ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ጽድቂ ዝመልኦ ግዝኣት እቲ ውልዶ እሴይ (1-10)

        • ተዅላን ገንሸልን ብሓባር ይዀኑ (6)

        • ምድሪ ብፍልጠት የሆዋ ኽትመልእ እያ (9)

      • ተረፍ ኪምለሱ እዮም (11-16)

ኢሳይያስ 11:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሩት 4:17፣ 1ሳሙ 17:58፣ ማቴ 1:1, 6፣ ሉቃ 3:23, 32፣ ግብ 13:22, 23፣ ሮሜ 15:12
  • +መዝ 132:11፣ ኢሳ 53:2፣ ራእ 5:5፣ 22:16
  • +ኤር 23:5፣ 33:15፣ ዘካ 3:8፣ 6:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2011፡ ገጽ 4-5

    1/12/2006፡ ገጽ 9

    ራእይ፡ ገጽ 84

ኢሳይያስ 11:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:1፣ ዮሃ 1:32፣ ግብ 10:38
  • +ሉቃ 2:52
  • +ኢሳ 9:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2010፡ ገጽ 16-19

ኢሳይያስ 11:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 5:7
  • +ዮሃ 7:24፣ 8:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1995፡ ገጽ 13

    1/3/1995፡ ገጽ 19-20

ኢሳይያስ 11:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብጽድቂ።”

  • *

    ወይ፡ “ትሑታት።”

  • *

    ወይ፡ “ብመንፈስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:9፣ 110:2፣ ራእ 19:11, 15
  • +2ተሰ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 33

ኢሳይያስ 11:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 3:14

ኢሳይያስ 11:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ምራኽን ሽደን ኣንበሳን ብሓባር ኪበልዑ እዮም” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 65:25
  • +ህዝ 34:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 31

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2016፡ ገጽ 7

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 232፡ 233-234፡ 236

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2010፡ ገጽ 7-8

    15/2/1996፡ ገጽ 25

ኢሳይያስ 11:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 2:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2016፡ ገጽ 7

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 232፡ 233-234፡ 236

ኢሳይያስ 11:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2016፡ ገጽ 7

ኢሳይያስ 11:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:27፣ ኣን 2:14
  • +ኢሳ 51:3፣ 56:7፣ 65:25
  • +ኢሳ 2:4፣ 35:9፣ 60:18፣ ሚክ 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 31

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2016፡ ገጽ 7

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 233-234፡ 236

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2010፡ ገጽ 7-8

    15/5/2007፡ ገጽ 6

    15/4/2000፡ ገጽ 18

    ፍልጠት፡ ገጽ 184-185

ኢሳይያስ 11:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣህዛብ ንዕኡ ኺደልይዎ እዮም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:12፣ ራእ 22:16
  • +ዘፍ 49:10፣ ኢሳ 49:22፣ 62:10
  • +ግብ 11:18፣ 28:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2008፡ ገጽ 4-5

    1/12/2006፡ ገጽ 9

    ራእይ፡ ገጽ 84

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 11:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ባቢሎንያ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:16
  • +ኢሳ 27:13፣ ኤር 44:28፣ ሚክ 7:12
  • +ኤር 44:15
  • +ጸፎ 3:10
  • +ዳን 8:2
  • +ኢሳ 66:19

ኢሳይያስ 11:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:2, 3፣ ኢሳ 49:22፣ 62:10
  • +መዝ 147:2፣ ኢሳ 66:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 154

ኢሳይያስ 11:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 30:1, 10፣ ኤር 31:6
  • +ኤር 3:18፣ ህዝ 37:16, 19፣ ሆሴ 1:11

ኢሳይያስ 11:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መንኵብ።”

  • *

    ወይ፡ “ስልጣኖም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 9:11, 12፣ ኦብ 18
  • +ኢሳ 25:10
  • +ኤር 49:2

ኢሳይያስ 11:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ልሳን።”

  • *

    ወይ፡ “ኼንቅጾ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ማለት፡ ኤፍራጥስ።

  • *

    ወይ፡ “መንፈሱ።”

  • *

    ወይ፡ “ንዕኡ ናብ ሸውዓተ ወሓይዝ ኪወቕዖ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:22
  • +ዘፍ 15:18

ኢሳይያስ 11:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:2, 3
  • +ኢሳ 19:23፣ 27:13፣ 35:8፣ 40:3፣ 57:14፣ ኤር 31:21

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 11:1ሩት 4:17፣ 1ሳሙ 17:58፣ ማቴ 1:1, 6፣ ሉቃ 3:23, 32፣ ግብ 13:22, 23፣ ሮሜ 15:12
ኢሳ. 11:1መዝ 132:11፣ ኢሳ 53:2፣ ራእ 5:5፣ 22:16
ኢሳ. 11:1ኤር 23:5፣ 33:15፣ ዘካ 3:8፣ 6:12
ኢሳ. 11:2ኢሳ 42:1፣ ዮሃ 1:32፣ ግብ 10:38
ኢሳ. 11:2ሉቃ 2:52
ኢሳ. 11:2ኢሳ 9:6
ኢሳ. 11:3እብ 5:7
ኢሳ. 11:3ዮሃ 7:24፣ 8:16
ኢሳ. 11:4መዝ 2:9፣ 110:2፣ ራእ 19:11, 15
ኢሳ. 11:42ተሰ 2:8
ኢሳ. 11:5ራእ 3:14
ኢሳ. 11:6ኢሳ 65:25
ኢሳ. 11:6ህዝ 34:25
ኢሳ. 11:7ሆሴ 2:18
ኢሳ. 11:9መዝ 22:27፣ ኣን 2:14
ኢሳ. 11:9ኢሳ 51:3፣ 56:7፣ 65:25
ኢሳ. 11:9ኢሳ 2:4፣ 35:9፣ 60:18፣ ሚክ 4:4
ኢሳ. 11:10ሮሜ 15:12፣ ራእ 22:16
ኢሳ. 11:10ዘፍ 49:10፣ ኢሳ 49:22፣ 62:10
ኢሳ. 11:10ግብ 11:18፣ 28:28
ኢሳ. 11:11ኢሳ 11:16
ኢሳ. 11:11ኢሳ 27:13፣ ኤር 44:28፣ ሚክ 7:12
ኢሳ. 11:11ኤር 44:15
ኢሳ. 11:11ጸፎ 3:10
ኢሳ. 11:11ዳን 8:2
ኢሳ. 11:11ኢሳ 66:19
ኢሳ. 11:12እዝ 1:2, 3፣ ኢሳ 49:22፣ 62:10
ኢሳ. 11:12መዝ 147:2፣ ኢሳ 66:20
ኢሳ. 11:132ዜና 30:1, 10፣ ኤር 31:6
ኢሳ. 11:13ኤር 3:18፣ ህዝ 37:16, 19፣ ሆሴ 1:11
ኢሳ. 11:14ኣሞ 9:11, 12፣ ኦብ 18
ኢሳ. 11:14ኢሳ 25:10
ኢሳ. 11:14ኤር 49:2
ኢሳ. 11:15ዘጸ 14:22
ኢሳ. 11:15ዘፍ 15:18
ኢሳ. 11:16እዝ 1:2, 3
ኢሳ. 11:16ኢሳ 19:23፣ 27:13፣ 35:8፣ 40:3፣ 57:14፣ ኤር 31:21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 11:1-16

ኢሳይያስ

11 ካብ ጕርማጽ እሴይ፡+ ውልዶ ኺበቍል፡+

ካብ ሱሩ ዝወጸ ብቋል+ ድማ ፍረ ኼፍሪ እዩ።

 2 ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ መንፈስ የሆዋ፡+

መንፈስ ጥበብን+ ኣእምሮን፡

መንፈስ ምኽርን ሓይልን፡+

መንፈስ ፍልጠትን ፍርሃት የሆዋን ኪዓርፍ እዩ።

 3 ብፍርሃት የሆዋ ድማ ደስ ኪብሎ እዩ።+

ኣዒንቱ ብዚርእያኦ ኣይኪፈርድን፡

ኣእዛኑ ብዚሰምዓኦ እውን ኣይኪገንሕን እዩ።+

 4 ንትሑታት ብፍትሒ* ኺፈርድ፡

ምእንቲ ዓቃላት* ምድሪ ኸኣ ብቕንዕና ኺገንሕ እዩ።

ንምድሪ ብሻቦጥ ኣፉ ኺወቕዓ፡+

ንእኩይ ድማ ብትንፋስ* ከናፍሩ ኪቐትሎ እዩ።+

 5 ጽድቂ ዕጣቕ መዓጥቖኡ፡

ተኣማንነት እውን ዕጣቕ ሕቘኡ ኪኸውን እዩ።+

 6 ተዅላ ምስ ገንሸል* ኪኸውን፡+

ነብሪ ኸኣ ምስ ማሕስእ በጥ ኪብል፡

ምራኽን ሽደን ኣንበሳን ስቡሕ እንስሳን ድማ ብሓባር ኪዀኑ እዮም፣*+

ንእሽቶ ወዲ እውን ኪመርሖም እዩ።

 7 ላምን ድብን ብሓደ ኺበልዓ፡

ውላዳተን ከኣ ብሓደ በጥ ኪብሉ እዮም።

ኣንበሳ ኸም ብዕራይ ሓሰር ኪበልዕ እዩ።+

 8 ዚጠቡ ሕጻን ኣብ ልዕሊ ሰፈር መንደላይ ተመን ኪጻወት፡

ጡብ ሕዳግ ድማ ኢዱ ኣብ ልዕሊ እንዳ መርዛም ተመን ኪገብር እዩ።

 9 ከምቲ ማያት ንባሕሪ ዜጐልብቦ፡

ምድሪ ብርግጽ ብፍልጠት የሆዋ ኽትመልእ እያ እሞ፡+

ኣብ ኵሉ እቲ ቕዱስ ከረነይ፡+

ኣይኪጐድኡን+ ወይ ኣይኬጥፍኡን እዮም።

10 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ሱር እሴይ፡+ ሰንደቕ ዕላማ ህዝብታት ኰይኑ ኪቐውም እዩ።+

ኣህዛብ መምርሒ ደልዮም ናብኡ ኼብሉ እዮም፣*+

መዕረፊኡ ድማ ክቡር ኪኸውን እዩ።

11 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሆዋ ነቶም ካብ ኣሶርን+ ካብ ግብጽን+ ካብ ጳጥሮስን+ ካብ ኩሽን+ ካብ ዔላምን+ ካብ ሲንኣርን* ካብ ሓማትን ካብ ደሴታት ባሕርን+ ዝተረፉ ተረፍ ህዝቡ ምእንቲ ኼጥርዮምሲ፡ ከም ብሓድሽ ካልኣይ ሳዕ ኢዱ ኺዝርግሕ እዩ። 12 ንኣህዛብ ሰንደቕ ዕላማ ኼተንስኣሎም፡ ነቶም ካብ እስራኤል እተበተኑ ኸኣ ኪእክቦም፡+ ነቶም ካብ ይሁዳ ፋሕ ዝበሉ እውን ካብ ኣርባዕተ መኣዝን ምድሪ ኺእክቦም እዩ።+

13 ቅንኢ ኤፍሬም ኪርሕቕ እዩ፣+

እቶም ንይሁዳ ዚጸልእዎ እውን ኪጠፍኡ እዮም።

ኤፍሬም ንይሁዳ ኣይኪቐንኣሉን፡

ይሁዳ ድማ ንኤፍሬም ኣይኪጸልኦን እዩ።+

14 ናብ ቍልቍለት* ፍልስጥኤማውያን ናብ ምዕራብ ኪንቈቱ፡

ብሓባር ከኣ ንደቂ ምብራቕ ኪዘምትዎም እዮም።

ኢዶም* ኣብ ልዕሊ ኤዶምን+ ሞኣብን+ ኪዝርግሑ፡

ዓሞናውያን ድማ ተገዛእቶም ኪዀኑ እዮም።+

15 የሆዋ ንወሽመጥ* ባሕሪ ግብጺ ኺመቕሎ፡*+

ኣብ ልዕሊ እቲ ፈለግ* ኸኣ ኢዱ ኼወዛውዝ እዩ።+

ብዜሕርር ትንፋሱ* ንዕኡ ኣብ ሸውዓተ ወሓይዙ ኺወቕዖ፡*

ምስ ሳእንኻ ኸም ዚስገር እውን ኪገብሮ እዩ።

16 ከምቲ ንእስራኤል በታ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዝወጹላ መዓልቲ ዝዀነሎም፡

ነቶም ዝተረፉ ተረፍ ህዝቡ+ ድማ ካብ ኣሶር ዚወጽእ ጐደና+ ኺህሉ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ