ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • ናብቲ ዝሰማዕናዮ ኣዚና ነቕልብ (1-4)

      • ኵሉ ንየሱስ ተገዝአ (5-9)

      • የሱስን ኣሕዋቱን (10-18)

        • ቀንዲ መራሒ ድሕነቶም (10)

        • መሓሪ ሊቀ ኻህናት (17)

እብራውያን 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 73:2፣ እብ 3:12፣ 2ጴጥ 3:17
  • +ሉቃ 8:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 60

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 9-10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2013፡ ገጽ 9

    1/4/2004፡ ገጽ 11-12

    15/9/2002፡ ገጽ 10-12

    1/1/1998፡ ገጽ 6-8

እብራውያን 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 3:19
  • +ዘዳ 4:3፣ ይሁ 5

እብራውያን 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 10:28, 29
  • +ማር 1:14

እብራውያን 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:22
  • +1ቈረ 12:11

እብራውያን 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:31፣ 2ጴጥ 3:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2009፡ ገጽ 11

እብራውያን 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 144:3

እብራውያን 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 8:4-6
  • +ማቴ 28:18፣ 1ቈረ 15:27፣ ኤፌ 1:22
  • +1ጴጥ 3:22
  • +መዝ 110:1

እብራውያን 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 2:7
  • +ኢሳ 53:5, 8፣ ሮሜ 5:17፣ 1ጢሞ 2:5, 6
  • +ራእ 5:9

እብራውያን 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:18, 19፣ 2ቈረ 6:18
  • +ግብ 5:31፣ እብ 12:2
  • +ሉቃ 24:26፣ እብ 5:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1510

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 12-13፡ 19-20

እብራውያን 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:19፣ እብ 10:14
  • +ዮሃ 20:17
  • +ማቴ 12:50፣ ሮሜ 8:29

እብራውያን 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2007፡ ገጽ 21

    1/7/1997፡ ገጽ 17

እብራውያን 2:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 8:17
  • +ኢሳ 8:18

እብራውያን 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:14
  • +እዮ 1:19
  • +ዘፍ 3:15፣ ሉቃ 10:18፣ ዮሃ 8:44፣ 1ዮሃ 3:8፣ ራእ 12:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2015፡ ገጽ 10

    15/3/2011፡ ገጽ 25

    15/10/2008፡ ገጽ 31-32

    15/1/2006፡ ገጽ 26-27

    1/7/2003፡ ገጽ 30

    1/9/1999፡ ገጽ 5

እብራውያን 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 25:8፣ ሮሜ 8:20, 21፣ 1ቈረ 15:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 88-89

እብራውያን 2:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 3:29

እብራውያን 2:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንሓጢኣት ህዝቢ ምእንቲ ኼተዓርቕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 3:25፣ 5:10፣ 1ዮሃ 2:1, 2፣ 4:10
  • +ፊል 2:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2007፡ ገጽ 21

    1/2/2007፡ ገጽ 20-21

እብራውያን 2:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 4:15
  • +እብ 7:25፣ ራእ 3:10

ሓፈሻዊ

እብ. 2:1መዝ 73:2፣ እብ 3:12፣ 2ጴጥ 3:17
እብ. 2:1ሉቃ 8:15
እብ. 2:2ገላ 3:19
እብ. 2:2ዘዳ 4:3፣ ይሁ 5
እብ. 2:3እብ 10:28, 29
እብ. 2:3ማር 1:14
እብ. 2:4ግብ 2:22
እብ. 2:41ቈረ 12:11
እብ. 2:5ግብ 17:31፣ 2ጴጥ 3:13
እብ. 2:6መዝ 144:3
እብ. 2:8መዝ 8:4-6
እብ. 2:8ማቴ 28:18፣ 1ቈረ 15:27፣ ኤፌ 1:22
እብ. 2:81ጴጥ 3:22
እብ. 2:8መዝ 110:1
እብ. 2:9ፊል 2:7
እብ. 2:9ኢሳ 53:5, 8፣ ሮሜ 5:17፣ 1ጢሞ 2:5, 6
እብ. 2:9ራእ 5:9
እብ. 2:10ሮሜ 8:18, 19፣ 2ቈረ 6:18
እብ. 2:10ግብ 5:31፣ እብ 12:2
እብ. 2:10ሉቃ 24:26፣ እብ 5:8
እብ. 2:11ዮሃ 17:19፣ እብ 10:14
እብ. 2:11ዮሃ 20:17
እብ. 2:11ማቴ 12:50፣ ሮሜ 8:29
እብ. 2:12መዝ 22:22
እብ. 2:13ኢሳ 8:17
እብ. 2:13ኢሳ 8:18
እብ. 2:14ዮሃ 1:14
እብ. 2:14እዮ 1:19
እብ. 2:14ዘፍ 3:15፣ ሉቃ 10:18፣ ዮሃ 8:44፣ 1ዮሃ 3:8፣ ራእ 12:9
እብ. 2:15ኢሳ 25:8፣ ሮሜ 8:20, 21፣ 1ቈረ 15:26
እብ. 2:16ገላ 3:29
እብ. 2:17ሮሜ 3:25፣ 5:10፣ 1ዮሃ 2:1, 2፣ 4:10
እብ. 2:17ፊል 2:7
እብ. 2:18እብ 4:15
እብ. 2:18እብ 7:25፣ ራእ 3:10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 2:1-18

እብራውያን

2 ስለዚ፡ ምእንቲ ኸይንውሰድ፡+ ናብቲ ዝሰማዕናዮ ኣዚና ኸነቕልብ ይግብኣና እዩ።+ 2 ከመይሲ፡ እቲ ብመላእኽቲ እተነግረ ቓል+ ጽኑዕ ካብ ዚኸውን፡ ኵሉ ኣበሳን ዘይተኣዛዝነትን ከኣ ፍትሓዊ መቕጻዕቲ ኻብ ዚቕበል፡+ 3 ንሕና ግዳ ኽንድዚ ዚኣክል ዓብዪ ድሕነት ዕሽሽ እንብል እንተ ዄንና፡ ከመይ ጌርና ኸነምልጥ ንኽእል፧+ እዝስ ብጐይታ እዩ ኺንገር ጀሚሩ፡+ በቶም ዝሰምዕዎ ኸኣ ተረጋጊጹልና፣ 4 ኣምላኽ ድማ ከም ፍቓዱ፡ ብትእምርትን ብተኣምራትን ብእተፈላለየ ግብርታት ሓይልን+ ብምዕዳል መንፈስ ቅዱስን ምሳታቶም ሓቢሩ መስኪሩ።+

5 ነታ እንዛረበላ ዘለና እትመጽእ ዓለምሲ፡ ኣብ ትሕቲ መላእኽቲ ኣየግዝኣን።+ 6 ሓደ ግና ኣብ ሓደ ቦታ ኸምዚ ኢሉ መስኪሩ ኣሎ፦ “ንስኻ እትዝክሮስ፡ ሰብ እንታይ እዩ፧ ወይስ እትሓልየሉ፡ ወዲ ሰብ እንታይ እዩ፧+ 7 ካብ መላእኽቲ ቝሩብ ኣንኢስካዮ፣ ኣኽሊል ክብርን ግርማን ደፊእካሉ፣ ኣብ ልዕሊ ግብሪ ኣእዳውካ ኸኣ ሸይምካዮ። 8 ንዅሉ ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ ኣግዚእካዮ።”+ ኣምላኽ ንዅሉ ኼግዝኦ ኸሎ፡+ ንዕኡ ዘየግዝኦ ሓንቲ እኳ ኣይሓደገን።+ ሕጂ ግና ኵሉ ኺግዝኦ ገና ኣይንርእን ኢና ዘለና።+ 9 እቲ ኻብ መላእኽቲ ቝሩብ ዝነኣሰ የሱስ፡+ ብጸጋ ኣምላኽ ኣብ ክንዲ ዅሉ ሞት ኪጥዕምሲ፡+ ብምኽንያት መከራ ሞቱ፡ ኣኽሊል ግርማን ክብርን ከም ዝደፍአ ግና ንርኢ ኣለና።+

10 ከመይሲ፡ እቲ ዅሉ ምእንታኡ፡ ኵሉ እውን ብእኡ ዝዀነ፡ ንብዙሓት ውሉዳት ናብ ክብሪ ኼእቱ ኸሎ፡+ ነቲ ቐንዲ ወኪል ድሕነቶም+ ብመከራ ፍጹም ኪገብሮ ይግባእ እዩ።+ 11 እቲ ዚቕድስን እቶም ዚቕደሱንሲ፡+ ኵላቶም ካብ ሓደ እዮም፣+ በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ፡ ኣሕዋተይ ንምባሎም ኣይሓፍርን እዩ፣+ 12 እዚ ድማ፡ “ስምካ ንኣሕዋተይ ክነግሮም፡ ኣብ ማእከል ጉባኤ እውን ብመዝሙር ክውድሰካ እየ” ኺብል ከሎ እዩ ኢልዎ።+ 13 ከም ብሓድሽ ከኣ፡ “ኣነ ኣብኡ ኽውከል እየ፡”+ ከም ብሓድሽ እውን፡ “እነና፡ ኣነን እቶም የሆዋ* ዝሃበኒ ደቅን” ይብል።+

14 እምበኣር፡ እቶም “ደቂ፡” ደምን ስጋን ካብ ኰኑ፡ ንሱ እውን ብተመሳሳሊ ኸማታቶም ኰይኑ እዩ።+ ከምኡ ዝዀነ ኸኣ፡ ብሞቱ ነቲ ሞት ኬስዕብ ዚኽእል፡+ ማለት ንድያብሎስ፡ ምእንቲ ኺስዕሮ፡+ 15 ንዅሎም እቶም ብፍርሂ ሞት ምሉእ ህይወቶም ብባርነት ተታሒዞም ዝነበሩ ድማ ሓራ ምእንቲ ኼውጽኦም ኢሉ እዩ።+ 16 ንዘርኢ ኣብርሃም+ እዩ ዚድግፍ ዘሎ እምበር፡ ንመላእኽትስ ኣይኰነን ዚድግፍ ዘሎ። 17 ስለዚ፡ ንሓጢኣት ህዝቢ ዜተዓርቕ መስዋእቲ ምእንቲ ኬቕርብ፡*+ ብናይ ኣምላኽ ዘበለ ድማ መሓርን እሙንን ሊቀ ኻህናት ኪኸውንሲ፡ ብዅሉ ኸም “ኣሕዋቱ” ኪኸውን ይግብኦ ነይሩ እዩ።+ 18 ንሱ ባዕሉ ኺፍተን ከሎ መከራ ጸጊቡ እዩ እሞ፡+ ነቶም ዚፍተኑ ኺረድኦም ይኽእል እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ