ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 28
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ናብ ማልታ ተገፍዑ (1-6)

      • ኣቦ ጱብልዮስ ሓወየ (7-10)

      • ጕዕዞ ናብ ሮሜ (11-16)

      • ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ንዚርከቡ ኣይሁድ ተዛረቦም (17-29)

      • ጳውሎስ ክልተ ዓመት ብትብዓት ሰበኸ (30, 31)

ግብሪ ሃዋርያት 28:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 27:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 209-210

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2004፡ ገጽ 30-31

ግብሪ ሃዋርያት 28:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ደቂ ዓዲ።”

  • *

    ወይ፡ “ሰብኣዊ ርሕራሐ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 210

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2002፡ ገጽ 19

    1/5/1999፡ ገጽ 30

ግብሪ ሃዋርያት 28:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 210

ግብሪ ሃዋርያት 28:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብግሪኽኛ ዲከ፡ ነታ ምእንቲ ፍትሒ ኢላ ሕነ እትፈዲ ኣምላኽ ወይ ንባህርይ ፍትሒ ኸተመልክት ትኽእል።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 210

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2015፡ ገጽ 9

    1/5/1999፡ ገጽ 30-31

ግብሪ ሃዋርያት 28:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 210

ግብሪ ሃዋርያት 28:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 210

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 15

ግብሪ ሃዋርያት 28:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 4:38, 39

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 210

ግብሪ ሃዋርያት 28:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:8

ግብሪ ሃዋርያት 28:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ደቂ ዘዩስ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 211

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2009፡ ገጽ 9

ግብሪ ሃዋርያት 28:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 211

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2007፡ ገጽ 30

ግብሪ ሃዋርያት 28:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 211

ግብሪ ሃዋርያት 28:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 211-212

ግብሪ ሃዋርያት 28:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 212-213

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2020፡ ገጽ 16-17

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2010፡ ገጽ 11

    15/10/2006፡ ገጽ 14፡ 16-17

    15/12/2004፡ ገጽ 16-17

ግብሪ ሃዋርያት 28:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 213

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 14

ግብሪ ሃዋርያት 28:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 24:11, 12፣ 25:8
  • +ግብ 21:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 213-214

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2001፡ ገጽ 24

ግብሪ ሃዋርያት 28:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 24:10
  • +ግብ 23:26, 29፣ 25:24, 25፣ 26:31, 32

ግብሪ ሃዋርያት 28:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 25:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 213-214

ግብሪ ሃዋርያት 28:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 23:6፣ 26:6፣ ኤፌ 6:19, 20፣ 2ጢሞ 1:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 214

ግብሪ ሃዋርያት 28:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 213-214

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2001፡ ገጽ 24

ግብሪ ሃዋርያት 28:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 24:14
  • +ሉቃ 2:34፣ ዮሃ 15:19

ግብሪ ሃዋርያት 28:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 5:46
  • +ግብ 26:22, 23
  • +ግብ 17:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 215

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 12-13

ግብሪ ሃዋርያት 28:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2003፡ ገጽ 22-23

ግብሪ ሃዋርያት 28:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 215

ግብሪ ሃዋርያት 28:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 11:8

ግብሪ ሃዋርያት 28:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:9, 10፣ ማቴ 13:14, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 215

ግብሪ ሃዋርያት 28:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 3:4, 6፣ ግብ 13:45, 46፣ 22:21፣ ሮሜ 11:11
  • +መዝ 67:2፣ 98:3፣ ኢሳ 11:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 215

ግብሪ ሃዋርያት 28:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ3 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 28:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 28:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 216-217

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 14-15

    15/1/2007፡ ገጽ 32

    15/12/2001፡ ገጽ 24

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 6

ግብሪ ሃዋርያት 28:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 6:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 216-217

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 14-15

    15/1/2007፡ ገጽ 32

    15/5/2006፡ ገጽ 14

ሓፈሻዊ

ግብ. 28:1ግብ 27:26
ግብ. 28:8ሉቃ 4:38, 39
ግብ. 28:9ማቴ 10:8
ግብ. 28:152ቈረ 1:3, 4
ግብ. 28:17ግብ 24:11, 12፣ 25:8
ግብ. 28:17ግብ 21:33
ግብ. 28:18ግብ 24:10
ግብ. 28:18ግብ 23:26, 29፣ 25:24, 25፣ 26:31, 32
ግብ. 28:19ግብ 25:11, 12
ግብ. 28:20ግብ 23:6፣ 26:6፣ ኤፌ 6:19, 20፣ 2ጢሞ 1:16
ግብ. 28:22ግብ 24:14
ግብ. 28:22ሉቃ 2:34፣ ዮሃ 15:19
ግብ. 28:23ዮሃ 5:46
ግብ. 28:23ግብ 26:22, 23
ግብ. 28:23ግብ 17:2, 3
ግብ. 28:26ሮሜ 11:8
ግብ. 28:27ኢሳ 6:9, 10፣ ማቴ 13:14, 15
ግብ. 28:28ሉቃ 3:4, 6፣ ግብ 13:45, 46፣ 22:21፣ ሮሜ 11:11
ግብ. 28:28መዝ 67:2፣ 98:3፣ ኢሳ 11:10
ግብ. 28:30ግብ 28:16
ግብ. 28:31ኤፌ 6:19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 28:1-31

ግብሪ ሃዋርያት

28 ምስ ደሓንና ኸኣ፡ እታ ደሴት ማልታ ኸም እትብሃል ፈለጥና።+ 2 እቶም ካልእ ቋንቋ ዚዛረቡ ህዝቢ* ድማ ፍልይ ዝበለ ርሕራሐ* ገበሩልና። ዝናም ይዘንም ስለ ዝነበረን ቍሪ ስለ ዝነበረን፡ ሓዊ ኣንዲዶም ንዅላትና ተቐበሉና። 3 ጳውሎስ ብዙሕ ቀሸም ኣኪቡ ናብ ሓዊ ኼእቱ ኸሎ ግና፡ ብሰንኪ እቲ ረስኒ፡ ኣፍዑት ወጺኡ፡ ኣብ ኢዱ ተጣበቐ። 4 እቶም ካልእ ቋንቋ ዚዛረቡ ህዝቢ ነቲ ሕንዛም ፍጥረት ኣብ ኢዱ ጠልጠል ኢሉ ምስ ረኣዩ፡ ንሓድሕዶም፡ “እዚ ሰብ እዚ ብርግጽ ቀታል ነፍሲ እዩ፣ ካብ ባሕሪ እኳ እንተ ደሓነ፡ ፍትሒ* ግና ብህይወት ኪነብር ኣይሓደገቶን” ተባሃሃሉ። 5 ንሱ ግና ነቲ ሕንዛም ፍጥረት ናብቲ ሓዊ ጸግ ኣበሎ፡ ገለ እውን ኣይጐድኦን። 6 ንሳቶም ከኣ፡ ኪሓብጥ ወይ ብሃንደበት ሞይቱ ኺወድቕ ይጽበይዎ ነበሩ። ነዊሕ ተጸብዮም ገለ እኳ ኸም ዘይተጐድአ ምስ ረኣዩ፡ ሓሳቦም ለዊጦም፡ ኣምላኽ ምዃኑ ተዛረቡ።

7 ኣብ ጥቓ እታ ቦታ ኸኣ፡ እቲ ጱብልዮስ ዝስሙ ኣውራ እታ ደሴት፡ ግራውቲ ነበሮ፣ ንሱ ተቐቢሉ ንሰለስተ መዓልቲ ጽቡቕ ገይሩ ኣአንገደና። 8 ኣቦ ጱብልዮስ ድማ ረስንን ውጽኣትን ሓሚሙ ደቂሱ ነበረ፣ ጳውሎስ ከኣ ናብኡ ኸይዱ፡ ኣእዳዉ ኣንቢሩ ጸለየሉ እሞ ሓወየ።+ 9 እዚ ምስ ኰነ፡ እቶም ዝተረፉ ሕሙማት ደቂ እታ ደሴት ናብኡ መጺኦም ተፈወሱ።+ 10 ብብዙሕ ህያባት ከኣ ኣኽበሩና፣ ብመርከብ ክንነቅል ከለና እውን፡ ዜድልየና ዘበለ ሃቡና።

11 ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ኸኣ፡ በታ ኣብታ ደሴት ዝኸረመት፡ “ደቂ ድያ”* ዚብል ኣርማ ዘለዋ፡ ካብ እስክንድርያ ዝመጸት መርከብ ጌርና ነቐልና። 12 ኣብ ሲራኩሳ ምስ በጻሕና ድማ፡ ኣብኣ ሰለስተ መዓልቲ ጸናሕና፣ 13 ካብኣ ሓሊፍና ኸኣ፡ ኣብ ረግዩም በጻሕና። ንጽብሒቱ፡ ንፋስ ደቡብ ነፈሰ እሞ፡ ኣብ ካልአይቲ መዓልቲ ናብ ጱተዮሉስ ኣቶና። 14 ኣብኣ ኣሕዋት ረኸብና፡ ምሳታቶም ሸውዓተ መዓልቲ ኽንቅኒ እውን ለመኑና፣ በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ ናብ ሮሜ ገጽና ኸድና። 15 ካብኣ እውን፡ እቶም ኣሕዋት ወረና ምስ ሰምዑ፡ ኪቕበሉና ኢሎም ክሳብ ዕዳጋ ኣጵዩስን ክሳዕ ሰለስተ መሓድርን መጹ። ጳውሎስ ምስ ረኣዮም ከኣ፡ ንኣምላኽ ኣመስገነን ተተባብዐን።+ 16 ኣብ ሮሜ ምስ ኣቶና ድማ፡ ጳውሎስ ምስ ሓደ ዚሕልዎ ወተሃደር ንበይኑ ኪቕመጥ ተፈቕደሉ።

17 ግናኸ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ፡ ነቶም ኣውራታት ኣይሁድ ጸዊዑ ኣከቦም። ምስ ተኣከቡ ኸኣ፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ ኣንጻር ህዝብና ወይ ኣንጻር ልምዲ ኣቦታትና+ ሓንቲ ዘይገበርኩ ኽነሰይ፡ ካብ የሩሳሌም እሱር ኰይነ ናብ ኢድ ሮማውያን ተዋሂበ።+ 18 ንሳቶም መርሚሮም+ ናብ ሞት ዜብጽሕ ምኽንያት ምስ ሰኣኑለይ ከኣ፡ ኪፈትሑኒ ደልዮም ነይሮም።+ 19 ኣይሁድ ምስ ተቓወሙ ግና፡ ናብ ቄሳር ይግባይ ክብል ተገዲደ፣+ ግናኸ፡ ንህዝበይሲ ዝኸስሰሉ ነገር ስለ ዘሎኒ ኣይኰነን። 20 እምበኣር፡ ብዛዕባ ተስፋ እስራኤል እየ በዚ ሰንሰለት እዚ ተኣሲረ ዘለኹ እሞ፡ በዚ ምኽንያት እዚ እየ ኽርእየኩምን ክዛረበኩምን ዝጸዋዕኩኹም” በሎም።+ 21 ንሳቶም ከኣ፡ “ብዛዕባኻ ኻብ ይሁዳ ደብዳበ ኣይተቐበልናን፣ ካብቶም ካብኣ ዝመጹ ኣሕዋት እውን ብዛዕባኻ ኽፉእ ዘውረየ ወይ እተዛረበ የልቦን። 22 ብዛዕባ እዛ ኑፋቐ+ እዚኣ ግና ኣብ ኵሉ ኸም ዚቃወምዋ ንፈልጥ ኢና እሞ፡+ ሓሳባትካ ኻባኻ ኽንሰምዕ ግቡእ ይመስለና” በልዎ።

23 መዓልቲ ምስ ተቛጸሩ፡ ብዙሓት ኰይኖም ናብታ ዝዓረፈላ ቤት መጹ። ካብ ንግሆ ኽሳዕ ምሸት ድማ፡ ካብ ሕጊ ሙሴን+ ካብ ነብያትን+ ብዛዕባ የሱስ+ ምእንቲ ኼእምኖም፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣጸቢቑ እናመስከረ ገለጸሎም። 24 ገሊኣቶም ነቲ ዝበሎ ኣመንዎ፣ ገሊኣቶም ግና ኣይኣመንዎን። 25 ንሓድሕዶም ምስምማዕ ስኢኖም ኪኸዱ ምስ ተበገሱ ኸኣ፡ ጳውሎስ እዚ ቓል እዚ ተዛረቦም፦

“መንፈስ ቅዱስ ብነብዪ ኢሳይያስ ኣቢሉ ንኣቦታትኩም ጽቡቕ እዩ ተዛሪብዎም፣ 26 ከምዚ ኢሉ፦ ‘ናብዚ ህዝቢ እዚ ኺድ እሞ፡ ከምዚ በሎም፦ “ብርግጽ ክትሰምዑ፡ ግናኸ ኸቶ ኣይክትርድኡን ኢኹም፣ ብርግጽ እውን ክትርእዩ፡ ግናኸ ኸቶ ኣይከተስተብህሉን ኢኹም።+ 27 ከመይሲ፡ ልቢ እዚ ህዝቢ እዚ ደንዚዙ ኣሎ እሞ፡ ብኣዒንቶም ከይርእዩ፡ ብኣእዛኖም ከይሰምዑ፡ ብልቦም ከይርድኡ፡ ከይምለሱ፡ ኣነ እውን ከየሕውዮምሲ፡ ብኣእዛኖም ሰሚዖም ምላሽ ኣይሃቡን፡ ኣዒንቶም ከኣ ዓሚቶም እዮም።”’+ 28 እምበኣር፡ እዚ ኻብ ኣምላኽ ዝዀነ ድሕነት ናብ ኣህዛብ ከም እተላእከ ኣባኻትኩም ይፈለጥ፣+ ንሳቶም ከኣ ኪሰምዕዎ እዮም።”+ 29 *——

30 ኣብታ እተኻረያ ቤት ከኣ ክልተ ዓመት ምሉእ ተቐመጠ፣+ ንዅሎም እቶም ናብኡ ዝመጹ እውን ብጽቡቕ ይቕበሎም ነበረ፣ 31 ከይተኸልከለ ድማ ብብዙሕ ትብዓት+ መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብከሎምን ብዛዕባ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይምህሮምን ነበረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ