ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 30
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ተስፋታት ምምላስን ምሕዋይን (1-24)

ኤርምያስ 30:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:3፣ ህዝ 39:25
  • +እዝ 2:1፣ ኤር 29:14፣ 32:44፣ ህዝ 20:42፣ ኣሞ 9:14

ኤርምያስ 30:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕቘኡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 4:31፣ ሚክ 4:9

ኤርምያስ 30:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዓባይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:11፣ ጸፎ 1:14

ኤርምያስ 30:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣይኪገብርዎምን።”

ኤርምያስ 30:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 34:23፣ 37:24፣ ሆሴ 3:5

ኤርምያስ 30:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:25፣ ኤር 3:18
  • +ኢሳ 41:13
  • +ኤር 33:16፣ ህዝ 34:25፣ ሆሴ 2:18፣ ሚክ 4:4

ኤርምያስ 30:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክእርመካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 50:29፣ 51:24
  • +ዘሌ 26:44፣ ነህ 9:31፣ ድጕ 3:22፣ ኣሞ 9:8
  • +ዘጸ 34:6, 7፣ ኤር 46:27, 28

ኤርምያስ 30:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:15, 16፣ ኢሳ 6:10፣ ኤር 8:21, 22

ኤርምያስ 30:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 5:6
  • +ድጕ 2:5
  • +ድጕ 1:2, 19

ኤርምያስ 30:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:14

ኤርምያስ 30:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:11፣ ኤር 25:12
  • +ኤር 51:29, 56፣ ሚክ 5:9
  • +ዘካ 2:8, 9

ኤርምያስ 30:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 2:15
  • +መዝ 102:13፣ ኤር 33:6, 7

ኤርምያስ 30:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 85:1፣ ኤር 24:6፣ 29:10
  • +ሚክ 4:8

ኤርምያስ 30:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከኽብሮም” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 3:12፣ ነህ 8:17፣ ኢሳ 35:10
  • +ዘዳ 30:5፣ ኢሳ 27:6፣ ዘካ 10:8
  • +ኢሳ 60:22፣ ሚክ 4:7

ኤርምያስ 30:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:26
  • +ኢሳ 49:26፣ ኤር 50:18

ኤርምያስ 30:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ልቡ ትሕጃ ዚህብ።”

ኤርምያስ 30:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 2:23
  • +ኤር 31:1፣ ህዝ 11:20፣ 36:28

ኤርምያስ 30:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:32

ኤርምያስ 30:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 4:28
  • +ኤር 23:20

ሓፈሻዊ

ኤር. 30:3ዘዳ 30:3፣ ህዝ 39:25
ኤር. 30:3እዝ 2:1፣ ኤር 29:14፣ 32:44፣ ህዝ 20:42፣ ኣሞ 9:14
ኤር. 30:6ኤር 4:31፣ ሚክ 4:9
ኤር. 30:7ዮኤ 2:11፣ ጸፎ 1:14
ኤር. 30:9ህዝ 34:23፣ 37:24፣ ሆሴ 3:5
ኤር. 30:10ኢሳ 49:25፣ ኤር 3:18
ኤር. 30:10ኢሳ 41:13
ኤር. 30:10ኤር 33:16፣ ህዝ 34:25፣ ሆሴ 2:18፣ ሚክ 4:4
ኤር. 30:11ኤር 50:29፣ 51:24
ኤር. 30:11ዘሌ 26:44፣ ነህ 9:31፣ ድጕ 3:22፣ ኣሞ 9:8
ኤር. 30:11ዘጸ 34:6, 7፣ ኤር 46:27, 28
ኤር. 30:122ዜና 36:15, 16፣ ኢሳ 6:10፣ ኤር 8:21, 22
ኤር. 30:14ኤር 5:6
ኤር. 30:14ድጕ 2:5
ኤር. 30:14ድጕ 1:2, 19
ኤር. 30:152ዜና 36:14
ኤር. 30:16ኢሳ 41:11፣ ኤር 25:12
ኤር. 30:16ኤር 51:29, 56፣ ሚክ 5:9
ኤር. 30:16ዘካ 2:8, 9
ኤር. 30:17ድጕ 2:15
ኤር. 30:17መዝ 102:13፣ ኤር 33:6, 7
ኤር. 30:18መዝ 85:1፣ ኤር 24:6፣ 29:10
ኤር. 30:18ሚክ 4:8
ኤር. 30:19እዝ 3:12፣ ነህ 8:17፣ ኢሳ 35:10
ኤር. 30:19ዘዳ 30:5፣ ኢሳ 27:6፣ ዘካ 10:8
ኤር. 30:19ኢሳ 60:22፣ ሚክ 4:7
ኤር. 30:20ኢሳ 1:26
ኤር. 30:20ኢሳ 49:26፣ ኤር 50:18
ኤር. 30:22ሆሴ 2:23
ኤር. 30:22ኤር 31:1፣ ህዝ 11:20፣ 36:28
ኤር. 30:23ኤር 25:32
ኤር. 30:24ኤር 4:28
ኤር. 30:24ኤር 23:20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 30:1-24

ኤርምያስ

30 እቲ ኻብ የሆዋ ናብ ኤርምያስ ዝመጸ ቓል ከምዚ ይብል፦ 2 “የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ ‘ኵለን እተን እተዛረብኩኻ ቓላት ኣብ መጽሓፍ ጽሓፈን። 3 “እንሆ፡ ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤልን ይሁዳን ዚእክበለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ”+ ይብል የሆዋ፡ “ናብታ ንኣቦታቶም ዝሃብክዎም ምድሪ ድማ ክመልሶም እየ፣ ንሳቶም እውን መሊሶም ኪርስተይዋ እዮም” ይብል የሆዋ።’”+

4 እተን የሆዋ ንእስራኤልን ንይሁዳን እተዛረበን ቃላት እዚአን እየን።

 5 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ደሃይ እቶም ራዕራዕ ዚብሉ ሰሚዕና ኣለና፣

ሽበራ እምበር ሰላም የልቦን።

 6 ሰብኣይ ኪወልድ ዚኽእል እንተ ዀይኑ እስከ ሕተቱ።

ስለምንታይ ደኣ እየ ዅሉ ብርቱዕ ሰብኣይ

ከም እትወልድ ሰበይቲ ኣእዳዉ ኣብ ከብዱ* ገይሩ ዝርኢ ዘለኹ፧+

ስለምንታይከ እዩ ዅሉ ገጽ ጸምልዩ ዘሎ፧

 7 ኣየ፡ እታ መዓልቲ እቲኣስ እተስካሕክሕ* እያ።+

ከምኣ ዝበለ የልቦን፣

ንያእቆብሲ ግዜ ጭንቁ እያ።

ግናኸ፡ ካብኣ ኺድሕን እዩ።”

8 “በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፡” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “ኣርዑት ካብ ክሳድካ ኽሰብር፡ መእሰሪታትካ እውን ክበትኽ እየ፣ ድሕሪ ደጊም ከኣ ጓኖት ባርያኦም ኣይኪገብርዎን* እዮም። 9 ንየሆዋ ኣምላኾምን ነቲ ኣነ ዘተንስኣሎም ዳዊት ንጉሶምን ደኣ ኼገልግሉ እዮም።”+

10 “ንዓኻ ኻብ ርሑቕ፡

ንዘርእኻ ኸኣ ካብ ምድሪ ምርኮ ኸድሕን እየ እሞ፡+

ንስኻ ድማ ኣታ ጊልያይ ያእቆብ፡ ኣይትፍራህ” ይብል የሆዋ፡

“ኣታ እስራኤል እውን፡ ኣይትሸበር።+

ያእቆብ ኪምለስን ኪሃድእን እዩ፡ ኣይኪርበሽን ድማ እዩ፣

ዜፍርሆ ኸኣ ኣይኪህሉን እዩ።”+

11 “ከድሕነካስ ምሳኻ እየ” ይብል የሆዋ።

“ንዅሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ኣህዛብ ደኣ ኸጽንት እየ፣+

ንዓኻ ግና ኣይከጽንተካን እየ።+

ብልክዕ ክግስጸካ* እየ እምበር፡

ከይቀጻዕኩስ ኣይክሓድገካን እየ።”+

12 የሆዋስ ከምዚ ይብል፦

“መስበርትኺ ኣይሓውን እዩ።+

ቍስልኺ ዘይሓዊ እዩ።

13 ዚማጐተልኪ የልቦን፣

ቍስልኺ ዚሓውየሉ መገዲ የልቦን።

ንዓኺ ዚኸውን ፈውሲ የልቦን።

14 ብሰሪ እቲ ዓብዪ በደልክን ብዙሕ ሓጢኣትክን፡+

ብመውቃዕቲ ጸላእን

ብመቕጻዕቲ ጨካንን ወቒዐኪ እየ እሞ፡+

ኵሎም እቶም ኣዝዮም ዜፍቅሩኺ ረሲዖምኺ እዮም።+

ደጊም ኣይደልዩኽን እዮም።

15 ስለምንታይ ኢኺ ብሰሪ መስበርትኺ እተእውዪ፧

ስቓይኪ ዘይሓዊ እዩ!

ብሰሪ እቲ ዓብዪ በደልክን ብዙሕ ሓጢኣትክን፡+

እዚ ገይረኪ ኣለኹ።

16 ስለዚ፡ ኵሎም እቶም ዚውሕጡኺ፡ ኪውሓጡ፡+

ኵሎም ጸላእትኺ እውን ናብ ምርኮ ኺውሰዱ እዮም።+

እቶም ዚዝርፉኺ፡ ኪዝረፉ እዮም፣

ነቶም ዚዘምቱኺ ድማ፡ ንዘመተ ኣሕሊፈ ኽህቦም እየ።”+

17 “ድርብይቲ፡ ‘ሓደ እኳ ዘይደልያ ጽዮን፡’+

ኢሎም እኳ እንተ ጸውዑኺ፡

ኣነ ግና ከጥዕየክን ቍስልኺ ኸሕውን እየ”+ ይብል የሆዋ።

18 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“እንሆ፡ ንምሩኻት ድንኳናት ያእቆብ እእክቦም ኣለኹ፣+

ንማሕደራቱ ድማ ክድንግጸሉ እየ።

እታ ኸተማ ኣብ ኵርባኣ ዳግም ክትህነጽ እያ፣+

እቲ እተዓርደ ግምብታታ ኸኣ ኣብቲ ግቡእ ቦታኡ ኪቐውም እዩ።

19 ካባታቶም ከኣ ምስጋናን ደሃይ ሰሓቕን ኪወጽእ እዩ።+

ኣነ ኸሰስኖም እየ እሞ፡ ኣይኪውሕዱን እዮም፣+

ከብዝሖም* እየ እሞ፡

ኣብ ግምት ዘይኣትዉ ኣይኪዀኑን እዮም።+

20 ደቁ ኸም ቀደም ኪዀኑ እዮም፣

ኣኼባኡ ኸኣ ኣብ ቅድመይ ኪጸንዕ እዩ።+

ንዅሎም ተጻረርቱ ድማ ስጕምቲ ኽወስደሎም እየ።+

21 ዓብይኡ ሓደ ኻብኡ ኪኸውን፡

ገዛኢኡ ድማ ካብኡ ኺወጽእ እዩ።

ከቕርቦ፡ ንሱ ድማ ኪቐርበኒ እዩ።”

“እንተ ዘይኰነስ፡ ኪቐርበኒ ዚደፍር* መን እዩ፧” ይብል የሆዋ።

22 “ንስኻትኩም ከኣ ህዝበይ ክትኰኑ ኢኹም፣+ ኣነ እውን ኣምላኽኩም ክኸውን እየ።”+

23 እንሆ፡ ህቦብላ ንፋስ የሆዋ ብነድሪ ኺወጽእ እዩ፣+

ኣብ ርእሲ እኩያት ሕምብሊል ዚብል ዚዅስትር ህቦብላ እዩ።

24 ሓሳብ ልቡ ኽሳዕ ዚፍጽምን ዚገብርን፡+

ዚነድድ ቍጥዓ የሆዋ ኣይኪምለስን እዩ።

ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ነዚ ኽትርድእዎ ኢኹም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ