ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ብዛዕባ ግዝረት ኣብ ኣንጾክያ እተላዕለ ኽትዕ (1, 2)

      • እቲ ሕቶ ናብ የሩሳሌም ተወስደ (3-5)

      • ሽማግለታትን ሃዋርያትን ብሓደ ተኣከቡ (6-21)

      • ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ (22-29)

        • ካብ ደም ርሓቑ (28, 29)

      • ጉባኤታት በታ ደብዳበ ተተባብዓ (30-35)

      • ጳውሎስን በርናባስን ተፋላለዩ (36-41)

ግብሪ ሃዋርያት 15:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 17:9, 10፣ ዘጸ 12:48፣ ዘሌ 12:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 101-102

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/1998፡ ገጽ 22

    1/5/1995፡ ገጽ 19

ግብሪ ሃዋርያት 15:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክትዕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 2:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 102-104

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1997፡ ገጽ 16

    1/5/1995፡ ገጽ 19

ግብሪ ሃዋርያት 15:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 104-105

ግብሪ ሃዋርያት 15:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:48፣ ግብ 11:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 105፡ 107

ግብሪ ሃዋርያት 15:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 105

ግብሪ ሃዋርያት 15:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክትዕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 10:34, 35፣ 11:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 106

ግብሪ ሃዋርያት 15:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:9፣ ኤር 11:20
  • +ግብ 10:44, 45፣ 11:15

ግብሪ ሃዋርያት 15:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 2:15, 16፣ 1ጴጥ 1:22
  • +ገላ 3:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 106

ግብሪ ሃዋርያት 15:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 3:10
  • +ገላ 5:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 106

ግብሪ ሃዋርያት 15:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:11፣ ማቴ 20:28፣ ዮሃ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 106

ግብሪ ሃዋርያት 15:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 106

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 15:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:2፣ ግብ 11:13፣ 2ጴጥ 1:1
  • +1ጴጥ 2:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 108-109

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2021፡ ገጽ 20-21

    እተወደበ፡ ገጽ 162

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2014፡ ገጽ 16

    15/11/2014፡ ገጽ 24-25

    15/3/2013፡ ገጽ 27-28

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 15

ግብሪ ሃዋርያት 15:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 108-109

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 15:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዳስ፣ ቤት።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 109

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 8-9

ግብሪ ሃዋርያት 15:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 9:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 109

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 5

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 15

ግብሪ ሃዋርያት 15:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:21

ግብሪ ሃዋርያት 15:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ርእይቶይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 109-111

ግብሪ ሃዋርያት 15:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብግሪኽኛ ፖርኒያ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ሕሉቕን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:2፣ ዘጸ 20:3፣ 1ቈረ 10:14
  • +1ቈረ 6:9, 10፣ ቈሎ 3:5፣ 1ተሰ 4:3
  • +ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 3:17፣ 7:26፣ 17:10, 13፣ 19:26፣ ዘዳ 12:23፣ 15:23፣ 1ሳሙ 14:32, 33

ግብሪ ሃዋርያት 15:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 13:15፣ 2ቈረ 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 109፡ 111

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1995፡ ገጽ 6

ግብሪ ሃዋርያት 15:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 1:1፣ 1ጴጥ 5:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 113

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1999፡ ገጽ 26-27

ግብሪ ሃዋርያት 15:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 11:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 26

ግብሪ ሃዋርያት 15:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሳትኩም ከም ዘዕገርገሩን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:1

ግብሪ ሃዋርያት 15:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 13:50፣ 1ቈረ 15:30, 31፣ 2ቈረ 11:23-26

ግብሪ ሃዋርያት 15:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:4

ግብሪ ሃዋርያት 15:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 16:13፣ ግብ 5:32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 15:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕሉቕን።”

  • *

    ብግሪኽኛ ፖርኒያ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:2፣ ዘጸ 20:3፣ 34:15፣ 1ቈረ 10:14
  • +ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 3:17፣ 7:26፣ 17:10፣ ዘዳ 12:16, 23፣ 1ሳሙ 14:32, 33
  • +ዘሌ 17:13
  • +ዘፍ 39:7-9፣ 1ቈረ 6:9, 10፣ ኤፌ 5:5፣ ቈሎ 3:5፣ 1ተሰ 4:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 39

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 91-92

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2015፡ ገጽ 27

    15/6/2004፡ ገጽ 19-21፡ 29

    15/6/2000፡ ገጽ 29

    ይምህረና፡ ገጽ 139-140

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 129-130

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 77

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 216

ግብሪ ሃዋርያት 15:30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 15:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 15:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 114

ግብሪ ሃዋርያት 15:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 115

ግብሪ ሃዋርያት 15:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ3 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 115

ግብሪ ሃዋርያት 15:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 15:36

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዝገበርና ጌርና” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 117-119

ግብሪ ሃዋርያት 15:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 13:4, 5፣ ቈሎ 4:10፣ 2ጢሞ 4:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 119-120

ግብሪ ሃዋርያት 15:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 13:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 120

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 8

ግብሪ ሃዋርያት 15:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:36, 37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 120

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2011፡ ገጽ 23-24

    15/3/2010፡ ገጽ 6፡ 8

    15/1/2003፡ ገጽ 19-20

    15/4/1998፡ ገጽ 22-23

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 233-234

ግብሪ ሃዋርያት 15:40

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 14:26

ሓፈሻዊ

ግብ. 15:1ዘፍ 17:9, 10፣ ዘጸ 12:48፣ ዘሌ 12:2, 3
ግብ. 15:2ገላ 2:1
ግብ. 15:5ዘጸ 12:48፣ ግብ 11:2, 3
ግብ. 15:7ግብ 10:34, 35፣ 11:16, 17
ግብ. 15:81ዜና 28:9፣ ኤር 11:20
ግብ. 15:8ግብ 10:44, 45፣ 11:15
ግብ. 15:9ገላ 2:15, 16፣ 1ጴጥ 1:22
ግብ. 15:9ገላ 3:28
ግብ. 15:10ገላ 3:10
ግብ. 15:10ገላ 5:1
ግብ. 15:11ኢሳ 53:11፣ ማቴ 20:28፣ ዮሃ 1:17
ግብ. 15:14ማቴ 10:2፣ ግብ 11:13፣ 2ጴጥ 1:1
ግብ. 15:141ጴጥ 2:9, 10
ግብ. 15:17ኣሞ 9:11, 12
ግብ. 15:18ኢሳ 45:21
ግብ. 15:19ግብ 15:10
ግብ. 15:20ዘፍ 35:2፣ ዘጸ 20:3፣ 1ቈረ 10:14
ግብ. 15:201ቈረ 6:9, 10፣ ቈሎ 3:5፣ 1ተሰ 4:3
ግብ. 15:20ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 3:17፣ 7:26፣ 17:10, 13፣ 19:26፣ ዘዳ 12:23፣ 15:23፣ 1ሳሙ 14:32, 33
ግብ. 15:21ግብ 13:15፣ 2ቈረ 3:15
ግብ. 15:221ተሰ 1:1፣ 1ጴጥ 5:12
ግብ. 15:23ግብ 11:26
ግብ. 15:24ግብ 15:1
ግብ. 15:26ግብ 13:50፣ 1ቈረ 15:30, 31፣ 2ቈረ 11:23-26
ግብ. 15:27ግብ 16:4
ግብ. 15:28ዮሃ 16:13፣ ግብ 5:32
ግብ. 15:29ዘፍ 35:2፣ ዘጸ 20:3፣ 34:15፣ 1ቈረ 10:14
ግብ. 15:29ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 3:17፣ 7:26፣ 17:10፣ ዘዳ 12:16, 23፣ 1ሳሙ 14:32, 33
ግብ. 15:29ዘሌ 17:13
ግብ. 15:29ዘፍ 39:7-9፣ 1ቈረ 6:9, 10፣ ኤፌ 5:5፣ ቈሎ 3:5፣ 1ተሰ 4:3
ግብ. 15:32ግብ 18:23
ግብ. 15:362ቈረ 11:28
ግብ. 15:37ግብ 13:4, 5፣ ቈሎ 4:10፣ 2ጢሞ 4:11
ግብ. 15:38ግብ 13:13
ግብ. 15:39ግብ 4:36, 37
ግብ. 15:40ግብ 14:26
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 15:1-41

ግብሪ ሃዋርያት

15 ገሊኦም ካብ ይሁዳ ወረዱ እሞ፡ ነቶም ኣሕዋት፡ “ከም ልምዲ ሙሴ እንተ ዘይተገዚርኩም፡+ ክትድሕኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም” ኢሎም መሃርዎም። 2 ኣብ መንጎኦምን ኣብ መንጎ ጳውሎስን በርናባስን ብዙሕ ፍልልይን ክትዕን ምስ ኰነ፡ ጳውሎስን በርናባስን ገለ ኻባታቶምን ብዛዕባ እዚ ጕዳይ* እዚ፡ ናብቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ሃዋርያትን ሽማግለታትን ኪድይቡ ተመደበ።+

3 ሽዑ፡ ንሳቶም ካብታ ጉባኤ ምስ ተፋነዉ፡ ኣህዛብ ከም እተመልሱ እናኣዘንተዉ ብፊንቄን ብሰማርያን ሓለፉ፣ ንዅሎም ኣሕዋት ከኣ ብዙሕ ኣሐጐስዎም። 4 ኣብ የሩሳሌም ምስ በጽሑ፡ እታ ጉባኤን እቶም ሃዋርያትን እቶም ሽማግለታትን ብጽቡቕ ተቐበልዎም፣ ንሳቶም ድማ እቲ ኣምላኽ ብኣታቶም ኣቢሉ ዝገበሮ ዅሉ ኣዘንተዉሎም። 5 ገለ ኻብቶም ዝኣመኑ ወገን ፈሪሳውያን ግና፡ ተንሲኦም፡ “ኪግዘሩን ሕጊ ሙሴ ምእንቲ ኺሕልዉ ኺእዘዙን ይግባእ እዩ” በሉ።+

6 እቶም ሃዋርያትን እቶም ሽማግለታትን ከኣ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ኺምርምሩ ተኣከቡ። 7 ድሕሪ ብዙሕ ዘተ* ድማ፡ ጴጥሮስ ተንሲኡ ኸምዚ በሎም፦ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ካብ ቀዳሞት መዓልትታት ኣትሒዙ፡ ኣህዛብ ብኣፈይ ቃል ብስራት ኪሰምዑን ኪኣምኑን፡ ኣምላኽ ካባኻትኩም ከም ዝሓረየኒ፡ ንስኻትኩም ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም።+ 8 እቲ ልቢ ዚፈልጥ ኣምላኽ+ ከኣ ከምቲ ንዓና ዝሃበና፡ ንዓታቶም እውን መንፈስ ቅዱስ ብምሃብ፡ መስኪሩሎም እዩ።+ 9 ልቦም ደኣ እዩ ብእምነት ኣንጺሁ እምበር፡+ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኦምንሲ ሓንቲ እኳ ኣይፈላለየን።+ 10 እምበኣርከስ፡ ሕጂ ነቲ ኣቦታትና ዀኑ ንሕና ኽንጾሮ ዘይከኣልና+ ኣርዑት ኣብ ክሳድ ደቀ መዛሙርቲ ብምጽዓን፡+ ስለምንታይ ንኣምላኽ ትፍትንዎ ኣለኹም፧ 11 ንሕናስ ከማታቶም ብጸጋ ጐይታና የሱስ ከም እንድሕን ኢና እንኣምን።”+

12 ሽዑ፡ ኵሎም እቶም ሰባት ስቕ በሉ፣ በርናባስን ጳውሎስን ነቲ ኣምላኽ ብኣታቶም ኣቢሉ ኣብ ኣህዛብ ዝገበሮ ብዙሕ ትእምርትታትን ተኣምራትን ኬዘንትዉሎም ከለዉ፡ ሰምዕዎም። 13 ንሳቶም ተዛሪቦም ምስ ወድኡ ኸኣ፡ ያእቆብ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ስምዑኒ። 14 ኣምላኽ ካብ ኣህዛብ ንስሙ ህዝቢ ምእንቲ ኼውጽእ፡ ንፈለማ ግዜ ኸመይ ገይሩ ቘላሕታ ኸም ዝገበረሎም፡ ስምኦን+ ኣዘንትዩ ኣሎ።+ 15 ቃል ነብያት እውን ምስዚ ይሰማማዕ እዩ፣ እዚ ኸኣ ከምቲ ጽሑፍ ዚብሎ እዩ፦ 16 ‘ድሕርዚ ተመሊሰ ነታ ዝወደቐት ድንኳን* ዳዊት መሊሰ ኸተንስኣ፡ ነቲ ዑናታታ ዳግም ክሃንጾን ከዐርዮን እየ፣ 17 እዚ ድማ እቶም ዝተረፉ ሰባትን ኵሎም እቶም ብስመይ ዚጽውዑ ኣህዛብን ንየሆዋ* ኣጸቢቖም ምእንቲ ኺደልይዎ እዩ፡ ይብል እቲ እዚ ዚገብር ዘሎ የሆዋ፣*+ 18 እዚ እውን ካብ ጥንቲ እተፈልጠ እዩ።’+ 19 ስለዚ፡ ነቶም ካብ ኣህዛብ ናብ ኣምላኽ ዚምለሱ ዘለዉ ኸይነኽብደሎም እዩ ውሳነይ፣*+ 20 ግናኸ፡ ብጣኦታት ካብ ዝረኸሰን+ ካብ ምንዝርናን*+ ካብ ሕኑቕን* ካብ ደምን ኪርሕቁ ንጽሓፈሎም።+ 21 ካብ ጥንቲ ኣትሒዙስ፡ ሰንበት ሰንበት ንሙሴ ኣብ ምኵራባት ዓው ኢሎም ስለ ዜንብብዎ፡ ኣብ ከከተማኡ ንዕኡ ዚሰብኩ ኣለዉ።”+

22 ሽዑ፡ እቶም ሃዋርያትን እቶም ሽማግለታትን ምስ ብዘላ እታ ጉባኤ ዀይኖም፡ ካብ መንጎኦም እተሓርዩ ሰብኡት፡ ምስ ጳውሎስን በርናባስን ናብ ኣንጾክያ ኺልእክዎም ወሰኑ። ነቶም ኣብ መንጎ ኣሕዋት ዚመርሑ ዝነበሩ በርሰባስ ዚብሃል ይሁዳን ሲላስን+ ከኣ ለኣኽዎም። 23 ነዚ ጽሒፎም ድማ ብኣታቶም ገይሮም ለኣኽዎ፦

“ካብ ሃዋርያትን ሽማግለታትን ኣሕዋትኩም፡ ናብቶም ኣብ ኣንጾክያን+ ኣብ ሶርያን ኣብ ቂልቅያን ዘለኹም ካብ ኣህዛብ ዝዀንኩም ኣሕዋት፦ ሰላም። 24 ንሕና ዘይኣዘዝናዮም፡ ገለ ኻባና ወጺኦም ብዘረባኦም ከም ዝረበሹኹምን+ ከም ዘዕገርገሩኹምን* ስለ ዝሰማዕና፡ 25 ሰባት ሓሪና ምስቶም እነፍቅሮም በርናባስን ጳውሎስን ክንልእከልኩም ብሓደ ወሲንና ኣለና፣ 26 ንሳቶምሲ ምእንቲ ስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ህይወቶም* ኣሕሊፎም ዝሃቡ እዮም።+ 27 ስለዚ፡ ይሁዳን ሲላስን ነዚ ነገር እዚ ብቓል ምእንቲ ኺነግሩኹም፡ ንዓታቶም እውን ልኢኽናልኩም ኣለና።+ 28 መንፈስ ቅዱስን+ ንሕናንሲ ብዘይካ እዚ እተገብአ ነገራት እዚ፡ ካልእ ሓለፋ ጾር ከይንውስኸልኩም ሓሲብና ኣለና፣ 29 ንጣኦታት ካብ እተሰውአን+ ካብ ደምን+ ካብ ሕኑቕን*+ ካብ ምንዝርናን* ርሓቑ።+ ርእስኹም ካብዚ እንተ ሓሊኹም፡ ጽቡቕ ክትረኽቡ ኢኹም። ደሓን ኩኑ።”

30 ንሳቶም ምስ ተፋነዉ፡ ናብ ኣንጾክያ ወረዱ፣ ንዅሎም ኣኪቦም ከኣ፡ ነታ ደብዳበ ሃብዎም። 31 ምስ ኣንበብዋ ድማ፡ በቲ መተባብዒ ተሓጐሱ። 32 ይሁዳን ሲላስን ከኣ፡ ንሳቶም እውን ነብያት ነበሩ እሞ፡ ብብዙሕ መደረታት ኣተባብዕዎምን ኣበራትዕዎምን።+ 33 እተወሰነ እዋን ምስ ጸንሑ፡ ካብ ኣሕዋት ብሰላም ተፋንዮም ናብቶም ዝለኣኽዎም ተመልሱ። 34 *—— 35 ጳውሎስን በርናባስን ግና እናመሃሩን ምስ ብዙሓት ካልኦት ኰይኖም ቃል የሆዋ* እናኣበሰሩን ኣብ ኣንጾክያ ጸንሑ።

36 ድሕሪ ገለ መዓልትታት ጳውሎስ ንበርናባስ፡ “ሕጂ* ንዓ ንመለስ እሞ እቶም ኣብተን ቃል የሆዋ* ዝሰበኽናለን ዘበላ ኸተማታት ዘለዉ ኣሕዋት ከመይ ከም ዘለዉ ምእንቲ ኽንርኢ፡ ንብጽሓዮም” በሎ።+ 37 ሽዑ፡ በርናባስ ነቲ ማርቆስ ዚብሃል ዮሃንስ ኪማልእዎ ቘረጸ።+ 38 ጳውሎስ ግና ነዚ ኻባታቶም ኣብ ጰምፊልያ እተፈልየን ምሳታቶም ናብቲ ዕዮ ዘይከደን፡ ኪማልእዎ ግቡእ ኣይመሰሎን።+ 39 ሽዑ፡ ንሓድሕዶም ክሳዕ ዚፈላለዩ፡ ኣብ መንጎኦም ቈየቛ ዀነ፣ በርናባስ+ ከኣ ንማርቆስ ተማሊኡ ናብ ቆጵሮስ ብመርከብ ከደ። 40 ጳውሎስ ግና ንሲላስ ሓረየ፣ እቶም ኣሕዋት ንጸጋ የሆዋ* ምስ ኣማዕቈብዎ ድማ ነቐለ።+ 41 ነተን ጉባኤታት እናኣበራትዐ እውን፡ ብሶርያን ብቂልቅያን ሓለፈ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ