ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 116
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • መዝሙር ምስጋና

        • “ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧” (12)

        • ‘ጽዋእ ድሕነት ከልዕል እየ’ (13)

        • “ንየሆዋ መብጽዓታተይ ክፍጽመሉ እየ” (14, 18)

        • ሞት እሙናት ክቡር እዩ (15)

መዝሙር 116:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “የሆዋ ድምጸይን ልማኖይን ሰሚዑ እዩ እሞ፡ አፍቅር እየ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:6

መዝሙር 116:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪሰምዓኒ ይደንን።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብመዓልትታተይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:15

መዝሙር 116:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ጭንቂ ሲኦል ረኺቡኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 38:10
  • +መዝ 18:4፣ 38:6

መዝሙር 116:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ኣናግፋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:6፣ ሮሜ 10:13

መዝሙር 116:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጸጋውን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4
  • +ዘጸ 34:6፣ ነህ 9:17፣ ዳን 9:9

መዝሙር 116:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:7

መዝሙር 116:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

መዝሙር 116:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 56:13፣ 94:18

መዝሙር 116:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 4:13

መዝሙር 116:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 3:4

መዝሙር 116:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2009፡ ገጽ 29-30

    1/12/1998፡ ገጽ 24

መዝሙር 116:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓብዪ ድሕነት።”

መዝሙር 116:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:25፣ ዮና 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2009፡ ገጽ 29-30

መዝሙር 116:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:29፣ እዮ 1:12፣ መዝ 91:14፣ ዘካ 2:8፣ 2ጴጥ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2012፡ ገጽ 30

    15/5/2012፡ ገጽ 22

    1/9/2006፡ ገጽ 14

መዝሙር 116:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:14

መዝሙር 116:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:12፣ መዝ 50:23

መዝሙር 116:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:25፣ 76:11፣ 116:14

መዝሙር 116:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 96:8
  • +ራእ 19:1

ሓፈሻዊ

መዝ. 116:1መዝ 18:6
መዝ. 116:2መዝ 34:15
መዝ. 116:3ኢሳ 38:10
መዝ. 116:3መዝ 18:4፣ 38:6
መዝ. 116:4መዝ 34:6፣ ሮሜ 10:13
መዝ. 116:5ዘዳ 32:4
መዝ. 116:5ዘጸ 34:6፣ ነህ 9:17፣ ዳን 9:9
መዝ. 116:6መዝ 19:7
መዝ. 116:8መዝ 56:13፣ 94:18
መዝ. 116:102ቈረ 4:13
መዝ. 116:11ሮሜ 3:4
መዝ. 116:14መዝ 22:25፣ ዮና 2:9
መዝ. 116:151ሳሙ 25:29፣ እዮ 1:12፣ መዝ 91:14፣ ዘካ 2:8፣ 2ጴጥ 2:9
መዝ. 116:16መዝ 107:14
መዝ. 116:17ዘሌ 7:12፣ መዝ 50:23
መዝ. 116:18መዝ 22:25፣ 76:11፣ 116:14
መዝ. 116:19መዝ 96:8
መዝ. 116:19ራእ 19:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 116:1-19

መዝሙር

116 ድምጸይን ልማኖይን ሰሚዑ እዩ እሞ፡+

ንየሆዋ አፍቅሮ እየ።*

 2 ከመይሲ፡ እዝኑ ናባይ ኣድኒኑ* እዩ፣+

ብህይወት ክሳዕ ዘለኹ* ድማ ክጽውዖ እየ።

 3 ኣግማድ ሞት ከርዲኑኒ፣

መቓብር ከኣ ሒዙኒ።*+

ብጭንቅን ብጓህን ተሰኒፈ።+

 4 ግናኸ፡ “ኦ የሆዋ፡ ኣናግፈኒ!”* ኢለ

ስም የሆዋ ጸዊዐ።+

 5 የሆዋ ርሕሩሕን* ጻድቕን እዩ፣+

ኣምላኽና መሓሪ እዩ።+

 6 የሆዋ ንዘይለበሙ ይሕልዎም።+

ኣነ ተዋሪደ፡ ንሱ እውን ኣድሒኑኒ።

 7 የሆዋ ጽቡቕ ገይሩለይ እዩ እሞ፡

ነፍሰይ* መሊሳ ተዕርፍ።

 8 ንነፍሰይ* ካብ ሞት፡

ንዓይነይ ካብ ንብዓት፡ ንእግረይ ካብ ምዕንቃፍ ኣናጊፍካየን ኢኻ።+

 9 ኣብ ምድሪ ህያዋን፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽመላለስ እየ።

10 ኣሚነ፣ ስለዚ፡ ተዛሪበ፣+

ኣዝዩ ጸቢቡኒ ነይሩ።

11 ኣነስ ሰምቢደ፡

“ኵሉ ሰብ ሓሳዊ እዩ” ኢለ።+

12 ኣብ ክንዲ እቲ ዅሉ ዝገበረለይ ጽቡቕሲ፡

ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧

13 ጽዋእ ድሕነት* ከልዕል፡

ስም የሆዋ ድማ ክጽውዕ እየ።

14 ኣብ ቅድሚ ዅሎም ህዝቡ፡

ንየሆዋ መብጽዓታተይ ክፍጽመሉ እየ።+

15 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ፡

ሞት እሙናቱ ኽቡር እዩ።+

16 ኦ የሆዋ፡ ኣነ ጊልያኻ እየ እሞ፡

እልምነካ ኣለኹ።

ኣነ ጊልያኻ፡ ወዲ ግዝእትኻ እየ።

ንስኻ ኻብ መእሰሪታተይ ፈቲሕካኒ ኢኻ።+

17 መስዋእቲ ምስጋና ከቕርበልካ እየ፣+

ስም የሆዋ ኽጽውዕ እየ።

18 ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝቡ፡

ንየሆዋ መብጽዓታተይ ክፍጽመሉ እየ፣+

19 እወ፡ ኣብ ኣጸዳት ቤት የሆዋ፡+

ኦ የሩሳሌም፡ ኣብ ማእከልኪ፡ ከምኡ ኽገብር እየ።

ንያህ ወድስዎ!*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ