ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኣንባቆም 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኣንባቆም—ትሕዝቶ

      • ‘እንታይ ከም ዚዛረብ ክቋመት እየ’ (1)

      • የሆዋ ነቲ ነብዪ ዝሃቦ ምላሽ (2-​20)

        • ‘ነቲ ራእይ ተጸበዮ’ (3)

        • ጻድቕ ብተኣማንነት ኪነብር እዩ (4)

        • ከለዳውያን ሓሙሽተ ሳዕ ‘ወይለኦም!’ ተባሂሎም (6-20)

          • ፍልጠት የሆዋ ንምድሪ ኺመልኣ እዩ (14)

ኣንባቆም 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 21:8፣ ሚክ 7:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 15-16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 10

    1/2/2000፡ ገጽ 12፡ 14

ኣንባቆም 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 31:9, 11
  • +ዘጸ 17:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 13-14

ኣንባቆም 2:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መፈጸምታኡ።”

  • *

    ወይ፡ “ዝደንጐየ እኳ እንተ መሰለ።”

  • *

    ወይ፡ “ብሃንቀውታ ተጸበዮ!”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 7:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2023፡ ገጽ 28-31

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2015፡ ገጽ 16-17

    15/12/2006፡ ገጽ 17

    1/2/2000፡ ገጽ 14-15

    15/1/2000፡ ገጽ 10-11

    15/11/1998፡ ገጽ 16-17

    1/1/1997፡ ገጽ 12-13

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 24

ኣንባቆም 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እንሆ! ነፍሱ ተነፊሓ ኣላ።”

  • *

    ወይ፡ “ብእምነቱ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:36፣ ሮሜ 1:17፣ ገላ 3:11፣ እብ 10:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 16-17

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 15

    15/12/1999፡ ገጽ 20-21

ኣንባቆም 2:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ።”

  • *

    ወይ፡ “ሲኦል፡” ማለት፡ ሓፈሻዊ መቓብር ደቂ ሰብ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 14:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 10

    1/2/2000፡ ገጽ 15-16

ኣንባቆም 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 14:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 16

ኣንባቆም 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 51:11

ኣንባቆም 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:17፣ መዝ 137:8
  • +ኢሳ 13:19፣ ኤር 27:6, 7፣ ዘካ 2:7-9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 16

ኣንባቆም 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 16

ኣንባቆም 2:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍስኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 14:20

ኣንባቆም 2:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 10

    1/2/2000፡ ገጽ 16

ኣንባቆም 2:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 17

ኣንባቆም 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 51:58

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 17

ኣንባቆም 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 72:19፣ ኢሳ 11:9፣ ዘካ 14:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 16-17

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 17-18

ኣንባቆም 2:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 18

ኣንባቆም 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰንከልከል በል” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 75:8፣ ኢሳ 51:22, 23፣ ኤር 25:28፣ 51:57

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 18

ኣንባቆም 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 137:8፣ ኤር 50:28፣ 51:24

ኣንባቆም 2:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተወከለ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:17፣ 44:19, 20፣ 45:20

ኣንባቆም 2:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:19፣ 46:6
  • +ኤር 51:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 18-19

ኣንባቆም 2:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:1
  • +መዝ 76:8፣ 115:3፣ ዘካ 2:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 19

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 23

ሓፈሻዊ

ኣን. 2:1ኢሳ 21:8፣ ሚክ 7:7
ኣን. 2:2ዘዳ 31:9, 11
ኣን. 2:2ዘጸ 17:14
ኣን. 2:3ሚክ 7:7
ኣን. 2:4ዮሃ 3:36፣ ሮሜ 1:17፣ ገላ 3:11፣ እብ 10:38
ኣን. 2:5ኢሳ 14:16, 17
ኣን. 2:6ኢሳ 14:4
ኣን. 2:7ኤር 51:11
ኣን. 2:82ዜና 36:17፣ መዝ 137:8
ኣን. 2:8ኢሳ 13:19፣ ኤር 27:6, 7፣ ዘካ 2:7-9
ኣን. 2:10ኢሳ 14:20
ኣን. 2:13ኤር 51:58
ኣን. 2:14መዝ 72:19፣ ኢሳ 11:9፣ ዘካ 14:9
ኣን. 2:16መዝ 75:8፣ ኢሳ 51:22, 23፣ ኤር 25:28፣ 51:57
ኣን. 2:17መዝ 137:8፣ ኤር 50:28፣ 51:24
ኣን. 2:18ኢሳ 42:17፣ 44:19, 20፣ 45:20
ኣን. 2:19ኢሳ 40:19፣ 46:6
ኣን. 2:19ኤር 51:17
ኣን. 2:20ኢሳ 6:1
ኣን. 2:20መዝ 76:8፣ 115:3፣ ዘካ 2:13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኣንባቆም 2:1-20

ኣንባቆም

2 ኣብ መሐለውየይ ደው ክብል እየ፣+

ኣብ ዕርዲ ክቐውም እየ።

ብኣይ ኣቢሉ እንታይ ከም ዚዛረብ፡

ምስ ተገናሕኩ ኸኣ እንታይ ከም ዝምልስ ክርእስ ክቋመት እየ።

 2 ሽዑ፡ የሆዋ መለሰለይ፦

“እቲ ኻብኡ ዓው ኢሉ ዜንብብ ብቐሊሉ ምእንቲ ኼንብቦ፡+

ነቲ ራእይ ጽሓፎ፡ ኣብ ጽላታት ድማ ብንጹር ቅረጾ።+

 3 እቲ ራእይሲ ገና ንምዱብ ግዜ እዩ፣

ናብ መወዳእታኡ* ይቕልጥፍ ኣሎ፣ ኣይሕሱን ከኣ እዩ።

ብርግጽ ኪመጽእ እዩ፡

ኣይኪድንጕን ድማ እዩ እሞ፡

እንተ ደንጐየ እኳ፡* ተጸበዮ!*+

 4 ንምኩሕ ጠምቶ፣*

ውሽጡ ቕኑዕ ኣይኰነን።

ጻድቕ ግና ብተኣማንነቱ* ይነብር።+

 5 እወ፡ ወይኒ መጋገዪ ስለ ዝዀነ፡

ዕቡይ ናብ ሸቶኡ ኣይኪበጽሕን እዩ።

ሸውሃቱ* ኸም መቓብር* የግፍሕ፣

ከም ሞት እዩ፡ ኪጸግብ እውን ኣይክእልን እዩ።

ንዅሎም ኣህዛብ ይእክቦም፡

ንዅሎም ህዝብታት ድማ ይኣኻኽቦም።+

 6 ኵሎም እዚኣቶም ኣንጻሩ ምስላን ዚእምት ቃልን ሕንቅሕንቅሊተያትን ደይኰኑን ኪዛረቡ፧+

ከምዚ ኺብሉ እዮም፦

‘እቲ ዘይናቱ ዚእክብ፡

ዕዳኡ ኸኣ ዜብዝሕ፡ ወይለኡ!

ክሳዕ መዓስ እዩ፧

 7 ኣለቃሕትኻ ብሃንደበትዶ ኣይኪትንስኡን እዮም፧

ኪነቕሑን ኪንዝንዙኻን እዮም፣

ዘመተኦም እውን ክትከውን ኢኻ።+

 8 ንብዙሓት ኣህዛብ ስለ ዝዘመትካ፡

ደም ሰብ ስለ ዘፍሰስካ፡

ንምድርን ንኸተማታትን

ኣባታተን ንዚነብሩን ስለ ዝዓመጽካ፡+

ኵሎም ዝተረፉ ህዝብታት ኪዘምቱኻ እዮም።+

 9 እቲ ሰፈሩ ኣብ ላዕሊ ኺገብር፡

ብመዓት ከይትሓዝ ድማ ኬምልጥ ኢሉ

ንቤቱ ኽፉእ ረብሓ ዜርብሕ፡ ወይለኡ!

10 ንቤትካ ሕፍረት ሓሲብካላ።

ንብዙሓት ህዝብታት ብምድምሳስ፡ ንርእስኻ* በዲልካያ።+

11 እምንስ ካብ መንደቕ ኬእዊ፡

ሰርወ ኸኣ ካብ ስርሓት ዕንጨይቲ ኺምልሰሉ እዩ።

12 እቲ ብምፍሳስ ደም ከተማ ዚሰርሕ፡

ብዓመጻ ድማ ዓዲ ዚስርት፡ ወይለኡ!

13 እንሆ፡ ህዝብታት ኣደዳ ሓዊ ንዚኸውን ዚጽዕሩ፡

ኣህዛብ ከኣ ንኸንቱ ዚደኽሙስ ካብ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ደይኰነን፧+

14 ከምቲ ማያት ንባሕሪ ዜጐልብቦስ፡

ምድሪ ብፍልጠት ክብሪ የሆዋ ኽትመልእ እያ።+

15 እቲ ዕርቃኖም ምእንቲ ኺርእስ፡

ኬስክሮም ኢሉ፡ ነድርን ቍጥዓን ሓዊሱ

ንብጾቱ ዜስትዮም፡ ወይለኡ!

16 ኣብ ክንዲ ኽብርስ ውርደት ክትጸግብ ኢኻ።

ንስኻ እውን ስተ እሞ ዘይግዙር ምዃንካ ተቐላዕ።*

እታ ኣብ የማነይቲ ኢድ የሆዋ ዘላ ጽዋእ ናባኻ ኽትዘውር፡+

ሕስረት ከኣ ንኽብርኻ ኼጐልብቦ እዩ፣

17 ደም ሰብ ስለ ዘፍሰስካ፡

ንምድርን ንኸተማታትን

ኣባታተን ንዚነብሩን ስለ ዝዓመጽካስ፡

እቲ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ እተገብረ ዓመጻ ኼጐልብበካ፡

እቲ ንእንስሳታት ዘርዓደ ጥፍኣት እውን ኪመጸካ እዩ።+

18 እቲ ገባሪኡ ዚጸርቦ

ጽሩብ ምስልስ እንታይ ይጠቅም፧

እቲ ዓባሳት ዝዀኑ ኸንቱ ኣማልኽቲ ዚገብር ገባሪኡ

ብእኡ እኳ እንተ ተኣመነ፡*

ፍሱስ ምስልን መምህር ሓሶትንሲ እንታይ ይጠቅም፧+

19 እቲ ንዕንጨይቲ፡ “ንቓሕ!”

ንዓባስ እምኒ ድማ፡ “ተበራበር! ምሃረና!” ዚብል ወይለኡ!

እንሆ፡ ንሱ ብወርቅን ብብሩርን ይልበጥ፣+

ኣብ ውሽጡ ኸኣ ትንፋስ ዚብሃል ጠሪሱ የብሉን።+

20 የሆዋ ግና ኣብ ቅድስቲ ቤተ መቕደሱ እዩ።+

ኵላ ምድሪ፡ ኣብ ቅድሚኡ ስቕ ትበል!’”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ