ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • ዝርዝር ሓጢኣትን ዚቐርብ መስዋእትን (1-6)

        • ሓጢኣት ካልኦት ዘይሕብር (1)

      • ድኻ ዜቕርቦ ቕያር መስዋእቲ (7-13)

      • ብዘይፍላጥ ንዚግበር ሓጢኣት ዚቐርብ መስዋእቲ በደል (14-19)

ዘሌዋውያን 5:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቃል መርገም (ማሕላ) ሰሚዑ።” ምናልባት ንሓደ በደል ብዚምልከት፡ ኣብ ልዕሊ እቲ በዳሊ ወይ ኪምስክር ፍቓደኛ ዘይኰነ ምስክር፡ መርገም ዘጠቓለለ ጻውዒት ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 29:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 58

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/1997፡ ገጽ 27

ዘሌዋውያን 5:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 11:21-24፣ 17:15፣ ዘዳ 14:8

ዘሌዋውያን 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 12:2፣ 13:3፣ 15:3፣ ዘሁ 19:11

ዘሌዋውያን 5:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

  • *

    መብጽዓኡ ኸም ዘይፈጸመ ዚእምት ሓሳብ ዘለዎ ይመስል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:33

ዘሌዋውያን 5:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 5:7፣ መዝ 32:5፣ ምሳ 28:13፣ 1ዮሃ 1:9

ዘሌዋውያን 5:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሽበን ካብ ዕየት እትዓቢ፡ ንእሽቶ ኣንስተይቲ በጊዕ እያ።

  • *

    ኣርሕዶ ኻብ ማሕስእ እትዓቢ፡ ንእሽቶ ኣንስተይቲ ጤል እያ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:1፣ 14:2, 12፣ 19:20, 21፣ ዘሁ 6:12

ዘሌዋውያን 5:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 2:24
  • +ዘሌ 12:7, 8፣ 14:21, 22፣ 15:13-15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2009፡ ገጽ 26

ዘሌዋውያን 5:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:4, 5፣ 7:2፣ እብ 9:22

ዘሌዋውያን 5:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:15-17
  • +ዘሌ 6:7

ዘሌዋውያን 5:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ዓስራይ ኣፍ ኤፋ፡ 2.2 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 16:36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2013፡ ገጽ 15-16

    1/6/2009፡ ገጽ 26

ዘሌዋውያን 5:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንመዘከርታ።”

ዘሌዋውያን 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:26
  • +ዘሌ 6:14-16፣ 1ቈረ 9:13
  • +ዘሌ 2:10፣ 7:1, 6

ዘሌዋውያን 5:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ብቕዱስ ሲቃል።”

  • *

    ሓደ ሲቃል፡ 11.4 ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 10:17, 18
  • +ዘጸ 30:13፣ ዘሌ 27:25
  • +ዘሌ 6:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2020፡ ገጽ 6

ዘሌዋውያን 5:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:4, 5፣ 22:14፣ ዘሁ 5:6, 7
  • +ዘጸ 32:30
  • +ዘሌ 6:7፣ 19:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2020፡ ገጽ 6

ዘሌዋውያን 5:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:2

ዘሌዋውያን 5:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:6

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 5:1ምሳ 29:24
ዘሌ. 5:2ዘሌ 11:21-24፣ 17:15፣ ዘዳ 14:8
ዘሌ. 5:3ዘሌ 12:2፣ 13:3፣ 15:3፣ ዘሁ 19:11
ዘሌ. 5:4ማቴ 5:33
ዘሌ. 5:5ዘሁ 5:7፣ መዝ 32:5፣ ምሳ 28:13፣ 1ዮሃ 1:9
ዘሌ. 5:6ዘሌ 7:1፣ 14:2, 12፣ 19:20, 21፣ ዘሁ 6:12
ዘሌ. 5:7ሉቃ 2:24
ዘሌ. 5:7ዘሌ 12:7, 8፣ 14:21, 22፣ 15:13-15
ዘሌ. 5:9ዘሌ 1:4, 5፣ 7:2፣ እብ 9:22
ዘሌ. 5:10ዘሌ 1:15-17
ዘሌ. 5:10ዘሌ 6:7
ዘሌ. 5:11ዘጸ 16:36
ዘሌ. 5:13ዘሌ 4:26
ዘሌ. 5:13ዘሌ 6:14-16፣ 1ቈረ 9:13
ዘሌ. 5:13ዘሌ 2:10፣ 7:1, 6
ዘሌ. 5:15ዘሌ 10:17, 18
ዘሌ. 5:15ዘጸ 30:13፣ ዘሌ 27:25
ዘሌ. 5:15ዘሌ 6:6
ዘሌ. 5:16ዘሌ 6:4, 5፣ 22:14፣ ዘሁ 5:6, 7
ዘሌ. 5:16ዘጸ 32:30
ዘሌ. 5:16ዘሌ 6:7፣ 19:22
ዘሌ. 5:17ዘሌ 5:2
ዘሌ. 5:18ዘሌ 6:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 5:1-19

ዘሌዋውያን

5 “‘ሓደ ሰብ* ኪምስክር ጻውዒት ሰሚዑ* ኼብቅዕ፡+ ምስክር ክነሱ፡ ወይ ዝረኣየ ወይ ዝፈለጠ ኽነሱ፡ እንተ ዘይሓቢሩ፡ ብስሕተቱ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ።

2 “‘ወይ ሓደ ሰብ* ገለ ርኹስ ነገር፡ ማለት ገምቢ ርኹስ እንስሳ ዘገዳም፡ ወይ ገምቢ ርኹስ እንስሳ ዘቤት፡ ወይ ገምቢ ርኹስ ሓሰኽሰኽ ዚብል ፍጡር እንተ ተንክዩ፡+ ብዘይፍላጥ እኳ እንተ ገበሮ፡ ርኹስ እዩ፡ በዳሊ ኸኣ ይኸውን። 3 ወይ ሓደ ብዘይፍላጥ ርኽሰት ሰብ፡+ ማለት ኬርክሶ ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ርኹስ ነገር እንተ ተንክዩ እሞ፡ እንተ ተፈሊጥዎ፡ በዳሊ ይኸውን።

4 “‘ወይ ሓደ ሰብ* ብዛዕባ ዝዀነ ይኹን ነገር ጽቡቕ ወይ ክፉእ ንምግባር ከይፈለጠ ብሃወኽ እንተ ምሒሉ፡ ብሃወኽ ከም ዝመሓለ ምስ ተፈለጦ፡ በዳሊ ይኸውን።*+

5 “‘ብሓደ ኻብዚ ነገራት እዚ እንተ በዲሉ፡ ብምንታይ ከም ዝሓጥአ ይናዘዝ።+ 6 ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት ከኣ ንመስዋእቲ በደሉ፡+ ማለት ካብ መጓሰኡ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ሓንቲ ኣንስተይቲ፡ ሽበን* ወይ ኣርሕዶ፡* ንየሆዋ የምጽኣሉ። እቲ ኻህን ድማ ብዛዕባ ሓጢኣቱ የተዓርቆ።

7 “‘ንበጊዕ ዚኣክል ዓቕሚ እንተ ዘይብሉ ግና፡ ብዛዕባ እቲ ሓጢኣት ንመስዋእቲ በደሉ ኽልተ ባሬቶ ወይ ክልተ ጫቚት ርግቢ፡+ ሓንቲ ንመስዋእቲ ሓጢኣት፡ ሓንቲ ኸኣ ንዚሓርር መስዋእቲ፡+ ንየሆዋ የምጽኣሉ። 8 ናብ ካህን የምጽኣየን፣ ንሱ ድማ ቅድም ነታ ንመስዋእቲ ሓጢኣት እትኸውን ርእሳ ኸይፈለየ፡ ካብ ቅድሚት ክሳዳ ይቐርጥፋ። 9 ካብቲ ደም መስዋእቲ ሓጢኣት ከኣ ኣብ ጐድኒ እቲ መሰውኢ ይንጸግ፣ ነቲ ዝተረፈ ደም ግና ኣብ እግሪ እቲ መሰውኢ የጽርሮ።+ ንሱ መስዋእቲ ሓጢኣት እዩ። 10 ነታ ኻልአይቲ ድማ ከምቲ ስርዓት ገይሩ ንዚሓርር መስዋእቲ ይግበራ፣+ እቲ ኻህን ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት የተዓርቆ፡ ይቕረ ኺብሃለሉ ኸኣ እዩ።+

11 “‘ንኽልተ ባሬቶ ወይ ንኽልተ ጫቚት ርግቢ ዚኣክል ዓቕሚ እንተ ዘይብሉ ግና፡ ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት ንመስዋእቱ ዚኸውን ዓስራይ ኣፍ ኤፋ*+ ድኹም ሓርጭ ንመስዋእቲ ሓጢኣት የምጽእ። መስዋእቲ ሓጢኣት እዩ እሞ፡ ዘይቲ ኣይኽዓወሉ፡ ጻዕዳ ዕጣን እውን ኣይግበረሉ። 12 ናብ ካህን ድማ የምጽኣዮ፣ እቲ ኻህን ከኣ ካብኡ ንብምሉኡ ዚውክል መስዋእቲ* ኪኸውን ዕማዅ ወሲዱ፡ ኣብቲ መሰውኢ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ የሕርሮ። ንሱ መስዋእቲ ሓጢኣት እዩ። 13 እቲ ኻህን ከኣ ብዛዕባ እቲ ብገለ ኻብዚ ሓጢኣት እዚ ዝገበሮ ሓጢኣት የተዓርቆ፡ ይቕረ ኺብሃለሉ ድማ እዩ።+ እቲ ዝተረፈ መስዋእቲ፡ ከም መስዋእቲ እኽሊ፡+ ነቲ ኻህን ይኹን።’”+

14 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 15 “ሓደ ሰብ* ብዘይፍላጥ ኣብ ልዕሊ እቲ ናይ የሆዋ ቕዱስ ነገር ብምሕጣእ እንተ ጠሊሙ፡+ ንመስዋእቲ በደል ካብ መጓሰ፡ ከምቲ ብሲቃል መቕደስ* እተገምገመሉ ሲቃል* ብሩር ዝዋግኡ+ ጥዑይ ድዑል ንየሆዋ የምጽኣሉ።+ 16 ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ እቲ መቕደስ ዝገበሮ ሓጢኣት ከኣ ይኽሓስ፡ ሓምሻይ ኣፍ ድማ ይወስኸሉ።+ እቲ ኻህን በቲ ድዑል መስዋእቲ በደል ገይሩ ምእንቲ ኼተዓርቖ ኸኣ፡+ ነቲ ኻህን ይሃቦ፣ ይቕረ ኺብሃለሉ ድማ እዩ።+

17 “ሓደ ሰብ* ካብ ኵሉ እቲ የሆዋ ኸይግበር ዝኣዘዞ ሓደ ብምግባር እንተ ሓጢኡ፡ ብዘይፍላጥ እኳ እንተ ዀነ፡ በዳሊ እዩ እሞ፡ ብስሕተቱ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ።+ 18 ንመስዋእቲ በደል ከምቲ እተገምገመሉ ኻብ መጓሰ፡ ጥዑይ ድዑል ናብ ካህን የምጽእ።+ እቲ ኻህን ድማ ብዛዕባ እቲ ብዘይፍላጥ ከይሓሰበ ዝገበሮ ጌጋ የተዓርቆ፡ ይቕረ ኺብሃለሉ ኸኣ እዩ። 19 እዚ መስዋእቲ በደል እዩ። ብርግጽ ንየሆዋ በዲልዎ እዩ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ