ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ነገስት 24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ዕልወትን ሞትን ዮያቂም (1-7)

      • ዮያኪን፡ ንጉስ ይሁዳ (8, 9)

      • ቀዳማይ ምርኮ ናብ ባቢሎን (10-17)

      • ጼዴቅያስ፡ ንጉስ ይሁዳ፣ ዕልወቱ (18-20)

2 ነገስት 24:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:1፣ 46:2፣ ዳን 1:1፣ 3:1፣ 4:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትንቢት ዳንኤል፡ ገጽ 31

2 ነገስት 24:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣን 1:6
  • +ዘሌ 26:27, 28፣ ዘዳ 28:15፣ 2ነገ 23:27

2 ነገስት 24:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:33፣ ዘዳ 4:26
  • +2ነገ 21:11፣ 23:26

2 ነገስት 24:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 21:16፣ ኤር 2:34፣ 19:4
  • +ኤር 15:1፣ ድጕ 3:42

2 ነገስት 24:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:8

2 ነገስት 24:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 22:18, 19፣ 36:30

2 ነገስት 24:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 34:2, 5
  • +ዘፍ 15:18፣ 1ነገ 4:21
  • +ኤር 46:2

2 ነገስት 24:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 24:1፣ 37:1
  • +2ዜና 36:8

2 ነገስት 24:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 1:1

2 ነገስት 24:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 6

2 ነገስት 24:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 29:1, 2
  • +2ዜና 36:9, 10፣ ኤር 24:1፣ ህዝ 17:12
  • +ኤር 52:28

2 ነገስት 24:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 20:13, 17
  • +1ነገ 7:48-50፣ እዝ 1:7፣ ዳን 5:2

2 ነገስት 24:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰራሕቲ ዕርድን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 1:3, 6
  • +ኤር 24:1
  • +2ነገ 25:12

2 ነገስት 24:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:27፣ 1ዜና 3:17
  • +ኤር 22:24, 25

2 ነገስት 24:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰራሕቲ ዕርዲ” ኪኸውን ይኽእል።

2 ነገስት 24:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:10-12፣ ኤር 37:1፣ 52:1
  • +1ዜና 3:15

2 ነገስት 24:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:31

2 ነገስት 24:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:36, 37፣ ኤር 24:8፣ 37:1, 2፣ 38:5, 6፣ ህዝ 21:25

2 ነገስት 24:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:27
  • +2ዜና 36:11, 13፣ ኤር 27:12፣ 38:17፣ ህዝ 17:12-15

ሓፈሻዊ

2 ነገ. 24:1ኤር 25:1፣ 46:2፣ ዳን 1:1፣ 3:1፣ 4:33
2 ነገ. 24:2ኣን 1:6
2 ነገ. 24:2ዘሌ 26:27, 28፣ ዘዳ 28:15፣ 2ነገ 23:27
2 ነገ. 24:3ዘሌ 26:33፣ ዘዳ 4:26
2 ነገ. 24:32ነገ 21:11፣ 23:26
2 ነገ. 24:42ነገ 21:16፣ ኤር 2:34፣ 19:4
2 ነገ. 24:4ኤር 15:1፣ ድጕ 3:42
2 ነገ. 24:52ዜና 36:8
2 ነገ. 24:6ኤር 22:18, 19፣ 36:30
2 ነገ. 24:7ዘሁ 34:2, 5
2 ነገ. 24:7ዘፍ 15:18፣ 1ነገ 4:21
2 ነገ. 24:7ኤር 46:2
2 ነገ. 24:8ኤር 24:1፣ 37:1
2 ነገ. 24:82ዜና 36:8
2 ነገ. 24:10ዳን 1:1
2 ነገ. 24:12ኤር 29:1, 2
2 ነገ. 24:122ዜና 36:9, 10፣ ኤር 24:1፣ ህዝ 17:12
2 ነገ. 24:12ኤር 52:28
2 ነገ. 24:132ነገ 20:13, 17
2 ነገ. 24:131ነገ 7:48-50፣ እዝ 1:7፣ ዳን 5:2
2 ነገ. 24:14ዳን 1:3, 6
2 ነገ. 24:14ኤር 24:1
2 ነገ. 24:142ነገ 25:12
2 ነገ. 24:152ነገ 25:27፣ 1ዜና 3:17
2 ነገ. 24:15ኤር 22:24, 25
2 ነገ. 24:172ዜና 36:10-12፣ ኤር 37:1፣ 52:1
2 ነገ. 24:171ዜና 3:15
2 ነገ. 24:182ነገ 23:31
2 ነገ. 24:192ነገ 23:36, 37፣ ኤር 24:8፣ 37:1, 2፣ 38:5, 6፣ ህዝ 21:25
2 ነገ. 24:202ነገ 23:27
2 ነገ. 24:202ዜና 36:11, 13፣ ኤር 27:12፣ 38:17፣ ህዝ 17:12-15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ነገስት 24:1-20

2 ነገስት

24 ብዘመን ዮያቂም፡ ነቡካድነጻር+ ንጉስ ባቢሎን ኣንጻሩ ደየበ፣ ዮያቂም ከኣ ሰለስተ ዓመት ተገዝኦ። ግናኸ፡ ተመሊሱ ዓለወ። 2 የሆዋ ድማ ዘመትቲ ጭፍራታት ከለዳውያንን+ ሶርያውያንን ሞኣባውያንን ዓሞናውያንን ሰደደሉ። ከምቲ የሆዋ ብገላዉኡ ነብያት እተዛረቦ ቓል ከኣ፡ ኬጥፍእዋ ኢሉ ናብ ይሁዳ ይሰድዶም ነበረ።+ 3 እዚ ድማ ንይሁዳ ኻብ ቅድሚኡ ኼርሕቓ+ ኢሉ ብርግጽ ብትእዛዝ የሆዋ ዝዀነ እዩ፣ ብሰሪ እቲ ምናሴ ዝገበሮ ዅሉ ሓጢኣት፡+ 4 ብሰሪ እቲ ዘፍሰሶ ንጹህ ደም፡+ ንየሩሳሌም ብንጹህ ደም ስለ ዝመልኣ ኸኣ እዩ ኸምኡ ዝዀነ፣ የሆዋ ድማ ይቕረ ኺብል ኣይፈተወን።+

5 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዮያቂም፡ ኵሉ እቲ ዝገበሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት ይሁዳ ተጻሒፉዶ የሎን፧+ 6 ዮያቂም ከኣ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣+ ኣብ ክንዳኡ ድማ ወዱ ዮያኪን ነገሰ።

7 ንጉስ ባቢሎን ንዅሉ እቲ ናይ ንጉስ ግብጺ ዝነበረ፡ ካብ ርባ* ግብጺ+ ኽሳብ ፈለግ ኤፍራጥስ+ ወሲድዎ ነበረ እሞ፡+ ንጉስ ግብጺ ኻብ ምድሩ መሊሱ ኣይወጸን።

8 ዮያኪን+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 18 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሰለስተ ወርሒ ነገሰ።+ ስም ኣዲኡ ነሑሽታ እዩ፣ ንሳ ጓል ኤልናታን ብዓል የሩሳሌም እያ። 9 ንሱ ድማ፡ ከም ኵሉ እቲ ኣቦኡ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ። 10 በታ ግዜ እቲኣ፡ ገላዉ ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ኣንጻር የሩሳሌም ደየቡ፣ እታ ኸተማ ኸኣ ተኸብበት።+ 11 ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ድማ፡ ገላዉኡ ኸቢቦምዋ ኸለዉ ናብታ ኸተማ መጸ።

12 ዮያኪን ንጉስ ይሁዳ ኸኣ ምስ ኣዲኡን ገላዉኡን መሳፍንቱን ኣገልገልቲ ቤተ መንግስቱን+ ናብ ንጉስ ባቢሎን ወጸ፣+ ንጉስ ባቢሎን ድማ ኣብ ሻምነይቲ ዓመት ንግስናኡ ማሪኹ ወሰዶ።+ 13 ካብኡ ድማ ኵሉ መዛግብቲ ቤት የሆዋን መዛግብቲ ቤት* ንጉስን ወሰደ።+ ኵሉ እቲ ሰሎሞን ንጉስ እስራኤል ኣብ ቤተ መቕደስ የሆዋ ዝገበሮ ኣቕሑ ወርቂ ቘራረጾ።+ እዚ ኸኣ ከምቲ የሆዋ ኣቐዲሙ እተዛረቦ ዀነ። 14 ንዅላ የሩሳሌምን ንዅሎም መሳፍንትን+ ንዅሎም ሓያላት ጀጋኑን ንዅሎም ኢደ ጥበበኛታትን ሓጓዶን፡*+ 10,000 ሰባት ማሪኹ ወሰደ። ብዘይካ እቶም ድኻታት ህዝቢ እታ ምድሪ፡ ሓደ እኳ ኣይተረፈን።+ 15 በዚ ኸምዚ፡ ንዮያኪን+ ናብ ባቢሎን ማረኾ፣+ ንኣደ ንጉስን ንኣንስቲ ንጉስን ንኣገልገልቲ ቤተ መንግስቱን ንኣውራታት እታ ምድርን ካብ የሩሳሌም ናብ ባቢሎን ማሪኹ ወሰዶም። 16 ንጉስ ባቢሎን ከኣ ኵሎም እቶም 7,000 ዚዀኑ ጀጋኑን 1,000 ኢደ ጥበበኛታትን ሓጓዶን፡* ኵላቶም ሓያላትን ንውግእ ዝሰልጠኑን፡ ናብ ባቢሎን ማሪኹ ወሰደ። 17 ንጉስ ባቢሎን ድማ ንማታንያ ሓው ኣቦ ዮያኪን ኣብ ክንዳኡ ኣንገሶ፣+ ስሙ ኸኣ ናብ ጼዴቅያስ ለወጦ።+

18 ጼዴቅያስ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 21 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 11 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ሓሙጣል እዩ፣+ ንሳ ጓል ኤርምያስ ብዓል ሊብና እያ። 19 ንሱ ኸኣ፡ ከም ኵሉ እቲ ዮያቂም ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።+ 20 እዚ ድማ ብምኽንያት ቍጥዓ የሆዋ፡ ካብ ቅድሚኡ ኽሳዕ ዚድርብዮም ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ይሁዳን ኰነ።+ ጼዴቅያስ ድማ ካብ ንጉስ ባቢሎን ዓለወ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ