ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ናብ መርከብ ኣተዉ (1-10)

      • ዓለምለኻዊ ማይ ኣይሂ (11-24)

ዘፍጥረት 7:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 6:9፣ እብ 10:38፣ 11:7፣ 1ጴጥ 3:12፣ 2ጴጥ 2:5, 9

ዘፍጥረት 7:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ካብ ኵሉ ንጹህ እንስሳ ሸሸውዓተ ጽምዲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 8:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 31

    1/1/2004፡ ገጽ 29-30

ዘፍጥረት 7:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሸሸውዓተ ጽምዲ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:23፣ 8:19

ዘፍጥረት 7:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:11, 12
  • +ዘፍ 2:5
  • +ዘፍ 6:7, 17

ዘፍጥረት 7:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 8:13

ዘፍጥረት 7:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 17:27፣ እብ 11:7

ዘፍጥረት 7:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 6:19, 20

ዘፍጥረት 7:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2013፡ ገጽ 14-15

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 23

ዘፍጥረት 7:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:7፣ 8:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2004፡ ገጽ 30

ዘፍጥረት 7:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2013፡ ገጽ 12

ዘፍጥረት 7:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:18፣ 1ዜና 1:4
  • +ዘፍ 6:18፣ 1ጴጥ 3:20፣ 2ጴጥ 2:5

ዘፍጥረት 7:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መንፈስ ህይወት።”

ዘፍጥረት 7:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2013፡ ገጽ 13-14

ዘፍጥረት 7:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 3:5, 6

ዘፍጥረት 7:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ እመት፡ 44.5 ሰ.ሜ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ዘፍጥረት 7:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዅሉ ስጋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 6:7, 17፣ ሉቃ 17:27

ዘፍጥረት 7:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓይሊ ህይወት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:7፣ 7:15፣ መክ 3:19፣ ኢሳ 42:5

ዘፍጥረት 7:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 6:7፣ 2ጴጥ 3:5, 6
  • +ማቴ 24:37-39፣ 1ጴጥ 3:20፣ 2ጴጥ 2:5, 9

ዘፍጥረት 7:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 8:3

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 7:1ዘፍ 6:9፣ እብ 10:38፣ 11:7፣ 1ጴጥ 3:12፣ 2ጴጥ 2:5, 9
ዘፍ. 7:2ዘፍ 8:20
ዘፍ. 7:3ዘፍ 7:23፣ 8:19
ዘፍ. 7:4ዘፍ 7:11, 12
ዘፍ. 7:4ዘፍ 2:5
ዘፍ. 7:4ዘፍ 6:7, 17
ዘፍ. 7:6ዘፍ 8:13
ዘፍ. 7:7ሉቃ 17:27፣ እብ 11:7
ዘፍ. 7:8ዘፍ 6:19, 20
ዘፍ. 7:11ዘፍ 1:7፣ 8:2
ዘፍ. 7:13ዘፍ 9:18፣ 1ዜና 1:4
ዘፍ. 7:13ዘፍ 6:18፣ 1ጴጥ 3:20፣ 2ጴጥ 2:5
ዘፍ. 7:192ጴጥ 3:5, 6
ዘፍ. 7:21ዘፍ 6:7, 17፣ ሉቃ 17:27
ዘፍ. 7:22ዘፍ 2:7፣ 7:15፣ መክ 3:19፣ ኢሳ 42:5
ዘፍ. 7:23ዘፍ 6:7፣ 2ጴጥ 3:5, 6
ዘፍ. 7:23ማቴ 24:37-39፣ 1ጴጥ 3:20፣ 2ጴጥ 2:5, 9
ዘፍ. 7:24ዘፍ 8:3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 7:1-24

ዘፍጥረት

7 ድሕርዚ፡ የሆዋ ንኖህ ከምዚ በሎ፦ “ኣብዚ ወለዶ እዚ፡ ኣብ ቅድመይ ጸዲቕካ ረኺበካ እየ እሞ፡ ንስኻ ምስ ኵሎም ቤተ ሰብካ ናብ መርከብ እቶ።+ 2 ካብ ኵሉ ዓይነት ንጹህ እንስሳ ሸሸውዓተ፡*+ ተባዕታይን ኣንስተይትን፣ ካብ ኵሉ ዘይንጹህ እንስሳ ኸኣ ከክልተ፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን፡ ምሳኻ ውሰድ፣ 3 ከምኡ ድማ ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ ዘርኦም ምእንቲ ኺዕቀብ፡ ካብ በረርቲ ፍጡራት ሰማይ ሸሸውዓተ፡* ተባዕታይን ኣንስተይትን።+ 4 ከመይሲ፡ ድሕሪ ሸውዓተ መዓልቲ፡ ኣብ ምድሪ 40 መዓልትን 40 ለይትን+ ከዝንም እየ፣+ ነቲ ዝገበርክዎ ዅሉ ህያው ድማ ካብ ገጽ ምድሪ ኽድምስሶ እየ።”+ 5 ሽዑ፡ ኖህ ከምቲ የሆዋ ዝኣዘዞ ዅሉ ገበረ።

6 ማይ ኣይሂ ኣብ ምድሪ ኺመጽእ ከሎ፡ ኖህ ወዲ 600 ዓመት ነበረ።+ 7 ኖህ ድማ ምስ ደቁን ሰበይቱን ኣንስቲ ደቁን ቅድሚ ማይ ኣይሂ ናብ መርከብ ኣተወ።+ 8 ካብ ኵሉ ንጹህ እንስሳን ካብ ኵሉ ዘይንጹህ እንስሳን ካብ በረርቲ ፍጡራትን ኣብ ምድሪ ኻብ ዚንቀሳቐስ ኵሉን፡+ 9 ከምቲ ኣምላኽ ንኖህ ዝኣዘዞ፡ ከክልተ፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን፡ ናብ ኖህ ናብ መርከብ ኣተዉ። 10 ድሕሪ ሸውዓተ መዓልቲ ኸኣ፡ ማይ ኣይሂ ናብ ምድሪ መጸ።

11 ኣብ መበል 600 ዓመት ዕድመ ኖህ፡ ኣብታ ኻልአይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 17 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ዅሉ ዓይኒ ማያት እቲ ሰፊሕ መዓሙቝ ማይ ተቐድደ፡ መሳዅቲ ሰማያት ከኣ ተኸፍተ።+ 12 40 መዓልትን 40 ለይትን ድማ ኣብ ምድሪ ዘነመ። 13 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኖህን ደቁን፡ ማለት ሴምን ካምን ያፌትን፡+ ሰበይቱን ሰለስቲአን ኣንስቲ ደቁን ናብታ መርከብ ኣተዉ።+ 14 ምስ ኵሉ እንስሳ ዘገዳም በብዓይነቱን ምስ ኵሉ እንስሳ ዘቤት በብዓይነቱን ምስ ኵሉ ለማሚ ምድሪ በብዓይነቱን ምስ ኵሉ በራሪ ፍጡር በብዓይነቱን ምስ ኵሉ ዑፍን ክንፊ ምስ ዘለዎ ዅሉ ፍጡርን ኣተዉ። 15 ትንፋስ ህይወት* ካብ ዘለዎ ዅሉ ስጋ፡ ከክልተ ናብ ኖህ ናብ መርከብ ኣተዉ። 16 ከምቲ ኣምላኽ ዝኣዘዞ ድማ ካብ ኵሉ ዓይነት ስጋ፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን ኣተዉ። የሆዋ ኸኣ ነቲ ማዕጾ ብድሕሪኡ ዓጸዎ።

17 ማይ ኣይሂ ድማ 40 መዓልቲ ኣብ ምድሪ ቐጸለ፣ እቲ ማያት ከኣ እናበዝሐ ኸደ እሞ ነታ መርከብ ኣልዓላ፡ ካብ ምድሪ ድማ ልዕል ኢላ ጸምበለል ትብል ነበረት። 18 እቲ ማያት እናበርትዐ፡ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኸኣ እናበዝሐ ኸደ፣ እታ መርከብ ግና ኣብ ልዕሊ እቲ ማያት ጸምበለል ትብል ነበረት። 19 እቲ ማያት ድማ ኣብ ምድሪ ኣዝዩ እናበርትዐ ብምኻዱ፡ ኣብ ትሕቲ ብዘሎ ሰማያት ዝነበረ ዅሉ ነዋሕቲ ኣኽራን ተጐልበበ።+ 20 እቲ ማያት ኣብ ልዕሊ እቲ ኣኽራን ክሳብ 15 እመት* ንላዕሊ ኽብ በለ።

21 ስለዚ፡ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዚንቀሳቐሱ ዅሎም ህያዋን ፍጡራት፡* በረርቲ ፍጡራትን እንስሳታት ዘቤትን እንስሳታት ዘገዳምን ሓሰኽሰኽ ዚብሉ ፍጡራትን ኵሎም ሰባትን፡ ጠፍኡ።+ 22 ኣብ ንቑጽ ምድሪ ዝነበረ ኣብ ኣፍንጫኡ ትንፋስ ህይወት* ዝነበሮ ዅሉ ሞተ።+ 23 ስለዚ፡ ንዅሉ ህያው፡ እንተላይ ሰብን እንስሳን ለማምን በራሪ ፍጡር ሰማይን፡ ካብ ገጽ ምድሪ ደምሰሰ። ኵላቶም ካብ ገጽ ምድሪ ተደምሰሱ፣+ ኖህን እቶም ምስኡ ኣብ መርከብ ዝነበሩን ጥራይ ተረፉ።+ 24 እቲ ማያት ድማ ክሳዕ 150 መዓልቲ ኣብ ምድሪ በርትዐ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ