ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ራባ ተታሕዘት (1-3)

      • ንጉዓት ፍልስጥኤማውያን ተቐትሉ (4-8)

1 ዜና መዋእል 20:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኣብ ከባቢ መፋርቕ መጋቢት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 11:6
  • +ዘዳ 3:11
  • +2ሳሙ 11:1
  • +2ሳሙ 12:26

1 ዜና መዋእል 20:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣስታት 34.2 ኪ.ግ.። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:11, 12፣ 12:30, 31

1 ዜና መዋእል 20:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:20, 21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2005፡ ገጽ 27

1 ዜና መዋእል 20:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 21:18፣ 1ዜና 11:26, 29
  • +ዘዳ 3:13

1 ዜና መዋእል 20:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 21:19፣ 1ዜና 11:23, 24
  • +1ሳሙ 17:4, 7፣ 21:9

1 ዜና መዋእል 20:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 11:22፣ 1ሳሙ 7:14
  • +ዘሁ 13:33፣ ዘዳ 2:10፣ 3:11
  • +2ሳሙ 21:16, 20-22

1 ዜና መዋእል 20:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:10፣ 2ነገ 19:22
  • +1ዜና 2:13

1 ዜና መዋእል 20:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:4
  • +ዘዳ 2:11

ሓፈሻዊ

1 ዜና 20:11ዜና 11:6
1 ዜና 20:1ዘዳ 3:11
1 ዜና 20:12ሳሙ 11:1
1 ዜና 20:12ሳሙ 12:26
1 ዜና 20:22ሳሙ 8:11, 12፣ 12:30, 31
1 ዜና 20:31ነገ 9:20, 21
1 ዜና 20:42ሳሙ 21:18፣ 1ዜና 11:26, 29
1 ዜና 20:4ዘዳ 3:13
1 ዜና 20:52ሳሙ 21:19፣ 1ዜና 11:23, 24
1 ዜና 20:51ሳሙ 17:4, 7፣ 21:9
1 ዜና 20:6እያ 11:22፣ 1ሳሙ 7:14
1 ዜና 20:6ዘሁ 13:33፣ ዘዳ 2:10፣ 3:11
1 ዜና 20:62ሳሙ 21:16, 20-22
1 ዜና 20:71ሳሙ 17:10፣ 2ነገ 19:22
1 ዜና 20:71ዜና 2:13
1 ዜና 20:81ሳሙ 17:4
1 ዜና 20:8ዘዳ 2:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 20:1-8

1 ዜና መዋእል

20 ኣብ መጀመርታ ዓመት፡* በቲ ነገስታት ንወፈራታት ዚወጹሉ ግዜ፡ ዮኣብ፡+ ሰራዊት ንወፈራ መሪሑ ንምድሪ ዓሞናውያን ኣጥፍኣ፣ መጺኡ ኸኣ ንራባ+ ኸበባ፣ ዳዊት ድማ ኣብ የሩሳሌም ጸንሐ።+ ዮኣብ ከኣ ንራባ ኣጥቂዑ ኣፍረሳ።+ 2 ዳዊት ድማ ዘውዲ ማልካም ካብ ርእሱ ወሰደ፣ ሚዛኑ ኸኣ ሓደ ታለንት* ወርቂ ዀይኑ ረኸቦ፡ ክቡራት ኣእማን እውን ነበሮ፣ ኣብ ርእሲ ዳዊት ድማ ተገብረ። ካብታ ኸተማ ኸኣ ኣዝዩ ብዙሕ ምርኮ ወሰደ።+ 3 ነቶም ኣብኣ ዝነበሩ ህዝቢ ድማ ኣውጺኡ፡ ኣእማን ብመጋዝ ከም ዚቘርጹ፡ ብበላሕቲ ናውቲ ሓጺንን ብፋሳትን እውን ከም ዚሰርሑ ገበሮም።+ ዳዊት ከኣ ንዅለን ከተማታት ዓሞናውያን ከምኡ ገበረን። ዳዊትን ኵሉ እቲ ሰራዊትን ድማ ናብ የሩሳሌም ተመልሱ።

4 ድሕርዚ፡ ምስ ፍልስጥኤማውያን ኣብ ጌዘር ውግእ ኰነ። ሽዑ፡ ሲብካይ+ እቲ ሑሻታዊ ነቲ ኻብ ረፋይም+ እተወልደ ሲጳይ ቀተሎ፡ ንሳቶም እውን ተምበርከኹ።

5 ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ምስ ፍልስጥኤማውያን ውግእ ኰነ። ኤልሓናን ወዲ ያኢር ድማ ነቲ ዛብያ ዂናቱ ኽንዲ ወንደረሽ ኣላማይ ዝነበረ+ ላሕሚ ሓው ጐልያድ+ እቲ ጊታዊ ቐተሎ።

6 ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ኣብ ጋት+ ውግእ ኰነ። ኣብኡ ድማ ኣጻብዕ ኣእዳዉን ኣእጋሩን ሸሽዱሽተ፡ ብድምር 24 ዘለዎ ገዚፍ ሰብኣይ ነበረ፣+ ንሱ እውን ካብ ረፋይም እተወልደ እዩ።+ 7 ንሱ ኸኣ ንእስራኤል ኣባጨወሉ።+ ዮናታን ወዲ ሺምዓ+ ሓው ዳዊት ድማ ቀተሎ።

8 እዚኣቶም ኣብ ጋት+ ካብ ረፋይም+ እተወልዱ እዮም፣ ብኢድ ዳዊትን ብኢድ ገላዉኡን ከኣ ወደቑ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ