ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዮሃንስ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዮሃንስ—ትሕዝቶ

      • ቃል ህይወት (1-4)

      • ኣብ ብርሃን ተመላሊስና (5-7)

      • ኣድላይነት ምንዛዝ ሓጢኣት (8-10)

1 ዮሃንስ 1:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:4፣ 6:68

1 ዮሃንስ 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:3
  • +ዮሃ 21:24፣ ግብ 2:32

1 ዮሃንስ 1:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ግደ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 15:26, 27፣ ግብ 4:20
  • +ዮሃ 17:20, 21

1 ዮሃንስ 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 1:17

1 ዮሃንስ 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 6:14፣ ኤፌ 5:8፣ ቲቶ 1:16፣ 1ዮሃ 2:4

1 ዮሃንስ 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 3:25፣ ኤፌ 1:7፣ እብ 9:14፣ 10:22፣ ራእ 1:5

1 ዮሃንስ 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:46፣ መክ 7:20

1 ዮሃንስ 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 32:5፣ ምሳ 28:13፣ ያእ 5:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 23

ሓፈሻዊ

1 ዮሃ. 1:1ዮሃ 1:4፣ 6:68
1 ዮሃ. 1:2ዮሃ 17:3
1 ዮሃ. 1:2ዮሃ 21:24፣ ግብ 2:32
1 ዮሃ. 1:3ዮሃ 15:26, 27፣ ግብ 4:20
1 ዮሃ. 1:3ዮሃ 17:20, 21
1 ዮሃ. 1:5ያእ 1:17
1 ዮሃ. 1:62ቈረ 6:14፣ ኤፌ 5:8፣ ቲቶ 1:16፣ 1ዮሃ 2:4
1 ዮሃ. 1:7ሮሜ 3:25፣ ኤፌ 1:7፣ እብ 9:14፣ 10:22፣ ራእ 1:5
1 ዮሃ. 1:81ነገ 8:46፣ መክ 7:20
1 ዮሃ. 1:9መዝ 32:5፣ ምሳ 28:13፣ ያእ 5:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዮሃንስ 1:1-10

1 ዮሃንስ

1 ብዛዕባ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ፡ ንሕና ዝሰማዕናዮ፡ ብኣዒንትና ዝረኣናዮ፡ ዝጠመትናዮ፡ ኣእዳውና እውን ዘረምሰሳኦ ቓል ህይወት ንነግረኩም ኣለና።+ 2 (እወ፡ ህይወት ተጋሂዳ እያ፣ ነታ ምስ ኣቦ ዝነበረትን ንዓና እተጋህደትን ናይ ዘለኣለም ህይወት+ ከኣ ርኢናያ ኢና እሞ፡ ንምስክረልኩምን+ ንነግረኩምን ኣለና።) 3 ንስኻትኩም እውን ምሳና ሕብረት* ምእንቲ ኺህልወኩም ኢልና፡ እቲ ዝረኣናዮን ዝሰማዕናዮን ንዓኻትኩም ንነግረኩም ኣለና።+ እዚ ሕብረትና እውን ምስ ኣቦን ምስ ወዱ የሱስ ክርስቶስን እዩ።+ 4 ሓጐስና ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ እዚ ንጽሕፈልኩም ኣለና።

5 እታ ኻብኡ ዝሰማዕናያ፡ ንዓኻትኩም እውን እንነግራ ዘለና መልእኽቲ እዚኣ እያ፦ ኣምላኽ ብርሃን እዩ፣+ ኣብኡ ኸኣ ጸልማት ከቶ የልቦን። 6 “ምስኡ ሕብረት ኣሎና” ኢልናስ ኣብ ጸልማት እንተ ተመላሊስና፡ ንሕሱ፡ ሓቂ እውን ኣይንገብርን ኢና ዘለና።+ 7 ከምቲ ንሱ ኣብ ብርሃን ዘሎ፡ ኣብ ብርሃን እንተ ተመላሊስና ግና፡ ንሓድሕድና ሕብረት ኣሎና፡ ደም የሱስ ወዱ እውን ካብ ኵሉ ሓጢኣትና የንጽሃና እዩ።+

8 “ሓጢኣት የብልናን” እንተ ኢልና፡ ንርእስና ነስሕታ ኣለና፡+ እታ ሓቂ እውን ኣባና የላን። 9 ሓጢኣትና እንተ ተናዚዝና፡ ንሓጢኣትና ኺሓድገልና፡ ካብ ኵሉ ዓመጻ እውን ኬንጽሃና እሙንን ጻድቕን እዩ።+ 10 “ኣይሓጣእናን” እንተ ኢልና፡ ሓሳዊ ንገብሮ ኣለና፡ ቃሉ እውን ኣባና የሎን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ