ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጴጥሮስ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ

      • ከም ክርስቶስ ንፍቓድ ኣምላኽ ንበሩ (1-6)

      • መወዳእታ ዅሉ ነገር ቀሪቡ ኣሎ (7-11)

      • ከም ክርስትያን ኴንካ መከራ ምጽጋብ (12-19)

1 ጴጥሮስ 4:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቈራጽነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 2:8
  • +ሮሜ 6:11፣ ቈሎ 3:5፣ 1ዮሃ 3:6

1 ጴጥሮስ 4:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 5:15
  • +ገላ 2:20፣ ኤፌ 5:17

1 ጴጥሮስ 4:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሕንኪ ኣልቦነት።” ብግሪኽኛ ኣሰልጌያ (ብብዙሕ)። ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ንውርምና” ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ብቐይዲ በተኽ ድግስ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዘይሕጋዊ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:13፣ 1ቈረ 5:11፣ ገላ 5:19, 21፣ ኤፌ 4:17-19
  • +ቲቶ 3:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 44

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2001፡ ገጽ 28

    15/12/1996፡ ገጽ 28-29

    1/8/1996፡ ገጽ 15

1 ጴጥሮስ 4:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    8/4/2000፡ ገጽ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 28-29

1 ጴጥሮስ 4:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 10:42፣ 17:31፣ 2ጢሞ 4:1፣ ራእ 20:12

1 ጴጥሮስ 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 2:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2008፡ ገጽ 21

1 ጴጥሮስ 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:3፣ 1ጢሞ 3:2፣ ቲቶ 2:6
  • +ቈሎ 4:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2013፡ ገጽ 3፡ 4-5

    15/3/2009፡ ገጽ 15-16፡ 19

    15/8/1997፡ ገጽ 17-22

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/2003፡ ገጽ 1

1 ጴጥሮስ 4:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 10:12፣ 17:9፣ 1ቈረ 13:4, 7
  • +ቈሎ 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2023፡ ገጽ 10-11

    9/2023፡ ገጽ 29

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 303

    ንቑሕ ኩን!፡ ገጽ 28-30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/1999፡ ገጽ 22

    1/12/1997፡ ገጽ 18

1 ጴጥሮስ 4:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 9:7፣ እብ 13:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2018፡ ገጽ 14-15

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2017፡ ገጽ 9-10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1996፡ ገጽ 19

1 ጴጥሮስ 4:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:6-8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2022፡ ገጽ 11-13

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    7/2016፡ ገጽ 23-25

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2012፡ ገጽ 10

    15/1/2009፡ ገጽ 12-14

    15/6/2005፡ ገጽ 30-31

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 75-76

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    6/1998፡ ገጽ 3

1 ጴጥሮስ 4:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 12:2፣ ኤፌ 3:20
  • +1ቈረ 10:31

1 ጴጥሮስ 4:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 5:9

1 ጴጥሮስ 4:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:7
  • +ሮሜ 8:17፣ 2ቈረ 4:10፣ 2ጢሞ 3:12
  • +ግብ 5:41፣ ያእ 1:2

1 ጴጥሮስ 4:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 1:12፣ 5:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 32

1 ጴጥሮስ 4:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 5:13፣ 1ጴጥ 2:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/1997፡ ገጽ 30-31

1 ጴጥሮስ 4:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 1:24፣ እብ 12:2

1 ጴጥሮስ 4:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 3:6
  • +1ቈረ 11:32
  • +2ተሰ 1:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 102-103

    ራእይ፡ ገጽ 31-32፡ 259-260፡ 284

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2004፡ ገጽ 16

    1/4/1996፡ ገጽ 18

    15/10/1995፡ ገጽ 22

1 ጴጥሮስ 4:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 11:31፣ ማቴ 7:13, 14

1 ጴጥሮስ 4:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 1:12

ሓፈሻዊ

1 ጴጥ. 4:1ፊል 2:8
1 ጴጥ. 4:1ሮሜ 6:11፣ ቈሎ 3:5፣ 1ዮሃ 3:6
1 ጴጥ. 4:22ቈረ 5:15
1 ጴጥ. 4:2ገላ 2:20፣ ኤፌ 5:17
1 ጴጥ. 4:3ሮሜ 13:13፣ 1ቈረ 5:11፣ ገላ 5:19, 21፣ ኤፌ 4:17-19
1 ጴጥ. 4:3ቲቶ 3:3
1 ጴጥ. 4:41ጴጥ 3:16
1 ጴጥ. 4:5ግብ 10:42፣ 17:31፣ 2ጢሞ 4:1፣ ራእ 20:12
1 ጴጥ. 4:6ኤፌ 2:1
1 ጴጥ. 4:7ሮሜ 12:3፣ 1ጢሞ 3:2፣ ቲቶ 2:6
1 ጴጥ. 4:7ቈሎ 4:2
1 ጴጥ. 4:8ምሳ 10:12፣ 17:9፣ 1ቈረ 13:4, 7
1 ጴጥ. 4:8ቈሎ 3:14
1 ጴጥ. 4:92ቈረ 9:7፣ እብ 13:2
1 ጴጥ. 4:10ሮሜ 12:6-8
1 ጴጥ. 4:11ኢሳ 12:2፣ ኤፌ 3:20
1 ጴጥ. 4:111ቈረ 10:31
1 ጴጥ. 4:121ጴጥ 5:9
1 ጴጥ. 4:131ጴጥ 1:7
1 ጴጥ. 4:13ሮሜ 8:17፣ 2ቈረ 4:10፣ 2ጢሞ 3:12
1 ጴጥ. 4:13ግብ 5:41፣ ያእ 1:2
1 ጴጥ. 4:14ያእ 1:12፣ 5:11
1 ጴጥ. 4:151ጢሞ 5:13፣ 1ጴጥ 2:20
1 ጴጥ. 4:16ቈሎ 1:24፣ እብ 12:2
1 ጴጥ. 4:17እብ 3:6
1 ጴጥ. 4:171ቈረ 11:32
1 ጴጥ. 4:172ተሰ 1:7, 8
1 ጴጥ. 4:18ምሳ 11:31፣ ማቴ 7:13, 14
1 ጴጥ. 4:192ጢሞ 1:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጴጥሮስ 4:1-19

1 ጴጥሮስ

4 ክርስቶስ ብስጋ መከራ ኻብ ጸገበ፡+ ንስኻትኩም እውን በዚ ኣተሓሳስባ* እዚ ተዓጠቑ፣ ምኽንያቱ፡ እቲ ብስጋ መከራ ዝጸገበ፡ ንሓጢኣት ሓዲግዎ እዩ፣+ 2 ከምኡ ዝገበረ ኸኣ፡ እቲ ብስጋ ዝተረፈ ግዜኡ ንትምኒት ሰብ ዘይኰነስ፡+ ንፍቓድ ኣምላኽ ምእንቲ ኺነብር እዩ።+ 3 እቲ ብንውርምና፡* ብፍትወት፡ ብስኽራን፡ ብፈንጠዝያ፡* ብመስተ ብምውድዳር፡ ብፍንፉን* ኣምልኾ ጣኦት ክትመላለሱ ኸለኹም፡+ ፍቓድ ኣህዛብ ዝገበርኩምሉ ዝሓለፈ ግዜ ይኣክል እዩ።+ 4 ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐየኹም ይግረሙ፡ ንዓኻትኩም ከኣ ይጸርፉኹም ኣለዉ።+ 5 ንሳቶም ግና ነቲ ንህያዋንን ንምዉታትን ኪፈርድ ተዳልዩ ዘሎ፡ ጸብጻብ ኪህብዎ እዮም።+ 6 ስለዚ እዩ ንምዉታት እውን ብስራት እተነግሮም፣+ እዚ ኸኣ ብኣረኣእያ ሰብ ብስጋ እኳ እንተ ተፈርዱ፡ ብኣረኣእያ ኣምላኽ ምስ መንፈስ ተሰማሚዖም ምእንቲ ኺነብሩ እዩ።

7 ግናኸ፡ መወዳእታ ዅሉ ነገር ቀሪቡ ኣሎ። እምበኣር፡ ለብሙ፡+ ንጸሎት እውን ንቕሑ።+ 8 ፍቕሪ ብዙሕ ሓጢኣት ትኸድን እያ እሞ፡+ ቅድሚ ዅሉ ንሓድሕድኩም ሓያል ፍቕሪ ትሃሉኹም።+ 9 ብዘይ ምዕዝምዛም ንሓድሕድኩም ብግሽነት ተቓባበሉ።+ 10 ነፍሲ ወከፍ ከከም እቲ እተቐበሎ ውህበት፡ ከም ሕያዎት ኣመሓደርቲ እቲ ብእተፈላለየ መገዲ ዚግለጽ ጸጋ ኣምላኽ ንሓድሕድኩም ኣገልግሉ።+ 11 ዚዛረብ እንተ ዀይኑ፡ ከምቲ ቕዱስ ቃል ኣምላኽ ገይሩ ይዛረብ፣ ዜገልግል እንተ ዀይኑ እውን፡ ከምቲ ኣምላኽ ዝሃቦ ሓይሊ ገይሩ የገልግል፣+ እዚ ድማ ኣምላኽ ብየሱስ ክርስቶስ ብዅሉ ምእንቲ ኪኽበር እዩ።+ ንዕኡ ኽብርን ሓይልን ንዘለኣለመ ኣለም ይኹኖ። ኣሜን።

12 ፍቑራተየ፡ በቲ ዚረኽበኩም ዘሎ ዜንድድ ፈተና፡+ ሓደ ሓድሽ ነገር ከም ዝበጽሓኩም ኴንኩም ኣይትገረሙ። 13 የግዳስ፡ ክርስቶስ ብኽብሩ ኺግለጽ ከሎ ምእንቲ ኽትሕጐሱን ባህ ምእንቲ ኺብለኩምን፡+ ብመጠን እቲ ተኻፈልቲ መከራኡ ዝዀንኩምዎ+ ተሓጐሱ።+ 14 ምእንቲ ስም ክርስቶስ ትጽረፉ እንተ ኣሊኹም፡ መንፈስ ክብሪ፡ እወ፡ መንፈስ ኣምላኽ ኣባኻትኩም ይዓርፍ ኣሎ እሞ፡ ሕጉሳት ኢኹም።+

15 ግናኸ፡ ሓደ እኳ ኻባኻትኩም ከም ቀታል ነፍሲ፡ ወይስ ከም ሰራቒ፡ ወይስ ከም ገባር ክፉእ፡ ወይስ ኣብ ነገር ካልኦት ጣልቃ ኸም ዚኣቱ ዀይኑ መከራ ኣይጽገብ።+ 16 ከም ክርስትያን ኰይኑ መከራ እንተ ጸጊቡ ግና፡ እዚ ስም እዚ ጾይሩ ንኣምላኽ የሞግሶ እምበር፡ ኣይሕፈር።+ 17 ምኽንያቱ፡ ፍርዲ ኣብ ቤት ኣምላኽ ዚጅምረሉ ምዱብ ግዜ ኣኺሉ እዩ።+ ቅድም ኣባና ኻብ ዚጅምርሲ፡+ ነቶም ንብስራት ኣምላኽ ዘይእዘዙ ደኣ መወዳእታኦም እንታይ ኪኸውን እዩ፧+ 18 “ጻድቕ ብጭንቂ ዚድሕን ካብ ኰነ፡ ንኣምላኽ ዘይፈርህን ሓጥእን ደኣ እንታይ ኪኸውን እዩ፧”+ 19 ስለዚ፡ እቶም ከም ፍቓድ ኣምላኽ ኰይኖም መከራ ዚጸግቡ ዘለዉ፡ ሰናይ እናገበሩ፡ ንርእሶም* ኣብቲ እሙን ፈጣሪ የማዕቍብዋ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ