቃ 2:13
መዝ. 148:2ኤር 32:18፣ ይሁ 14
መዝ. 148:3መዝ 19:1
መዝ. 148:5መዝ 33:6
መዝ. 148:6መዝ 89:37
መዝ. 148:6መዝ 119:91፣ ኤር 31:35, 36፣ 33:25
መዝ. 148:8ዘጸ 9:23፣ መዝ 107:25፣ ኢሳ 30:30
መዝ. 148:9መዝ 98:8
መዝ. 148:91ዜና 16:33፣ ኢሳ 44:23
መዝ. 148:10ኢሳ 43:20
መዝ. 148:11መዝ 2:10, 11
መዝ. 148:13መዝ 8:1፣ ኢሳ 12:4
መዝ. 148:131ነገ 8:27፣ 1ዜና 29:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 148:1-14

መዝሙር

148 ንያህ ወድስዎ!*

ንየሆዋ ኻብ ሰማያት ወድስዎ፣+

ኣብ ላዕሊ ወድስዎ።

 2 ኵልኹም መላእኽቱ፡ ወድስዎ።+

ኵልኹም ሰራዊቱ፡ ወድስዎ።+

 3 ኣትን ጸሓይን ወርሕን፡ ወድሳኦ።

ኵልኹም እትበርሁ ኸዋኽብቲ፡ ወድስዎ።+

 4 ኣቱም ሰማየ ሰማያትን

ኣቱም ኣብ ልዕሊ ሰማያት ዘለኹም ማያትን፡ ወድስዎ።

 5 ንሱ ኣዚዙስ፡ ተፈጢሮም እዮም እሞ፡+

ንስም የሆዋ ይወድስዎ።

 6 ንዘለኣለመ ኣለም ሰረቶም፣+

ዘይሓልፍ ስርዓት ከኣ ኣውጽኣሎም።+

 7 ንየሆዋ ኻብ ምድሪ ወድስዎ፣

ኣቱም ዓበይቲ እንስሳታት ባሕርን ኣቱም መዓሙቝ ማያትን፡

 8 ኣቱም በርቅን በረድን ውርጭን ከቢድ ደበናታትን፡

ኣታ ቓሉ እትፍጽም ህቦብላ ንፋስ፡+

 9 ኣቱም ኣኽራንን ኣቱም ኵርባታትን፡+

ኣቱም ፈረይቲ ኣእዋምን ኵልኹም ቄድሮሳትን፡+

10 ኣቱም እንስሳታት ዘገዳምን+ ኵልኹም እንስሳታት ዘቤትን፡

ኣቱም ለመምትን ኣትን ኣኽናፍ ዘሎክን ኣዕዋፍን፡

11 ኣቱም ነገስታት ምድርን ኵልኹም ኣህዛብን፡

ኣቱም መሳፍንትን ኵልኹም ፈራዶ ምድርን፡+

12 ኣቱም ኣጕባዝን ኣትን ጐራዙትን፡*

ኣቱም ዓበይትን ንኣሽቱን ብሓባር ወድስዎ።

13 ስሙ በይኑ ዘይብጻሕ ልዑል እዩ እሞ፡

ንስም የሆዋ ይወድስዎ።+

ግርማኡ ኣብ ልዕሊ ምድርን ሰማይን እዩ።+

14 ንውዳሰ ዅሎም እሙናቱ፡

ንደቂ እስራኤል፡ ነቶም ዚቐርብዎ ህዝቢ ኢሉ፡

ብርታዐ* ህዝቡ ልዕል ኬብል እዩ።

ንያህ ወድስዎ!*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ