ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ስብከት ጳውሎስ ኣብ ቈረንቶስ (1-5)

      • ጥበብ ኣምላኽ ዘለዎ ብልጫ (6-10)

      • መንፈሳዊ ሰብን ስጋዊ ሰብን (11-16)

1 ቈረንቶስ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 3:5, 6፣ ቈሎ 2:2
  • +1ቈረ 1:17

1 ቈረንቶስ 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 6:14

1 ቈረንቶስ 2:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 27

1 ቈረንቶስ 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:18, 19፣ 1ቈረ 4:20፣ 1ተሰ 1:5

1 ቈረንቶስ 2:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእል።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 14:20፣ ኤፌ 4:13፣ እብ 5:14
  • +1ቈረ 15:24

1 ቈረንቶስ 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 16:25, 26፣ ኤፌ 3:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 189-198

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2003፡ ገጽ 24-25

    1/6/1997፡ ገጽ 13

    1/8/1994፡ ገጽ 22

1 ቈረንቶስ 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእል።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 7:48፣ ግብ 13:27, 28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2019፡ ገጽ 5-6

1 ቈረንቶስ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 64:4

1 ቈረንቶስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 11:33
  • +ዮሃ 14:26፣ 1ዮሃ 2:27
  • +ማቴ 16:17፣ ማር 4:11፣ ኤፌ 3:5፣ 2ጢሞ 1:9, 10፣ 1ጴጥ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2010፡ ገጽ 20-24

    1/11/2007፡ ገጽ 27-29

1 ቈረንቶስ 2:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1994፡ ገጽ 13

1 ቈረንቶስ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 15:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 63-64

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 54-56

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 13

    15/7/2010፡ ገጽ 3-4

    1/10/2006፡ ገጽ 23-24

    1/4/2004፡ ገጽ 9-14

    1/9/1999፡ ገጽ 8-9

    1/10/1997፡ ገጽ 25-26

    1/4/1994፡ ገጽ 8-13

1 ቈረንቶስ 2:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መንፈሳዊ ነገራት ምስ መንፈሳዊ ቓላት ከነዛምድ ከለና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 16:13
  • +ቈሎ 2:8

1 ቈረንቶስ 2:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2018፡ ገጽ 19

1 ቈረንቶስ 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2018፡ ገጽ 19

1 ቈረንቶስ 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:13
  • +ሮሜ 15:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2022፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2018፡ ገጽ 22

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2015፡ ገጽ 13

    15/10/2010፡ ገጽ 3-7

    15/7/2008፡ ገጽ 27

    1/8/2007፡ ገጽ 4-7

    15/3/2002፡ ገጽ 18

    15/2/2000፡ ገጽ 10-25

    1/9/1998፡ ገጽ 6

    1/6/1995፡ ገጽ 26-27

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 2:1ኤፌ 3:5, 6፣ ቈሎ 2:2
1 ቈረ. 2:11ቈረ 1:17
1 ቈረ. 2:2ገላ 6:14
1 ቈረ. 2:4ሮሜ 15:18, 19፣ 1ቈረ 4:20፣ 1ተሰ 1:5
1 ቈረ. 2:61ቈረ 14:20፣ ኤፌ 4:13፣ እብ 5:14
1 ቈረ. 2:61ቈረ 15:24
1 ቈረ. 2:7ሮሜ 16:25, 26፣ ኤፌ 3:8, 9
1 ቈረ. 2:8ዮሃ 7:48፣ ግብ 13:27, 28
1 ቈረ. 2:9ኢሳ 64:4
1 ቈረ. 2:10ሮሜ 11:33
1 ቈረ. 2:10ዮሃ 14:26፣ 1ዮሃ 2:27
1 ቈረ. 2:10ማቴ 16:17፣ ማር 4:11፣ ኤፌ 3:5፣ 2ጢሞ 1:9, 10፣ 1ጴጥ 1:12
1 ቈረ. 2:12ዮሃ 15:26
1 ቈረ. 2:13ዮሃ 16:13
1 ቈረ. 2:13ቈሎ 2:8
1 ቈረ. 2:15ሮሜ 8:5
1 ቈረ. 2:16ኢሳ 40:13
1 ቈረ. 2:16ሮሜ 15:5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 2:1-16

1 ቈረንቶስ

2 ኣሕዋተየ፡ ኣነ ናባኻትኩም ኣብ ዝመጻእኩሉ እዋን፡ ነቲ ቕዱስ ምስጢር+ ኣምላኽ ብብሉጽ ዘረባ+ ወይ ብጥበብ እናነገርኩ ኣይመጻእኩን። 2 ምሳኻትኩም ከለኹስ፡ ብዘይካ የሱስ ክርስቶስ፡ ንሱ ኸኣ እቲ እተሰቕለ፡ ካልእ ከይፈልጥ እየ ወሲነ።+ 3 ብድኻምን ብፍርሃትን ብብዙሕ ምንቅጥቃጥን ድማ እየ ዝመጻእኩኹም፣ 4 ዘረባይን ስብከተይን ድማ ብመርኣያ መንፈስን ሓይልን እምበር፡ ብዚሓብል ቃላት ጥበብ ኣይነበረን፣+ 5 እዚ ዝገበርኩ ኸኣ፡ እምነትኩም ብጥበብ ሰብ ዘይኰነስ፡ ብሓይሊ ኣምላኽ ምእንቲ ኽትከውን እየ።

6 ኣብ መንጎ እቶም ብሱላት፡ ጥበብ ንዛረብ ኢና፣+ ጥበብ እዚ ስርዓት* እዚ ወይስ ጥበብ እቶም ዚሓልፉ ገዛእቲ እዚ ስርዓት እዚ ግና ኣይኰነን።+ 7 የግዳስ፡ እቲ ኣምላኽ ቅድሚ እዚ ስርዓት እዚ ንኽብርና ኣቐዲሙ ዝመደቦ፡ ሕቡእ ጥበብ ዝዀነ ኣብ ቅዱስ ምስጢር ዘሎ ጥበብ ኣምላኽ ኢና እንዛረብ።+ 8 ካብ ገዛእቲ እዚ ስርዓት* እዚ ሓደ እኳ ነዚ ጥበብ እዚ ኣይፈለጦን፣+ እንተ ዚፈልጥዎስ፡ ነቲ ኽቡር ጐይታ ኣይምሰቐልዎን ነይሮም። 9 ግናኸ፡ ከምቲ፡ “እቲ ኣምላኽ ነቶም ዜፍቅርዎ ዘዳለወሎም፡ ዓይኒ ኣይረኣየቶን፡ እዝኒ ኸኣ ኣይሰምዓቶን፡ ኣብ ልቢ ሰብ እውን ኣይተሓስበን” ዚብል እተጻሕፈ እዩ።+ 10 እቲ መንፈስሲ ንዅሉ፡ ንመዓሙቝ ኣምላኽ እኳ ኸይተረፈ፡+ ይምርምር እዩ እሞ፡ ኣምላኽ ብመንፈሱ ገይሩ+ ንዓና እዩ ገሊጹልና።+

11 እቲ ኣብ ሰብ ዘሎ ናይ ገዛእ ርእሱ መንፈስ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ኣብ ሰብ ዘሎ ዚፈልጥ እንታዋይ ሰብ እዩ፧ ከምኡ ድማ መንፈስ ኣምላኽ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ነቲ ኣብ ኣምላኽ ዘሎ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን። 12 ንሕና ኸኣ፡ እቲ ብኣምላኽ ብለውሃት እተዋህበና ምእንቲ ኽንፈልጥሲ፡ እቲ ኻብ ኣምላኽ ዝዀነ መንፈስ እምበር፡+ መንፈስ ዓለም ኣይተቐበልናን። 13 እዚ ድማ መንፈሳዊ ነገራት ብመንፈሳዊ ቓላት ጌርና ኽንገልጽ ከለና፡* እቲ መንፈስ ብዚምህረሉ ቓላት ኣቢልና እምበር፡+ ጥበብ ሰብ ብዚምህረሉ ቓላት ኣይኰንናን እንዛረብ።+

14 ግናኸ፡ ስጋዊ ሰብ ነቲ ናይ መንፈስ ኣምላኽ ዘበለ ኣይቅበሎን እዩ፣ እዝስ ንዕኡ ዕሽነት እዩ፣ ብመንፈሳዊ መዳይ ዚምርመር ስለ ዝዀነ ኸኣ፡ ኪፈልጦ ኣይክእልን እዩ። 15 ግናኸ፡ መንፈሳዊ ሰብ ንዅሉ ይምርምር እዩ፣+ ንሱ ንባዕሉ ግና ብሓደ እኳ ኣይምርመርን እዩ። 16 ከመይሲ፡ “ምእንቲ ኺምህሮስ፡ ሓሳብ የሆዋ* ዚፈልጥ መን እዩ፧”+ ንሕና ግና ሓሳብ ክርስቶስ ኣሎና።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ