ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 111
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንየሆዋ ስለቲ ዓብዪ ግብርታቱ ወድስዎ

        • ስም ኣምላኽ ቅዱስን ዜፍርህን እዩ (9)

        • ፍርሃት የሆዋ ጥበብ እዩ (10)

መዝሙር 111:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 68:4፣ 113:1፣ ራእ 19:1
  • +መዝ 9:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 20

መዝሙር 111:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 98:1፣ 139:14፣ ራእ 15:3
  • +መዝ 77:12፣ 143:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 20-21

መዝሙር 111:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 103:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 21-22

መዝሙር 111:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጸጋውን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 31:19፣ እያ 4:5-7
  • +ዘጸ 34:6፣ ያእ 5:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 21-22

መዝሙር 111:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:25፣ ማቴ 6:33
  • +መዝ 89:34፣ 105:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 22

መዝሙር 111:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 44:2፣ 105:44

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 22-23

መዝሙር 111:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4
  • +መዝ 19:8፣ ኢሳ 55:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 23

መዝሙር 111:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብጽቡቕ እተሰረተ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 23

መዝሙር 111:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:13፣ ሉቃ 1:68፣ ራእ 7:10
  • +መዝ 89:7፣ ኢሳ 6:2, 3፣ ሉቃ 1:49፣ ራእ 4:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 23-24

መዝሙር 111:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኵሎም እቶም ዚሕልውዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 28:28፣ ምሳ 1:7፣ መክ 12:13
  • +ዘዳ 4:6፣ እያ 1:7, 8፣ 1ነገ 2:3፣ መዝ 119:100፣ 2ጢሞ 3:14, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 24

    1/3/1995፡ ገጽ 24

ሓፈሻዊ

መዝ. 111:1መዝ 68:4፣ 113:1፣ ራእ 19:1
መዝ. 111:1መዝ 9:1
መዝ. 111:2መዝ 98:1፣ 139:14፣ ራእ 15:3
መዝ. 111:2መዝ 77:12፣ 143:5
መዝ. 111:3መዝ 103:17
መዝ. 111:4ዘዳ 31:19፣ እያ 4:5-7
መዝ. 111:4ዘጸ 34:6፣ ያእ 5:11
መዝ. 111:5መዝ 37:25፣ ማቴ 6:33
መዝ. 111:5መዝ 89:34፣ 105:8
መዝ. 111:6መዝ 44:2፣ 105:44
መዝ. 111:7ዘዳ 32:4
መዝ. 111:7መዝ 19:8፣ ኢሳ 55:10, 11
መዝ. 111:8መዝ 19:9
መዝ. 111:9ዘጸ 15:13፣ ሉቃ 1:68፣ ራእ 7:10
መዝ. 111:9መዝ 89:7፣ ኢሳ 6:2, 3፣ ሉቃ 1:49፣ ራእ 4:8
መዝ. 111:10እዮ 28:28፣ ምሳ 1:7፣ መክ 12:13
መዝ. 111:10ዘዳ 4:6፣ እያ 1:7, 8፣ 1ነገ 2:3፣ መዝ 119:100፣ 2ጢሞ 3:14, 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 111:1-10

መዝሙር

111 ንያህ ወድስዎ!*+

א [ኣሌፍ]

ብምሉእ ልበይ ንየሆዋ ኽውድሶ እየ፣+

ב [ቤት]

ኣብ ኣኼባ ጕጅለ ቕኑዓትን ኣብ ጉባኤን ክውድሶ እየ።

ג [ጊሜል]

 2 ግብርታት የሆዋ ዓብዪ እዩ፣+

ד [ዳሌጥ]

እቶም ብእኡ ባህ ዚብሎም የጽንዕዎ።+

ה [ሄ]

 3 ተግባሩ ኽቡርን ግርማውን እዩ፣

ו [ዋው]

ጽድቁ ኸኣ ንዘለኣለም ይነብር።+

ז [ዛይን]

 4 ንዜደንቕ ግብርታቱ ኸም ዚዝከር ይገብር።+

ח [ሔት]

የሆዋ ርሕሩሕን* መሓርን እዩ።+

ט [ጤት]

 5 ንዚፈርህዎ ምግቢ ይህቦም።+

י [ዮድ]

ኪዳኑ ንዘለኣለም ይዝክር።+

כ [ካፍ]

 6 ግብርታት ሓይሉ ንህዝቡ ገለጾ፣

ל [ላሜድ]

ርስቲ ኣህዛብ ብምሃብ ገለጾ።+

מ [ሜም]

 7 ግብርታት ኣእዳዉ ሓቅን ፍትሕን እዩ፣+

נ [ኑን]

ኵሉ ትእዛዛቱ እሙን እዩ።+

ס [ሳሜኽ]

 8 ሕጅን ንዘለኣለምን ዜተኣማምን* እዩ፣

ע [ዓይን]

ብሓቅን ብጽድቅን እተገብረ እዩ።+

פ [ፌ]

 9 ንህዝቡ በጃ ሃቦም።+

צ [ጻዴ]

ኪዳኑ ንዘለኣለም ኪኸውን ኣዘዘ።

ק [ቆፍ]

ስሙ ቕዱስን ዜፍርህን እዩ።+

ר [ሬሽ]

10 ፍርሃት የሆዋ መጀመርታ ጥበብ እዩ።+

ש [ሲን]

ኵሎም እቶም ትእዛዛቱ ዚሕልዉ፡* ጽቡቕ ልቦና ኣለዎም።+

ת [ታው]

ውዳሰኡ ንዘለኣለም ይነብር።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ