ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘካርያስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘካርያስ—ትሕዝቶ

      • ራእይ 3፦ ገመድ መለክዒ ዝሓዘ ሰብኣይ (1-13)

        • የሩሳሌም ክትልካዕ እያ (2)

        • የሆዋ፡

        • መርዓት ዓይኒ ኣምላኽ ምትንካይ (8)

        • ብዙሓት ኣህዛብ ምስ የሆዋ ኺሓብሩ እዮም (11)

ዘካርያስ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 1:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2007፡ ገጽ 10

ዘካርያስ 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:38, 39

ዘካርያስ 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ መካበብያ ዘይብላ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 33:20፣ 44:26፣ ኤር 30:18፣ 31:24፣ 33:10, 11፣ ህዝ 36:10፣ ዘካ 8:4, 5

ዘካርያስ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 125:2፣ ኢሳ 26:1
  • +ኢሳ 12:6፣ 60:19, 20፣ ሃጌ 2:9

ዘካርያስ 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:12, 16
  • +ዘዳ 28:64፣ ህዝ 5:12

ዘካርያስ 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 48:20፣ 52:2፣ ኤር 50:8፣ ሚክ 4:10

ዘካርያስ 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ድሕሪ ኽብሪ።”

  • *

    ወይ፡ “ዓይነይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:2፣ ሚክ 4:11
  • +ዘዳ 32:9, 10፣ መዝ 105:14, 15፣ 2ተሰ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2024፡ ገጽ 27

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 248

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2007፡ ገጽ 26

    1/8/1997፡ ገጽ 15

ዘካርያስ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 14:2

ዘካርያስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:9, 10
  • +ዘሌ 26:11, 12፣ ኢሳ 12:6
  • +ኢሳ 35:10

ዘካርያስ 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:27፣ ኢሳ 2:2, 3፣ ዘካ 8:22, 23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 27-28

ዘካርያስ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 6:6፣ ዘካ 1:17

ዘካርያስ 2:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብ።”

ሓፈሻዊ

ዘካ. 2:1ዘካ 1:16
ዘካ. 2:2ኤር 31:38, 39
ዘካ. 2:4ኢሳ 33:20፣ 44:26፣ ኤር 30:18፣ 31:24፣ 33:10, 11፣ ህዝ 36:10፣ ዘካ 8:4, 5
ዘካ. 2:5መዝ 125:2፣ ኢሳ 26:1
ዘካ. 2:5ኢሳ 12:6፣ 60:19, 20፣ ሃጌ 2:9
ዘካ. 2:6ኢሳ 11:12, 16
ዘካ. 2:6ዘዳ 28:64፣ ህዝ 5:12
ዘካ. 2:7ኢሳ 48:20፣ 52:2፣ ኤር 50:8፣ ሚክ 4:10
ዘካ. 2:82ነገ 24:2፣ ሚክ 4:11
ዘካ. 2:8ዘዳ 32:9, 10፣ መዝ 105:14, 15፣ 2ተሰ 1:6
ዘካ. 2:9ኢሳ 14:2
ዘካ. 2:10ኢሳ 40:9, 10
ዘካ. 2:10ዘሌ 26:11, 12፣ ኢሳ 12:6
ዘካ. 2:10ኢሳ 35:10
ዘካ. 2:11መዝ 22:27፣ ኢሳ 2:2, 3፣ ዘካ 8:22, 23
ዘካ. 2:122ዜና 6:6፣ ዘካ 1:17
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘካርያስ 2:1-13

ዘካርያስ

2 ኣዒንተይ ኣልዒለ ድማ ኣብ ኢዱ ገመድ መለክዒ+ ዝሓዘ ሰብኣይ ረኣኹ። 2 ኣነ ኸኣ፡ “ናበይ ኢኻ እትኸይድ ዘለኻ፧” ኢለ ሓተትክዎ።

ንሱ ድማ፡ “የሩሳሌም ግፍሓ ኽንደይ ምዃኑን ንውሓታ ኽንደይ ምዃኑን ክርኢ”+ ኢሉ መለሰ።

3 እንሆ ኸኣ፡ እቲ ዚዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ወጸ፣ ካልእ መልኣኽ ድማ ኪረኽቦ መጸ። 4 ከምዚ ኸኣ በሎ፦ “ናብቲ ጐዪኻ፡ ነቲ ጐበዝ ከምዚ ኢልካ ንገሮ፦ ‘“ብምኽንያት ኵሎም እቶም ኣብ ውሽጣ ዘለዉ ሰባትን ማልን፡ የሩሳሌም ከም ገጠር* ኪነብርዋ እዮም።+ 5 ኣነ ድማ ኣብ ዙርያኣ መካበብያ ሓዊ ክዀነላ፡+ ኣብ ማእከላ እውን ክብሪ ክኸውን እየ”+ ይብል የሆዋ።’”

6 “ንዑ! ንዑ! ካብ ምድሪ ሰሜን ህደሙ”+ ይብል የሆዋ።

“ናብ ኣርባዕተ ንፋሳት ሰማያትሲ ፋሕ ኣቢለኩም እየ”+ ይብል የሆዋ።

7 “ኣቲ ምስ ጓል ባቢሎን ተቐሚጥኪ ዘለኺ ጽዮን፡ ንዒ ኣምልጢ።+ 8 እቲ ምስ ከበረ* ናብቶም ዚዘምቱኹም ዝነበሩ ኣህዛብ ዝለኣኸኒ የሆዋ ጐይታ ሰራዊትሲ ኸምዚ ይብል፦+ ‘ዚትንክየኩም ዘበለ፡ መርዓት ዓይነይ* እዩ ዚትንኪ።+ 9 ኣነስ ኢደይ ከወጣውጠሎም እየ፣ ንሳቶም እውን ንባሮቶም ዘመተ ኪዀንዎም እዮም።’+ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም ዝለኣኸኒ ብርግጽ ክትፈልጡ ኢኹም።

10 “ኣቲ ጓል ጽዮን፡ ኣነ እመጽእ ኣለኹ፡+ ኣብ ማእከልኪ ድማ ክነብር እየ እሞ፡+ ብታሕጓስ ጨድሪ”+ ይብል የሆዋ። 11 “በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብዙሓት ኣህዛብ ምስ የሆዋ ኺሓብሩ፡+ ህዝበይ ከኣ ኪዀኑ እዮም፣ ኣነ ድማ ኣብ ማእከልኪ ኽነብር እየ።” ንስኺ እውን የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም ዝለኣኸኒ ኽትፈልጢ ኢኺ። 12 የሆዋ ኣብታ ቕድስቲ ምድሪ ንይሁዳ ግዲኡ ገይሩ ኺርስተያ፡ ንየሩሳሌም ከኣ ከም ብሓድሽ ኪሓርያ እዩ።+ 13 የሆዋ ኻብቲ ቕዱስ መንበሪኡ ስጕምቲ ኺወስድ እዩ እሞ፡ ኵሉ ስጋ* ኣብ ቅድሚኡ ስቕ ይበል።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ