ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 61
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ከበስሮም ተቐቢአ (1-11)

        • “ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ” (2)

        • “ዓበይቲ ኣእዋም ጽድቂ” (3)

        • ጓኖት ኪሕግዙ እዮም (5)

        • “ካህናት የሆዋ” (6)

ኢሳይያስ 61:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንትሑታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 11:4, 5፣ ግብ 10:37, 38
  • +ኢሳ 42:1፣ ማቴ 3:16
  • +ሉቃ 4:17-21፣ 7:22፣ ግብ 26:17, 18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2019፡ ገጽ 10-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 10

    1/6/2010፡ ገጽ 22-23

    1/10/2008፡ ገጽ 5

    1/7/2005፡ ገጽ 19-20

    1/5/2003፡ ገጽ 19-20

    1/1/2002፡ ገጽ 13-14፡ 15-16

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 10

ኢሳይያስ 61:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሞገስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 34:8
  • +ኢሳ 25:8፣ ማቴ 5:4፣ ሉቃ 6:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 16

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    2/2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2011፡ ገጽ 27

    1/5/2003፡ ገጽ 19-20

    1/1/2002፡ ገጽ 13-14፡ 16-18

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 10

ኢሳይያስ 61:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንጽባቐኡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    2/2017፡ ገጽ 5

    ራእይ፡ ገጽ 312

ኢሳይያስ 61:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:8፣ 51:3
  • +ህዝ 36:33, 34
  • +ኢሳ 44:26፣ 58:12

ኢሳይያስ 61:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:10
  • +ኢሳ 14:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2012፡ ገጽ 25

    1/4/2007፡ ገጽ 25

    15/5/1997፡ ገጽ 19

    1/7/1995፡ ገጽ 18-19

ኢሳይያስ 61:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃብቶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:6
  • +ኢሳ 23:17, 18፣ 60:5, 7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2012፡ ገጽ 25

    1/4/2007፡ ገጽ 25

    15/5/1997፡ ገጽ 19

    1/11/1995፡ ገጽ 30

    1/7/1995፡ ገጽ 18-19

ኢሳይያስ 61:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 9:12
  • +ኢሳ 35:10

ኢሳይያስ 61:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4፣ መዝ 33:5፣ 37:28
  • +ምሳ 6:16-19
  • +ኢሳ 55:3፣ ኤር 32:40

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2007፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 61:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 8:13
  • +ኢሳ 65:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2007፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 61:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ብኣምላኸይ ክትሕጐስ እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 65:13
  • +ዘጸ 28:39, 41
  • +ኢሳ 52:1፣ ራእ 21:2

ኢሳይያስ 61:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:8፣ 62:1
  • +ኢሳ 58:11፣ 60:18፣ 62:7

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 61:1ማቴ 11:4, 5፣ ግብ 10:37, 38
ኢሳ. 61:1ኢሳ 42:1፣ ማቴ 3:16
ኢሳ. 61:1ሉቃ 4:17-21፣ 7:22፣ ግብ 26:17, 18
ኢሳ. 61:2ኢሳ 34:8
ኢሳ. 61:2ኢሳ 25:8፣ ማቴ 5:4፣ ሉቃ 6:21
ኢሳ. 61:3ኢሳ 60:21
ኢሳ. 61:4ኢሳ 49:8፣ 51:3
ኢሳ. 61:4ህዝ 36:33, 34
ኢሳ. 61:4ኢሳ 44:26፣ 58:12
ኢሳ. 61:5ኢሳ 60:10
ኢሳ. 61:5ኢሳ 14:1, 2
ኢሳ. 61:6ዘጸ 19:6
ኢሳ. 61:6ኢሳ 23:17, 18፣ 60:5, 7
ኢሳ. 61:7ዘካ 9:12
ኢሳ. 61:7ኢሳ 35:10
ኢሳ. 61:8ዘዳ 32:4፣ መዝ 33:5፣ 37:28
ኢሳ. 61:8ምሳ 6:16-19
ኢሳ. 61:8ኢሳ 55:3፣ ኤር 32:40
ኢሳ. 61:9ዘካ 8:13
ኢሳ. 61:9ኢሳ 65:23
ኢሳ. 61:10ኢሳ 65:13
ኢሳ. 61:10ዘጸ 28:39, 41
ኢሳ. 61:10ኢሳ 52:1፣ ራእ 21:2
ኢሳ. 61:11ኢሳ 45:8፣ 62:1
ኢሳ. 61:11ኢሳ 58:11፣ 60:18፣ 62:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 61:1-11

ኢሳይያስ

61 ንዓቃላት* ከበስሮም የሆዋ ስለ ዝቐብኣኒ፡+

መንፈስ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኣብ ልዕለይ እዩ።+

ስቡር ንዝልቦም ክዝንን፡

ንምሩኻት ምውጻእ ሓራ፡

ንእሱራት ከኣ ምንቋሕ ዓይኒ ኽእውጅ ልኢኹኒ፣+

 2 ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ* የሆዋን

መዓልቲ ሕነ ኣምላኽናን ክእውጅ፡+

ንዅሎም ሕዙናት ከጸናንዕ፡+

 3 ንሕዙናት ጽዮን ድማ ከቕርበሎም፡

ኣብ ክንዲ ሓምዅሽቲ፡ መጠምጠምያ፡

ኣብ ክንዲ ሓዘን፡ ዘይቲ ፍስሃ፡

ኣብ ክንዲ መንፈስ ጓሂ እውን፡ ክዳን ውዳሰ ኽህቦም ልኢኹኒ።

ዓበይቲ ኣእዋም ጽድቂ፡

ንኽብሩ* ዚዀኑ ተኽሊ የሆዋ ኺብሃሉ እዮም።+

 4 ናይ ጥንቲ ዑናታት ዳግም ኪሃንጹ፡

ቀደም ዝባደመ ቦታታት ኬተንስኡ፡+

እተን ካብ ውሉድ ወለዶ ዝባደማ+

ፍሩሳት ከተማታት ኪሕድሱ እዮም።+

 5 “መጻእተኛታት ደው ኢሎም ንመጓሰኹም ኪጓስዩ፡

ጓኖት+ ድማ ሓረስቶትኩምን ሓለውቲ ኣታኽልቲ ወይንኹምን ኪዀኑ እዮም።+

 6 ንስኻትኩም ከኣ ካህናት የሆዋ ኽትብሃሉ ኢኹም፣+

ኣገልገልቲ ኣምላኽና ኺብሉኹም እዮም።

ጥሪት ኣህዛብ ክትበልዑ፡+

ብዛዕባ ኽብሮም* ድማ ክትምክሑ ኢኹም።

 7 ኣብ ክንዲ ሕፍረትሲ፡ ዕጽፊ ግደ ኺህልወኩም እዩ፣

ኣብ ክንዲ ውርደት ከኣ፡ ብብጽሒቶም እልል ኪብሉ እዮም።

እወ፡ ኣብ ምድሮም ዕጽፊ ግደ ኺርስተዩ እዮም።+

ዘለኣለማዊ ሓጐስ ድማ ኪረኽቡ እዮም።+

 8 ኣነ የሆዋስ ፍትሒ እፈቱ፡+

ዘመተን ዓመጻን ከኣ እጸልእ እየ።+

ብተኣማንነት ዓስቦም ክህቦም፡

ናይ ዘለኣለም ኪዳን ድማ ምሳታቶም ክኣቱ እየ።+

 9 ዘርኦም ኣብ መንጎ ኣህዛብ፡+

ውሉዳቶም ከኣ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኪፍለጡ እዮም።

ኵሎም እቶም ዚርእይዎም ከኣ፡

የሆዋ ዝባረኾም ዘርኢ ምዃኖም ኬለልይዎም እዮም።”+

10 ብየሆዋ ኣዝየ ኽፍሳህ እየ።

ኵለንትናይ ብኣምላኸይ ኪሕጐስ እዩ።*+

ንሱስ ከምቲ መጠምጠምያ ኻህን ዚገብር መርዓዊ፡+

ከምታ ብስልማታ እተሰለመት መርዓት፡

ብኽዳውንቲ ድሕነት ከዲኑኒ፡+

ወለል ብዚብል ክዳን ጽድቂ እውን ኣጐናጺፉኒ ኣሎ።

11 ከምቲ ምድሪ ብቋል እተውጽእ፡

ከምቲ ስፍራ ኣታኽልቲ እውን ኣብኡ እተዘርአ ዜብቍልሲ፡

ከምኡ ድማ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡

ጽድቅን+ ውዳሰን ኣብ ቅድሚ ዅሎም ኣህዛብ ኬብቍል እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ