ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 112
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ጻድቕ ንየሆዋ ይፈርሆ

        • ብልግሲ ዜለቅሕ፡ ጽቡቕ ይዀነሉ (5)

        • “ጻድቕ ንዘለኣለም ይዝከር” (6)

        • ለጋስ ንድኻታት ይህብ (9)

መዝሙር 112:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:2፣ ራእ 19:1
  • +መዝ 111:10
  • +መዝ 1:1, 2፣ 40:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 25-26

    15/7/2000፡ ገጽ 5

መዝሙር 112:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:12, 13፣ 37:25, 26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 25-26

መዝሙር 112:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 26-27

መዝሙር 112:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጸጋውን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 97:11፣ 1ጴጥ 2:9
  • +ሉቃ 6:36፣ ኤፌ 4:32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 26-27

መዝሙር 112:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብጸጋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 15:7, 8፣ መዝ 41:1፣ ምሳ 19:17፣ ሉቃ 6:34, 35፣ ግብ 20:35፣ እብ 13:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 27

መዝሙር 112:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 15:5፣ 125:1
  • +ነህ 5:19፣ ምሳ 10:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 27-28

መዝሙር 112:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚውከል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 27:1፣ ምሳ 3:25
  • +መዝ 62:8፣ ኢሳ 26:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 27-28

መዝሙር 112:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጽኑዕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 28:1
  • +መዝ 59:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 27-28

መዝሙር 112:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቀርኑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 15:11፣ ምሳ 11:24፣ 19:17
  • +ዘዳ 24:12, 13፣ 2ቈረ 9:9፣ እብ 6:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 27-28

መዝሙር 112:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 11:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 28

ሓፈሻዊ

መዝ. 112:1ዘጸ 15:2፣ ራእ 19:1
መዝ. 112:1መዝ 111:10
መዝ. 112:1መዝ 1:1, 2፣ 40:8
መዝ. 112:2መዝ 25:12, 13፣ 37:25, 26
መዝ. 112:4መዝ 97:11፣ 1ጴጥ 2:9
መዝ. 112:4ሉቃ 6:36፣ ኤፌ 4:32
መዝ. 112:5ዘዳ 15:7, 8፣ መዝ 41:1፣ ምሳ 19:17፣ ሉቃ 6:34, 35፣ ግብ 20:35፣ እብ 13:16
መዝ. 112:6መዝ 15:5፣ 125:1
መዝ. 112:6ነህ 5:19፣ ምሳ 10:7
መዝ. 112:7መዝ 27:1፣ ምሳ 3:25
መዝ. 112:7መዝ 62:8፣ ኢሳ 26:3
መዝ. 112:8ምሳ 28:1
መዝ. 112:8መዝ 59:10
መዝ. 112:9ዘዳ 15:11፣ ምሳ 11:24፣ 19:17
መዝ. 112:9ዘዳ 24:12, 13፣ 2ቈረ 9:9፣ እብ 6:10
መዝ. 112:10ምሳ 11:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 112:1-10

መዝሙር

112 ንያህ ወድስዎ!*+

א [ኣሌፍ]

ንየሆዋ ዚፈርሆ ሰብ ሕጉስ እዩ፣+

ב [ቤት]

ንሱ ብትእዛዛቱ ኣዝዩ ባህ ይብሎ።+

ג [ጊሜል]

 2 ዘርኡ ኣብ ምድሪ ሓያል ይኸውን፣

ד [ዳሌጥ]

ወለዶ ቕኑዓት ከኣ ኪባረኽ እዩ።+

ה [ሄ]

 3 ጥሪትን ሃብትን ኣብ ቤቱ እዩ፣

ו [ዋው]

ጽድቁ ድማ ንዘለኣለም ይነብር።

ז [ዛይን]

 4 ንቕኑዓት ከኣ፡ ኣብ ጸልማት ከም ብርሃን ይበርሃሎም።+

ח [ሔት]

ርሕሩሕን* መሓርን+ ጻድቕን እዩ።

ט [ጤት]

 5 ብልግሲ* ዜለቅሕ ሰብ ጽቡቕ ይዀነሉ።+

י [ዮድ]

ነገሩ ብፍትሒ ይገብር።

כ [ካፍ]

 6 ከቶ ኣይኪናወጽን እዩ።+

ל [ላሜድ]

ጻድቕ ንዘለኣለም ይዝከር።+

מ [ሜም]

 7 ክፉእ ወረ ኣይፈርህን እዩ።+

נ [ኑን]

ልቡ ጽኑዕ፡ ብየሆዋ ድማ ዚእመን* እዩ።+

ס [ሳሜኽ]

 8 ልቡ ዘይናወጽ* እዩ፣ ንሱ ኣይፈርህን እዩ።+

ע [ዓይን]

ኣብ መወዳእታ ንተጻረርቱ ብዓወት ኪርእዮም እዩ።+

פ [ፌ]

 9 ብሰፊሑ ዓዲሉ፣ ንድኻታት ሂቡ።+

צ [ጻዴ]

ጽድቁ ንዘለኣለም ይነብር።+

ק [ቆፍ]

ብርታዐኡ* ብኽብሪ ልዕል ኪብል እዩ።

ר [ሬሽ]

10 እኩይ ነዚ ርእዩ ኺሓርቕ እዩ።

ש [ሺን]

ኣስናኑ ኺሕርቅም፡ ንሱ እውን ኪሓቅቕ እዩ።

ת [ታው]

ትምኒት እኩያት ኪጠፍእ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ